Category: News

1 603 604 605 606 607 912 6050 / 9111
ኣኼባ ናይቲ ብስዑዲ ዓረብ ዝቖመ ኪዳን ሃገራት እስላም ኣብ ሪያድ ተኻይዱ

ኣኼባ ናይቲ ብስዑዲ ዓረብ ዝቖመ ኪዳን ሃገራት እስላም ኣብ ሪያድ ተኻይዱ

Radio Erena: 02 November 2017 ካብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጅቡትን ሱዳንን ጥራይ ዝተሳተፍኦ ኣኼባ ናይቲ ብስዑዲ ዓረብ ዝቖመ ኪዳን ሃገራት እስላም ኣብ ሪያድ ተኻይዱ።ኣብቲ ንህሉው ኩነታት የመን ንምግምጋም ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ [...]
ኬንያ፣ ንካልኣይ እዋኑ ኣብ ዝተደግመ ምርጫ፣ ፕረዚደንት ኬንያታ ደጊሙ ተዓዊቱ

ኬንያ፣ ንካልኣይ እዋኑ ኣብ ዝተደግመ ምርጫ፣ ፕረዚደንት ኬንያታ ደጊሙ ተዓዊቱ

Radio Erena: 1 November 2017 ኣብ ኬንያ፣ ብ26 ጥቅምቲ ኣብ ዝተደግመ ሓፈሻዊ ምርጫ እታ ሃገር፣ ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታ ደጊሙ ተዓዊቱ። ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ብ30 ጥቅምቲ ኣብ ዝዘርግሖ ወግዓዊ ውጽኢት ምርጫ፣ 98 [...]
ኣስመራ፣ ተማህሮ ዲያእ ኣል እስላሚያ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም፣ ሰራዊት ንምብታኖም ተዅሲ ከፊቱ

ኣስመራ፣ ተማህሮ ዲያእ ኣል እስላሚያ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም፣ ሰራዊት ንምብታኖም ተዅሲ ከፊቱ

Radio Erena: 31 October 2017 ኣብ ኣስመራ፣ ሎሚ 31 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሰዓታት ድሕረ ቀትሪ፣ ኣብ ከባቢ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ዝተኣኻከቡ ኣስታት 100 ዝኾኑ ተማህሮ ዲያእ ኣል እስላሚያ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም መጉ [...]
ኢትዮጵያ፣ ስደተኛታት ኣብ ናይ ክብሪ መዝገብ ከተስፍርን ሲቪላዊ ሰነዳት ክትህብን ጀሚራ

ኢትዮጵያ፣ ስደተኛታት ኣብ ናይ ክብሪ መዝገብ ከተስፍርን ሲቪላዊ ሰነዳት ክትህብን ጀሚራ

Radio Erena: 31 October 2017 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብታ ሃገር ተዓቝቦም ዝርከቡ ስደተኛታት ኣብ ናይ ክብሪ መዝገብ ከስፍሮምን ምስክር ወረቐት ልደት፣ መርዓን ሞትን ዝኣመሰለ ሲቪላዊ ሰነዳት ክህቦምን ከምዝጀመረ ላዕለዋይ [...]
ብሪጣንያ፣ ብቅትለት ሰብ ን14 ዓመታት ዝተኣስረ ኤርትራዊ ናብ ዓዱ ከይጥረዝ ይሓትት

ብሪጣንያ፣ ብቅትለት ሰብ ን14 ዓመታት ዝተኣስረ ኤርትራዊ ናብ ዓዱ ከይጥረዝ ይሓትት

Radio Erena: 31 October 2017 ብቅትለት ሰብ ን14 ዓመታት ክእሰር ዝተፈርዶ ቶማስ ግርማይ ዝተባህለ ኤርትራዊ ናብ ዓዱ ከይጥረዝ ናብ ቤት ፍርዲ ይግባይ ምባሉ ደይሊ መይል ኣብ ናይ 29 ጥቅምቲ ዜናኡ ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ግጥማት ስፖርት ንምዕዛብ ስታድዮም ክኣትዋ ክፍቀደለን’ዩ

ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ግጥማት ስፖርት ንምዕዛብ ስታድዮም ክኣትዋ ክፍቀደለን’ዩ

Radio Erena: 31 October 2017 ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ እታ ሃገር ኣብ ስታድዮም ብምእታው ስፖርታዊ ንጥፈታት ንኽዕዘባ ዝፈቅድ ሓድሽ ሕጊ ከምዘውጽአት ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ማዕከን ዜና ንሰበ ስልጣን እታ ሃገር ብምጥቃስ [...]
ቴልኣቪቭ፣ መባእታ ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ኣቡጊዳ 97 ተማሃሮ ኣመሪቓ

ቴልኣቪቭ፣ መባእታ ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ኣቡጊዳ 97 ተማሃሮ ኣመሪቓ

Radio Erena: 30 October 2017 ብግዱሳት ኤርትራውያን ኣብ እስራአል፣ ኣብ 2013 ዝተበገሰት መባእታ ቤት ትምህትቲ ቋንቋ ኣደ ኣቡጊዳ፣ ከተምህሮም ዝጸንሐት 97 ቆልዑ ኣመሪቓ። ኣብዚ ዓመት 107 ቆልዑ ተመዝጊቦም እኳ እን [...]
ኡጋንዳ፣ ብቅትለት ኤርትራዊ ነጋዳይ ዝተጠርጠሩ ሰለስተ መኮንናት ፖሊስ ተቐይዶም

ኡጋንዳ፣ ብቅትለት ኤርትራዊ ነጋዳይ ዝተጠርጠሩ ሰለስተ መኮንናት ፖሊስ ተቐይዶም

Radio Erena: 30 October 2017 ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ብቅትለት እቲ ኣብ ታሕሳስ 2016 ሞይቱ ዝተረኽበ ኤርትራዉ ዳኒኤል ወልዱ ዝተጠርጠሩ ሰለስተ መኮንናት ፖሊስ ከምዝቐየደ ዘ ኦብዘርቨር ዝተባህለ ማዕከን ዜና ካብታ ሃገር ሓቢሩ [...]
ሞቛድሾ፣ ኣብ ሓደ ዘመናዊ ሆቴል ብዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ 23 ሰባት ተቐቲሎም

ሞቛድሾ፣ ኣብ ሓደ ዘመናዊ ሆቴል ብዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ 23 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 30 October 2017 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ ዘመናዊ ሆቴል፣ ብቀዳም 28 ጥቅምቲ ብዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ 23 ሰባት ከምዝተቐትሉን 30 ከኣ ከምዝቖሰሉን ሓይልታት ጸጥታ እታ ሃገር ኣረጋጊጾም። [...]
ማሕበረሰብ ዓለም ንጉዳይ ስደት ኤርትራውያንን ሓተትቲ ዑቕባን ግቡእ ኣቓልቦ ከይነፍጎም ጻውዒት ቀሪቡ

ማሕበረሰብ ዓለም ንጉዳይ ስደት ኤርትራውያንን ሓተትቲ ዑቕባን ግቡእ ኣቓልቦ ከይነፍጎም ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 29 October 2017 ማሕበረሰብ ዓለም ንጉዳይ ስደት ኤርትራውያንን ሓተትቲ ዑቕባን ግቡእ ኣቓልቦ ከይነፍጎም ጻውዒት ቀሪቡ። ኣብቲ ብሓሙስ ዕለት 26 ጥቅምቲ ዝተኻየደ ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣ [...]
1 603 604 605 606 607 912 6050 / 9111