Category: News

1 601 602 603 604 605 914 6030 / 9133
ኣብ ናይሮቢ ብዝተኻየደ ግጭት ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ናይሮቢ ብዝተኻየደ ግጭት ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 19 November 2017 ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ኣብ መንጎ ደገፍቲ ራይላ ኦዲንጋን ፖሊስን ብዝተኻየደ ግጭት ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣሶሼትድ ፕረስ ካብታ ከተማ ሓቢሩ። እቲ ብዓርቢ 17 ሕዳር ዝተኻየደ [...]
ህዝቢ ዚምባብወ፣ ነቲ ብሰራዊት’ታ ሃገር ዝተወስደ ስጉምቲ ንምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ

ህዝቢ ዚምባብወ፣ ነቲ ብሰራዊት’ታ ሃገር ዝተወስደ ስጉምቲ ንምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ

Radio Erena: 19 November 2017 ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ዚምባብወ፣ ነቲ ብሓይልታት ምክልኻል’ታ ሃገር ዝተወስደ ስጉምቲ ንምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ። ኣብቲ ብዕለት 18 ሕዳር ኣብ ርእሰ ከተማ ሃራረን ካልኦት ከተማታትን [...]
ተማሃሮ ዲያእ ኣል እስላምያ ኣብ ኣስመራ ንዘካየድዎ ተቓውሞ ዝድግፍ ሰልፍታት ሕጂ’ውን ይቕጽል

ተማሃሮ ዲያእ ኣል እስላምያ ኣብ ኣስመራ ንዘካየድዎ ተቓውሞ ዝድግፍ ሰልፍታት ሕጂ’ውን ይቕጽል

Radio Erena: 17 November 2017 ተማሃሮ ዲያእ ኣልእስላምያ ብ31 ጥቅምቲ ንዘካየድዎ ተቓውሞ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፍታት ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ኣመሪካን ኣፍሪቃን ሕጂው'ን ይቕጽል ኣሎ። በዚ መሰረት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣሽ [...]
ቀጠር፣  ኣብ ሱዳን፣ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ወደብ ክትሃንጽ’ያ

ቀጠር፣ ኣብ ሱዳን፣ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ወደብ ክትሃንጽ’ያ

Radio Erena: 17 November 2017 ንግስነት ቀጠር፣ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ወደብ ኣብ ሱዳን ክትሃንጽ ምዃና ተሓቢሩ። ሚኒስተር መጓዓዝያ ሱዳን ዋማኪ ዓዋድ ብዛዕባ'ዚ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ [...]
ንፕረዚደንት ሙጋበ ካብ ስልጣን ዝኣለየ ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ክምስርት ከምዝኽእል ይግለጽ ኣሎ

ንፕረዚደንት ሙጋበ ካብ ስልጣን ዝኣለየ ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ክምስርት ከምዝኽእል ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: 17 November 2017 ንፕረዚደንት ሙጋበ ዝኣለየ ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሰልፊ ዛኑ ፒኤፍን ተቓወምቲ ሰልፍታትን ብሓባር ዘቖምዎ መንግስቲ ክቐውም ክፈቅድ ከምዝኽእል ይግለጽ ኣሎ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ [...]
ብሪጣንያ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ልምምድ ሰራዊት ሃገራት ም. ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ

ብሪጣንያ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ልምምድ ሰራዊት ሃገራት ም. ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ

Radio Erena: 16 November 2017 ብሪጣንያ፣ ኣብዚ ወርሒ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ሓባራዊ ልምምድ ፍሉይ ሓይሊ ሰራዊት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ ምዃና ኣፍሊጣ። ብሪጣንያ ነዚ ተፍልጥ ዘላ፣ ኣብቲ ሓባራዊ ልምምድ ዝውዕል [...]
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘንበሮ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሑ

ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘንበሮ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሑ

Radio Erena: 15 November 2017 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘንበሮ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ከምዘናውሖ ተገሊጹ። እዚ ባይቶ ነቲ ንሸሞንተ ዓመታት ዝጸንዐ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ክናዋሕ [...]
ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ንፕረዚደንት ሙጋበን ስድራቤቱን ምእንቲ ድሕነቶም ናብ ውሑስ ቦታ ከምዘግዓዘ ኣፍሊጡ

ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ንፕረዚደንት ሙጋበን ስድራቤቱን ምእንቲ ድሕነቶም ናብ ውሑስ ቦታ ከምዘግዓዘ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 15 November 2017 ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ንፕረዚደንት ሮበርት ሙጋበን ስድራቤቱን ምእንቲ ድሕነቶም ናብ ውሑስ ቦታ ከምዘግዓዘ ኣፍሊጡ። ሰራዎት ዚምባብዌ ነዚ ዝገለጸ፣ ናብ 15 ሕዳር ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ንመደበራት [...]
መራሕቲ ኢትዮጵያን ቀጠርን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃን ምትእትታው ሃገራት ወሽመጥ ፈጢርዎ ዘሎ ጽልዋን ዘትዮም

መራሕቲ ኢትዮጵያን ቀጠርን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃን ምትእትታው ሃገራት ወሽመጥ ፈጢርዎ ዘሎ ጽልዋን ዘትዮም

Radio Erena: 15 November 2017 መራሕቲ ኢትዮጵያን ቀጠርን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃን ምትእትታው ሃገራት ወሽመጥ ፈጢርዎ ዘሎ ጽልዋን ዘከምዝዘተዩ ማዕከናት ዜና ዓረብ ሓቢረን። እቶም መራሕቲ ነዚ ዝዘተዩ ቀዳማይ ሚ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ኡጋንዳ ምብጻሕ ፈጺሙ

ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ኡጋንዳ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 15 November 2017 ፕርዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብ ኡጋንዳ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ13 ሕዳር ናብታ ሃገር ድሕሪ ምእታዉ ምስ ኡጋንዳዊ መዘንኡ ፕረዚደን [...]
1 601 602 603 604 605 914 6030 / 9133