Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኢትዬጵያ፣ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሐዬ ንዝበሎቶ ስምምዕ፣ ብመንግስቲ ሶማል ተነጺጉ
Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024
መንግስቲ ኢትዬጵያ፣ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሐዬ ንዝበሎ ስምምዕ መረዳድኢ ሰነድ፣ ብመንግስቲ ሶማል ተነጺጉ።
ብቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ [...]
ጉጅለ ‘ብሪክስ’ ካብ ባሕቲ ጥሪ ኢትዮጵያ ትርከበን 5 ሃገራት ብወግዒ ክጽንብር እዩ
Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024
ምትእክኻብ ‘ብሪክስ’ ኣብ 2009 ዝተመስረተ ንሃገራት ብራዚል፡ ሩስያ፡ ህንዲ፡ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪቃን ዘጸንበረ እዩ::
ካብ ባሕቲ ጥሪ ኣትሒዙ ድማ ንኢትዮጵያ: ስዑዲ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ንእስራኤል ብጃምላዊ ህልቂት ትኸስስ
Radio Erena: Tuesday, 02 January 2024
እስራኤል ኣብ ልዕሊ ፍልስጤማውያን ተቐማጦ ወሽመጥ ቃዛ ብእትገብሮ ዘላ ጃምላዊ መቕጻዕትን ቅትለትን ብደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ፍትሒ (ICJ) ተኸሲሳ::
[...]
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ 2022 ዝኣተወቶ ስምምዕ ተግባራዊ ክትገብር ይጽውዕ
Radio Erena: Friday, 29 December 2023
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራትን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያን ኣብ ዘቕረብዎ ሓባራዊ ጸብጻብ፣ ኩሎም ኣካላት መሰጋገሪ ፍትሒ ብማዕረ ምትግባር [...]
ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ፣ ድሕሪ ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ንፈለማ እዋን ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ምብጻሕ የካይድ
Radio Erena: Friday, 29 December 2023
መራሒ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ትማሊ ረቡዕ ምስ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዮወሪ ሙሰቪኒ ከምዝተራኸበ ተፈሊጡ።
እዚ ድማ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ኣ [...]
ኢትዮጵያ፣ 33 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኣህጉራዊ ዕዳ ምኽፋል ትስእን
Radio Erena: Thursday, 28 December 2023
ኢትዮጵያ 33 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኣህጉራዊ መንግስታዊ ቦንድ "ኩፖን" ክትከፍል ብዘይምኽኣላ ትማሊ ሰሉስ ብወግዒ ንሳልሳይ ግዜ ኣብ ኣፍሪቃ ዕዳኣ ክትከፍል ዘይ [...]
ሑቲ መጥቃዕትታቱ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይቕጽል
Radio Erena: Thursday, 28 December 2023
ብኢራን ዝድገፍ ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ጸቕጢ ንምግባር ዝዓለመ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ እዋን ንወደባዊት ከተማ ኢላት ናይ እስራኤል ና [...]
ኣብ ዓለም ሓደ ካብ 200 ሰባት ስደተኛ እዩ
Radio Erena: Wednesday, 27 December 2023
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ጀነቫ ኣብ ዝተኻየደ ዓለማዊ መድረኽ ስደተኛታት፣ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ናይ 2023 ዓለማዊ ኣሃዛት ስ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ነበር፣ ህጹጽ ኣኼባ ክካየድ ይጽውዕ
Radio Erena: Wednesday, 27 December 2023
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ነበርን ሓላፊ ምውህሃድ ሲቪላዊ ደሞክራስያዊ ሓይልታት (ታቃዱም)፣ ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ዘካይዱ ዘለዉ ጀነራላት፣ ነቲ ዝቕ [...]
ፈረንሳ: ኣብ ኒጀር ኤምባሲኣ ትዓጹ
Radio Erena: Tuesday, 26 December 2023
ሃገረ ፈረንሳ ኣብ ኒጀር ዝርከብ ኤምባሲኣ ንዘይተፈልጠ ግዜ ክትዓጽዎ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ::
ፈረንሳ ኤምባሲ ክትዓጹ ዝተገደደት ዕልዋ ብምክያድ ኣብ ስልጣን ዘሎ [...]