Category: ኣህጉራዊ ዜና
‘ኢትዮጵያን ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝኸተመቶ ስምምዕ ባሕሪ፣ ስግኣት ሃገራዊ ድሕነት’ዩ’ ኣመሪካ
Radio Erena: Thursday, 18 January 2024
መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝኸተሞ ስምምዕ ባሕሪ፣ ብስግኣት ሃገራዊ ድሕነት ከምዝርአ ኣመሪካ ኣጠንቂቓ።
ኣፈኛ ባይቶ ሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ፣ ጆን [...]
ኣብ ትግራይ ምስ ናይ 1984 ዓመታት ዝመሳሰል ዓጸቦ ከምዝተኸስተ ይግለጽ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግና ይኽሕድ
Radio Erena: Thursday, 18 January 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ፣ ኵናትን ደርቂን ብዘስዓቦ ጥሜትን ዓጸቦን፣ ኣማኢት ይሞቱ ምህላዎም ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይኽሕዶ ምህላዉ፣ ማዕከና [...]
ስግኣት መጥቃዕትታት ሑቲ ኣብ ከባቢ ዓሰብ
Radio Erena: Wednesday 17, January 2024
ብኢራን ዝድገፍ ሑቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ጸቕጢ ንምግባር ዝዓለመ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ እዋን ንወደባዊት ከተማ ዓሰብ ቅርበት ኣብ ዘለዎ [...]
ሱዳን ብኢጋድ ዝተወደበ ኣኼባ ነጺጋ
Radio Erena: Wednesday 17, January 2024
ሱዳን ብኢጋድ ዝቐረበ ንክልቲኦም ወገናት ናብ ዝርርብ ዝዕድም እማመ ነጺጋ።
ኣልቡርሃን ኣብዚ ቀረባ እዋን ነቲ ውድብ ብወገናውነትን ኣብ "ውሽጣዊ ጉዳይ ሱዳን" [...]
ኣባል ባይቶ ኒውዚላንድ ካብ ድኳናት ክዳውንቲ፡ ሰሪቓ ተባሂላ
Radio Erena: Wednesday 17, January 2024
ሓንቲ ኣባል ባይቶ ኒውዚላንድ፡ ብተደጋጋሚ ክስታት ስርቂ ስልጣና ከምዝለቐቐት ሲሲቲቪ ሓቢሩ።
እታ ጎልሪዝ ጋህራማን ዝተባህለት ካብ ሓምላይ ሰልፊ ዝኾነት በዓል [...]
ኢጋድን ማሕበራት ሃገራት ዓረብን፣ ንኢትዬጵያን ሶማልን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ህጺጽ ኣኼባታት ክካየድ ጸዊዖም
Radio Erena: Tuesday 16, Juanury 2024
ኢጋድን ማሕበር ሃገራት ዓረብን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ንኢትዬጵያን ሶማልን ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳይ ስምምዕ ኣፍደገ ባሕሪ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ብዝምልከት ህጹጽ ኣኼባታት [...]
ኢጋድን ዲፕሎማሰኛታት ኢትዮጵያን ነገራት ከተሃዳድኡ ይፍትኑ
Radio Erena: Monday, 15 January 2024
ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድን ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ሙሳ ቢሂ ዓብዲ ድሕሪ ዝተበጽሓ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ናይ ምጥቃም ውዕል ኣብ ሶማልያ ሓያል ስምዒ [...]
ኢትዬጵያ፣ ተጸባይ ረዲኤት ዝኾነ ህዝቢ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ትካላት ረዲኤት ገሊጸን
Radio Erena: Friday ,12 January 2024
ኣብ ኢትዬጵያ፣ ብሰንኪ ኵናት፣ ደርቂን ተጸባዪ ረዲኤት ናይ ዝኾነ ብዝሒ ህዝቢ ልዕሊ 15 ሚልዮን ከምዝበጽሐ፣ ትካል ረዲኤት ኣመሪካ- USAID ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብታ ሃገር [...]
ጂቡቲን ፈረንሳን ኣብ ምስሕሓብ ሶማልን ኢትዬጵያን ብዝምልከት ዘትየን
Radio Erena: Friday , 12 January 2024
ጂቡቲን ፈረንሳን፤ ኣብ ጉዳይ እቲ ንሶማልን ኢትዬጵያን ኣሰሓሒቡ ዘሎ ስምምዕ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ብዝምልከት ዘትየን።
ሚኒስተር ጉዳያት [...]
ካርቱም፣ ኣብ ከባቢታት ኡምዱርማን፣ ጽዕጹቕ ኵናት ምቕጻሉ ተሓቢሩ
Radio Erena: Thursday 11 , January 2024
ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም፣ ከባቢታት ኡምዱርማን፣ ጽዕጹዕ ኵናት ይቕጽል ምህላዉ መርበባት ዜና ሓቢረን።
እቲ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ ፈጣን ሓይልታትን፣ ቅድሚ [...]