Category: ዜና ኤርትራ

1 528 529 530 531 532 593 5300 / 5924
መራሒ ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ምስ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ንምርኻብ ዝወጠኖ መደብ ኣየተዓወተን

መራሒ ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ምስ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ንምርኻብ ዝወጠኖ መደብ ኣየተዓወተን

Radio Erena: 23 July, 2014 መራሒ ተቓዋሚ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማሻር ምስ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሩ ሙሴቬኒ ከካይዶ ዝወጠነ ዝርርብ ከምዝፈሸለ ተገሊጹ። ኣብቲ ትማሊ ኣብ ከተማ ካምፓላ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ርክብ ክልቲኦም ወ [...]
እስራኤል ኣብ ካርቱም ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዳ ተባሂሉ

እስራኤል ኣብ ካርቱም ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዳ ተባሂሉ

Radio Erena: 22 July, 2014 እስራኤል ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ቓዛ ተካይዶ ዘላ ጽዑቕ መጥቃዕቲ፣ ኣብ ሱዳን’ውን ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ከምዘካየደት ኣል ዓረብ ዝተባህለ ጋዜጣ ገሊጻ። እቲ እስራኤል ኣብ ሱዳን ደብዲባቶ ዝብሃ [...]
ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ጥራብሎስ ሓድሽ ግጭት ተጎሃሂሩ

ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ጥራብሎስ ሓድሽ ግጭት ተጎሃሂሩ

Radio Erena: 22 July, 2014 ኣብ ጥራብሎስ ርእሰ ከተማ ሊብያ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ዕጡቓት ሓድሽ ግጭት ተጎሃሂሩ። እቲ ግጭት ድሕሪ’ቲ መዓመር ቐዛፊ ንምውዳቕ ዝተኻየደ ግጭታት እቲ ዝሓየለ ምዃኑ ዝገልጹ ዘለዉ ናይ ዓይኒ [...]
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብሕጽርት ትንፋስ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ 30 በጺሑ

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብሕጽርት ትንፋስ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ 30 በጺሑ

Radio Erena: 22 July, 2014 ብ18 ሓምለ ብሓይሊ ባሕሪ ማልታን ኢጣልያን ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ኣብ ዝደሓነት ጃልባ ብጽቕጥቕጥ ናይ ዝሞቱ ስደተኛታት ቁጽሪ 30 በጺሑ። እታ ኣስታት 400 ስደተኛታት ጽዒና ኣብ ማእከላይ ባ [...]
‘ሳዋ፣ ዳስ ሓውያ’

‘ሳዋ፣ ዳስ ሓውያ’

Radio Erena: 21 July, 2014 ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን መበል 27 ዙርያ ተዓላሞ ሃገራዊ ኣገልግሎት ተመሪቖም ምስተባህለ፣ ብድሕሪኡ ኸኣ ናበይ’ዮም? እንታይ’ዩ ክጽበዮም ዝብል ሕቶታት ርዱእ መልሲ እኳ እንተለዎ..እታ ንኽን [...]
ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን መንእሰይ ናብ ልምዓት ኣብ ዝወፈራ ኤርትራ ስለምንታይ ሓንቲ ባኒ ንሓደ ሰብ ይሰኣን?

ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን መንእሰይ ናብ ልምዓት ኣብ ዝወፈራ ኤርትራ ስለምንታይ ሓንቲ ባኒ ንሓደ ሰብ ይሰኣን?

Radio Erena: 21 July, 2014 ኣብ ኤርትራ ዘሎ ናይ ግዜ ገደብ ዘይብሉ ግዱድ ወትሃደራዊ ዕስክርና ሓደ ካብ ኣውራ ጠንቅታት ዋሕዚ ዜጋታት ናብ ስደት ምዃኑ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ ግዜ፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ በንጻሩ፣ ሳላ [...]
ኣብ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያን ቱርክን ኤርትራውያን ዝርከብዎም 23 ስደተኛታት ሞይቶን

ኣብ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያን ቱርክን ኤርትራውያን ዝርከብዎም 23 ስደተኛታት ሞይቶን

Radio Erena: 21 July, 2014 ብዓርቢ 18 ሓምለ፣ ካብ 300 ክሳብ 400 ዝግምገሙ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ካብ ሃገራት ሰሜን ኣፍሪቃ ተበጊሳ ናብ ኢጣልያ እተምርሕ ኣብ ዝነበረት ንእሽቶ ጃልባ፣ 18 ካብኣቶም ብሰንኪ'ቲ [...]
ኣመሪካ ናይ መጓዓዝያ ነፈርታ፣  ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ክሊ ኣየር ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ከይሓልፋ ከልኪላ

ኣመሪካ ናይ መጓዓዝያ ነፈርታ፣ ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ክሊ ኣየር ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ከይሓልፋ ከልኪላ

Radio Erena: 21 July, 2014 ፈደራላዊ በዓል ስልጣን ኣቭየሽን፣ ናይ መጓዓዝያ ነፈርቲ ኣመሪካ ኣብ ክሊ ኣየር ናይቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ሰሚናዊ ኢትዮጵያ ከይሓልፋ ከልኪሉ። ፈደራላዊ በዓል ስልጣን ምምሕዳር ኣቬሽን ናይ ኣመ [...]
‘ምቁራጽ ኤሌክትሪክ ገኒንሉ ዘሎ ምኽንያት፣ መንግስቲ ምሉእ ናይ ጸዓት ዓቕሙ ናብ ዕደና የውዕሎ ስለዘሎ’ዩ’ ካድራት ህግደፍ

‘ምቁራጽ ኤሌክትሪክ ገኒንሉ ዘሎ ምኽንያት፣ መንግስቲ ምሉእ ናይ ጸዓት ዓቕሙ ናብ ዕደና የውዕሎ ስለዘሎ’ዩ’ ካድራት ህግደፍ

Radio Erena: 18 July, 2014 ኣብ ኤርትራ ገኒኑ ዘሎ ጸገም ምቑራጽ ኤሌክትሪክ፣ መንግስቲ ምልእ ናይ ጸዓት ዓቕሙ ናብ ዕደና የውዕሎ ብምህላዉ'ዩ ክብሉ ካድራት ህግደፍ ኣብ ሰሚናራት ይገልጹ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካ [...]
ፊፋ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ ደረጃ ብቕዓት፣ ዋንጫ ዓለም ዝዓተረት ጀርመን ሓደ ደረጃ ንቕድሚት፣ ኤርትራ ድማ ሓደ ደረጃ ንድሕሪት

ፊፋ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ ደረጃ ብቕዓት፣ ዋንጫ ዓለም ዝዓተረት ጀርመን ሓደ ደረጃ ንቕድሚት፣ ኤርትራ ድማ ሓደ ደረጃ ንድሕሪት

Radio Erena: 18 July, 2014 ፊፋ ድሕሪ ምዝዛም ዋንጫ ዓለም ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ ደረጃ፣ ዋንጫ ዝዓተረት ጀርመን ሓደ ደረጃ ንቕድሚት ብምሕኳር ቀዳመይቲ ክትከውን እንከላ፣ ኤርትራ ድማ ካብ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሓደ ደረጃ ንታሕ [...]
1 528 529 530 531 532 593 5300 / 5924