Category: ዜና ኤርትራ

1 531 532 533 534 535 592 5330 / 5916
ክኢላታት ሕጊ ሽወደን ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ሰበ ስልጣናቱን ብገበን ከሲሶም

ክኢላታት ሕጊ ሽወደን ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ሰበ ስልጣናቱን ብገበን ከሲሶም

Radio Erena: 03 July, 2014 ክኢላታት ሕጊ ሽወደን፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝርከቦም ሓያሎ ሰበ ስልጣናት መንግስቲ ኤርትራ ብገበን ከሲሶም። እቶም ክኢላታት ሕጊ፣ ናብ ፖሊስ ሽወደን ኣብ ዘቕረብዎ ወግዓዊ ክሲ፣ ፕረዚ [...]
ኢትዮጵያ፣  ምስ ሱዳን ኣብ ዘድውብ ከባቢታት ዝተኸስተ ግጭት ምጽራይ ይግበረሉ ምህላዉ ገሊጻ

ኢትዮጵያ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘድውብ ከባቢታት ዝተኸስተ ግጭት ምጽራይ ይግበረሉ ምህላዉ ገሊጻ

Radio Erena: 03 July, 2014 ኢትዮጵያ፣ ኣብቲ ምስ ሱዳን ዘዳውብ ከባቢታት 10 ወትሃደርት መንግስቲ ሱዳን ዝቐተለ ግጭት ኣብ ምጽራይ ከምዘላ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃገር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊጹ። ጋዜጣ ሪፖር [...]
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ መኽሰብ ደበሳይ፣ ናብ ፕሮፌሽናል መድረኽ ተሰጋጊሩ

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ መኽሰብ ደበሳይ፣ ናብ ፕሮፌሽናል መድረኽ ተሰጋጊሩ

Radio Erena: 03 July, 2014 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ክለብ ኤሪ-ቴል መኽሰብ ደበሳይ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ኮይኑ። ንወዲ 23 ዓመት መኽሰብ ብደረጃ ፕሮፌሽናል ዝሓቖፈቶ ጋንታ፡ ሎሚ ዓመት ዝተመስረተት ጀርመናዊት ክለብ [...]
Swedes accuse Eritrean president of torture

Swedes accuse Eritrean president of torture

Radio Erena: 02 July, 2014 Three lawyers have accused Eritrea's president Isaias Afwerki of torture and human rights crimes against Swedish journalis [...]
ኣውስትራልያ፣ መንግስቲ ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ

ኣውስትራልያ፣ መንግስቲ ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ

Radio Erena: 02 July, 2014 ኣውስትራልያ፣ መንግስቲ ኤርትራ ዝፍጽሞ ንዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ። ኣውስትራልያ ነዚ ትገልጽ ዘላ፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ከተጽንዕ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተ [...]
ናብ ኤርትራ የምርሕ ከምዝነበረ ዝተገልጸ መራሒ ተቓዋሚ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትራንዚት መዓርፎ ነፈርቲ የመን ተቐይዱ

ናብ ኤርትራ የምርሕ ከምዝነበረ ዝተገልጸ መራሒ ተቓዋሚ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትራንዚት መዓርፎ ነፈርቲ የመን ተቐይዱ

Radio Erena: 02 July, 2014 ሓይልታት ጸጥታ የመን፣ ናብ ኤርትራ የምርሕ ከምዝነበረ ዝተገልጸ፣ ሓደ ካብ መራሕቲ ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ከምዝቐየዱ ምንጭታት ኣረጋጊጾም። እቲ ኣንዳርጋቸው ጽገ ዝተባህለ ዋና ጸሓፊ ናይቲ ብግንቦት [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ሬሳ ናይ 30 ስደተኛታት ረኺቡ

ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ሬሳ ናይ 30 ስደተኛታት ረኺቡ

Radio Erena: 01 July, 2014 ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኣስታት 600 ስደተኛታት ኣብ ዝጸዓነት ንእሽቶ ጃልባ፣ ሬሳ ናይ 30 ሰባት ከምዝረኸበ ገሊጹ። እታ ጃልባ ብሓገዝ ሓይሊ ባሕሪ ናብ ገማግም ባሕሪ ሲሲልያ ድሕሪ ምጽግዓ፣ ኣ [...]
ናትናኤል ብርሃነ፣ ቀዳም ኣብ ዝጅምር ዙር ፈረንሳ ኣይሳተፈን’ዩ

ናትናኤል ብርሃነ፣ ቀዳም ኣብ ዝጅምር ዙር ፈረንሳ ኣይሳተፈን’ዩ

Radio Erena: 01 July, 2014 ብብዙሓት ኣፍቀርቲ ቅድድም ብሽክለታ ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ንኽሳተፍ ልዑል ትጽቢት ተገይርሉ ዝጸንሐ፡ ዝቀልጠፈ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኤርትራ ናትናኤል ብርሃነ፡ ኣብ’ዚ ናይ’ዚ ዓመት ውድድር ቱር ዲ [...]
ካብ ሲናይ ብሓይሊ ተታሒዞም ናብ ቤት ማእሰርቲ ሳህሮኒም ዝተወስዱ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ጀሚሮም

ካብ ሲናይ ብሓይሊ ተታሒዞም ናብ ቤት ማእሰርቲ ሳህሮኒም ዝተወስዱ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ጀሚሮም

Radio Erena: 30 June, 2014 Update: - ሓይልታት ጸጥታ እስራኤል፣ ካብ ሲናይ ብሓይሊ ኣብ መካይን እናጸዓኑ ናብ ቤት ማእሰርቲ ሳህሮኒም ዝወሰድዎም ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 2 ሽሕ ስደተኛታት፣ መግቢ ናይ [...]
መዓልቲ ሓዘን ግዳያት ላምፔዱሳ ዘይኣወጀ ህግደፍ፣ ንመበል 20 ዓመት ጃምላዊ ህልቂት ርዋንዳ ብክብ ዝበለ ስነ ስርዓት ዘኪርዎ

መዓልቲ ሓዘን ግዳያት ላምፔዱሳ ዘይኣወጀ ህግደፍ፣ ንመበል 20 ዓመት ጃምላዊ ህልቂት ርዋንዳ ብክብ ዝበለ ስነ ስርዓት ዘኪርዎ

Radio Erena: 30 June, 2014 ኣብ ላምፔዱሳ ናይ ዝሃለቑ ኣስታት 360 ኤርትራውያን መንእሰያት ወግዓዊ ናይ ሓዘን መዓልቲ ዘይኣወጀ ህግደፍ፣ መበል 20 ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ዓሌታዊ ጃምላዊ ህልቂት ርዋንዳ ኣብ ኣስመራ ብክብ [...]
1 531 532 533 534 535 592 5330 / 5916