Category: ዜና ኤርትራ

ቻይና ኣብ ጅቡቲ ቀዋሚ ወትሃደራዊ መዓስከር ክወሃባ ትሓትት ኣላ
Radio Erena: 11 May 2015 ቻይና ኣብ ጅቡቲ ቀዋሚ ወትሃደራዊ መዓስከር ክህልዋ ትሓትት ምህላዋ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ጉለ ምግላጹ ኣገልግሎት ዜና ቻይና ሽንሁዋ ሓቢሩ። ቻይና፣ ኣብ ጅቡቲ ቀዋሚ ወትሃደራዊ መዓስከር ክህል [...]

ዲፕሎማሰኛ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ነቲ መንግስቲ ብምርሕራሕ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ
Radio Erena: 11 May 2015 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ቀዋሚ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ካብ ዝርከቡ ሓሙሽተ ዲፕሎማሰኛታት ሓደ ነቲ መንግስቲ ብምርሕራሕ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። እቲ መሓመድ እድሪስ ያዊጅ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንወትሃደራዊ ታዕሊም ዝምልከት ተወሳኺ ምልክታ ይዝርግሕ
Radio Erena: 10 May 2015 መንግስቲ ኤርትራ ንወተሃደራዊ ታዕሊም ኣመልኪቱ ብተደጋጋሚ ከውጽኦ ዝጸንሐ ምልክታታት፣ ከምቲ ዝተጸበዮ ምላሽ ብዘይምርካቡ፣ ሕጂ’ውን መፈራርሂ ዝተሓወሶ ምልክታታት ኣብ ምውጻእ ከምዝርከብ ምንጭታት [...]

ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ሓይሊ ከቕውም’ዩ
Radio Erena: 10 May 2015 ማሕበር ሃገራት ዓረብ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ወተሃደራዊ ሓይሊ ከቕውም ምዃኑ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣብ ዘካየደሉ እዋን ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር ምስ ላዕለዎት ሰበስ [...]

ሓይሊ ባሕሪ ጀርመን፣ ኣስታት 400 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣድሒኑ
Radio Erena: 10 May 2015 ዋሕዚ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ገኒኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሓለዋ ባሕሪ ጀርመን ህይወት 400 ሰባት ካብ ናይ ምጥሓል [...]

እስራኤል፣ ኣብ ካርቱም ደብዳብ ኣካይዳ ተባሂሉ
Radio Erena: 08 May 2015 እስራኤል፣ ኣብ ሱዳን ከተማ ካርቱም ከባቢ ኡምዱርማን ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ ነቝጣ ደብዳብ ከምዘካየደት ሓያሎ ማዕከናት ዜና ዓረብ ገሊጸን። ኣፈኛ ሰራዊት ሱዳን ኮለነል ኣልሳዋርሚ ኻልድ ሰዓድ ብዛ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ስደተኛታት ዘሰጋግራ ጀላቡ ንምዕናው ካብ ባይቶ ጸጥታ ፍቓድ ይሓትት
Radio Erena: 08 May 2015 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ስደተኛታት ንዘጎዓዕዛ ጀላቡ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ከይተበገሳ ንምዕናወን ወትሃደራዊ ስጉምቲ ክወስድ ካብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ፍቓድ ይሓትት ኣሎ። መራሕቲ ሕብረት ኤውሮጳ [...]

ስዑዲ ዓረብ ንሓሙሽተ መዓልታት ኣብ ምቁራጽ ተዅሲ
Radio Erena: 08 May 2015 ስዑዲ ዓረብ ኣብ የመን እተካይዶ ዘላ ወትሃደራዊ ወፍሪ ንሓሙሽተ መዓልታት ደው ከተብሎ ምዃና ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ተፍልጥ ዘላ፣ ኣብ ኬንያ፣ ሶማልን ጅቡትን ዑደት ዘካየደ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ [...]

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከብዎም ወከልቲ ሓያሎ ሃገራት፣ ኣብ ስነ ስርዓት ቃለ መሓላ ፕረዚደንት ኣልበሽር ክሳተፉ ዕድመ ቀሪብሎም
Radio Erena: 07 May 2015 94.5 ሚእታዊ ድምጺ ብምርካብ ከምዝተዓወተ ዝተነግረሉ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ስልጣኑ ንምንዋሕ ኣብ ዝገብሮ ቃለ መሓላ፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝርከቦም [...]

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ሶማልን ጅቡትን ሓጺር ምብጻሕ ፈጺሙ
Radio Erena: 07 May 2015 ኣብ ኬንያ ወግዓዊ ምብጻሕ ዝፈጸመ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ጂን ኬሪ ናብ ሶማል'ውን ሓጺር ዑደት ከምዘካየደ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ፣ ኣብቲ [...]