Category: ዜና ኤርትራ

1 513 514 515 516 517 589 5150 / 5890
ኢትዮጵያን ሩስያን፣ ስምምዕ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ

ኢትዮጵያን ሩስያን፣ ስምምዕ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ

Radio Erena : 22 September 2014 ኢትዮጵያን ሩስያን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክትሓጋገዛ ተሰማሚዐን። እዚ ስምምዕ ዝተበጽሐ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርጌ ላቭሮቭ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሓደ መዕእልቲ ናይ ስራሕ ምብጻሕ [...]
ምስጋና ንመንእሰያት ህግደፍ

ምስጋና ንመንእሰያት ህግደፍ

Radio Erena: 22 September, 2014 መንእሰያት ህግደፍ፣ ኣብ ኣብ ግንባራት ኤርትራ ንዝርከቡ ኤርትራውያን መንእሰያት በጺሖም፣ ድራር ጋቢዞም፣ ኣዘናጊዖም፣ ኣብ ሳዋ ፈስቲቫል ኣካይዶም ዝብሉ ንጥፈታት እናሻዕ ዝተደጋገመና ዜ [...]
ብOne Day Seyoum ዝተወደብ ፍሉይ ዝኽሪ ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ 18 መስከረም ኣብ ሽወደን ተኻይዱ

ብOne Day Seyoum ዝተወደብ ፍሉይ ዝኽሪ ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ 18 መስከረም ኣብ ሽወደን ተኻይዱ

Radio Erena: 22 September, 2014 ብምኽንያት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ-18 መስከረም፣ ብOne Day Seyoum ዝተወደበ ፍሉይ ዝኽሪ ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም ተኻይዱ። ኣብቲ ትማሊ ሰንበት 21 መስከረም፣ ኣብ [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ንፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ የመን ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ኣዘራሪቡ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ንፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ የመን ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ኣዘራሪቡ

Radio Erena: 22 September, 2014 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ንፈጻሚ ጉዳይት ኤምባሲ የመን ኣብ ኤርትራ መሓማድ ዓሊ ጃይፍ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ብምዕዳም ብዛዕባ ህሉው ኩነታት የመንን ምስ ኤርትራ ዘሎ [...]
ስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሲናይ እተንጸባርቕ ደኩመንታሪ ፊልም Sound of Torture  ኣብ መደበራት ቴሌቪዥን ኤውሮጳ ትቐርብ ኣላ

ስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሲናይ እተንጸባርቕ ደኩመንታሪ ፊልም Sound of Torture ኣብ መደበራት ቴሌቪዥን ኤውሮጳ ትቐርብ ኣላ

Radio Erena : 19 September, 2014 Sound of Torture ማለት ድምጺ ስቅያት ዘርእስታ፣ ንስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሲናይ እተንጸባርቕ ደኩመንታሪ ፊልም ኣብ መደበራት ቴሌቪዥን ኤውሮጳ ትርአ ኣላ። እዛ ዘስካሕክሕ ስቃ [...]
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ዝርከባ ዘይመንግስታውያን ትካላትን ኩባንያታትን፣ ንዜጋታት ወጻኢ ሃገራት ስራሕ ከይቖጽራ ዝእግድ ዘውጽኦ ሓድሽ ኣዋጅ ሰሪዝዎ

መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ዝርከባ ዘይመንግስታውያን ትካላትን ኩባንያታትን፣ ንዜጋታት ወጻኢ ሃገራት ስራሕ ከይቖጽራ ዝእግድ ዘውጽኦ ሓድሽ ኣዋጅ ሰሪዝዎ

Radio Erena : 19 September, 2014 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ዝርከባ ዘይመንግስታውያን ትካላትን ኩባንያታትን፣ ንዜጋታት ወጻኢ ሃገራት ስራሕ ከይቖጽራ ዝእግድ ዘውጽኦ ሓድሽ ኣዋጅ ኣብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ ሰሪዝዎ [...]
ኣብ ኤርትራ ተታሒዙ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ መኮነን ጅቡቲ ተለቒቑ

ኣብ ኤርትራ ተታሒዙ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ መኮነን ጅቡቲ ተለቒቑ

Radio Erena: 18 September, 2014 ካብ 26 ሓምለ ኣትሒዙ ኣብ ኤርትራ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ መኮነን ጅቡቲ ብሰንበት 14 መስከረም ከምዝተለቀ፣ ኣገልግሎት ዜና ቻይና -ሺንሁዋ ኣረጋጊጹ።። እቲ ኮርፖራል ኣሕመድ ዓ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ዘይመንግስታዊ ትካላትን ኩባንያታትን ንወጻእተኛታት ስራሕ ከይቆጽራ ዝእግድ ኣዋጅ ወጺኡ

ደቡብ ሱዳን፣ ዘይመንግስታዊ ትካላትን ኩባንያታትን ንወጻእተኛታት ስራሕ ከይቆጽራ ዝእግድ ኣዋጅ ወጺኡ

Radio Erena: 18 September, 2014 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ዝርከባ ዘይመንግስታውያን ትካላትን ኩባንያታትን፣ ንዜጋታት ወጻኢ ሃገራት ስራሕ ከይቖጽራ ዝእግድ ሓድሽ ውሳኔ ኣሕሊፉ። እቲ ካብ ዝመጽእ ወርሒ ኣትሒዙ [...]
18 መሰከረም፣ ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ፣ ብዝተፈላለየ ንጥፈታት ትዝከር ኣላ

18 መሰከረም፣ ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ፣ ብዝተፈላለየ ንጥፈታት ትዝከር ኣላ

Radio Erena : 18 September, 2017 ኣብ ኤርትራ ጸሊም ታሪኽ ዝተፈጸመላ ዕለት መስከረም 18፣ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ብዝተፈላለየ ንጥፈታት ይዝክርዋ ኣለዉ። 18 መስከረም 2001፣ ፕረዚደንት ኢሳይ [...]
ኣብ ገማግም ባሕሪ ማልታ ዝጠሓሉ ኣማኢት ስደተኛታት መብዛሕቶም ዜጋታት ሶርያ፣ ግብጺ፣ ፍልስጤምን ሱዳንን ምዃኖም ተገሊጹ

ኣብ ገማግም ባሕሪ ማልታ ዝጠሓሉ ኣማኢት ስደተኛታት መብዛሕቶም ዜጋታት ሶርያ፣ ግብጺ፣ ፍልስጤምን ሱዳንን ምዃኖም ተገሊጹ

Radio Erena : 17 September, 2017 ኣብ ገምገም ባሕሪ ማልታ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ ሞይቶም ዝብሃሉ ዘለዉ ኣስታት 500 ስደተኛታት መብዛሕቶም ዜጋታት ሶርያ፣ ፍልስጤምን፣ ግብጽን ሱዳንን ምዃኖም ተሓቢሩ። እታ ጃልባ ክትጥሕ [...]
1 513 514 515 516 517 589 5150 / 5890