ኤርትራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ጄኔቫ ዘተን ክትዓትን የካይዱ

ኤርትራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ጄኔቫ ዘተን ክትዓትን የካይዱ

Radio Erena: 25 June 2015

stop slavery

ጎኒ ጎኒ’ቲ ኣብ ጄኔቭ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ብኤርትራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ዝተወደበ ዓውደ ዘተ’ውን ምእንጋዱ ተሓቢሩ።

እቲ ዝተፈላለያ ሃገራውያንን ኣህጉራውያንን ተጠበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ዝተሳተፍኦ ትማሊ ሮቡዕ 24 ሰነ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ዝተኻየደ ዘተ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዋሕዚ ስደትን ንስደተኛታት ዘጋጥሞም ዘሎ ብድሆታትን ከምኡ ድማ፣ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ኣብ ፖሊስ ስደተኛታት ሃገራት ኤውሮጳ ዝህልዎ ጽልዋን’ዩ ኣተኩሩ።

እቶም ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ሎሚ’ውን ኣብ ኩነታት ኤርትራ ብምትኳር ተወሳኺ ዘተን ክትዓትን ከካይዱ ምዃኖም ተፈሊጡ ኣሎ።

 

=========================================

COMMENTS

WORDPRESS: 0