Category: ዜና ኤርትራ

1 514 515 516 517 518 592 5160 / 5916
ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ቀጽሪ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ተቓውሞ ንዘካይዱ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን  ንምብታን ቶኽሲ ዝኸፈተ ኣባል ሓለዋ እቲ ኤምባሲ መርመራ ይካየደሉ ኣሎ

ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ቀጽሪ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ተቓውሞ ንዘካይዱ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ንምብታን ቶኽሲ ዝኸፈተ ኣባል ሓለዋ እቲ ኤምባሲ መርመራ ይካየደሉ ኣሎ

Radio Erena: 01 October, 2014 ኣብ ኣመሪካ ከተማ ዋሺንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ኣፍደገ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ተቓውሞ የካይዱ ንዝነበሩ ኢትዮጵያውይን ንምብታን ተዅሲ ዝኸፈተ ኣባል እቲ ኤምባሲ መርመራ ይካየደሉ ምህላዉ ዋሽንግተ [...]
ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ንስለያ ዘገልግል ፈተነ ሓድሽ ናይ ጨረር ቴክኖሎጂ ከተካይድ’ያ

ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ንስለያ ዘገልግል ፈተነ ሓድሽ ናይ ጨረር ቴክኖሎጂ ከተካይድ’ያ

Radio Erena: 30 September, 2014 ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ስለያን ካልእ ወትሃደራዊ ንጥፈታትን ዘተኮረ ሓድሽ ናይ ጨረር መሳርሒ ክትፍትን ምዃና ዌስት ፍራንስ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ሓቢሩ። እዚ ዝተራቐቐ ወትሃደራዊ መሳርሒ [...]
ስጳኛዊ ዲፕሎማሰኛ ኣብ ካርቱም ተቐቲሉ

ስጳኛዊ ዲፕሎማሰኛ ኣብ ካርቱም ተቐቲሉ

Radio Erena: 30 September, 2014 እቲ ኣብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ ብኻራ ተቐቲሉ ዝተረኽበ 61 ዓመት ዝዕድሚኡ ስጳኛዊ ዲፕሎማሰኛ፣ ሓላፊ ክፍሊ ቪዛ ኣብ ኤምባሲ ስጳኛ ኣብ ሱዳን ምንባሩ'ዩ ተገሊጹ። ፖሊስ ሱ [...]
ኣብ ከተማ ሰንዓ ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ ብሞርታር ተደብዲቡ

ኣብ ከተማ ሰንዓ ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ ብሞርታር ተደብዲቡ

Radio Erena: 30 September, 2014 ኣብ የመን ከተማ ሰንዓ፣ ጸጥታዊ ሃጓፍ ኣጋጢምሉ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ ኣብታ ከተማ ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ ናይ ሞርታር ደብዳብ ተኻይድዎ። ዝበዝሐ ክፋል ከተማ ሰንዓ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ዕጡቓት [...]
ናብ ኢጣልያ ካብ ዝኣተዉ ልዕሊ 75 ሽሕ ስደተኛታት፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ

ናብ ኢጣልያ ካብ ዝኣተዉ ልዕሊ 75 ሽሕ ስደተኛታት፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ

Radio Erena : 29 September, 2014 ኣብዚ ዝሓለፈ ሸሞንተ ኣዋርሕ ናብ ኢጣልያ ካብ ዝኣተው ልዕሊ 75 ሽሕ ስደተኛታት እቶም ዝበዝሑ ኤርትራውያን ምዃኖም ንጸብጻብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ ብምጥቃስ ኣህጉራዊ ማሕበ [...]
ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ በዳሂ ቅድድም ብሽክለታ ዝተሳተፉ ክልተ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ውድድሮም ክፍጽሙ ኣይከኣሉን

ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተኻየደ በዳሂ ቅድድም ብሽክለታ ዝተሳተፉ ክልተ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ውድድሮም ክፍጽሙ ኣይከኣሉን

Radio Erena : 29 September, 2014 ምስ ፈረንሳዊት ክለብ ዮሮፕ ካር ተጸንቢሩ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፈረንሳ ክወዳደር ትጽቢት ዝግበረሉ ዝነበረ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ብርሃነ ካብታ ፈረንሳዊት ክለብ ከምዝተሰና [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ጋምቤላ፣ ኣብ ድሮ ቅዱስ ዮሃንስ 40 ሰባት ዝቐተለ ግጭት ተኻይዱ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ጋምቤላ፣ ኣብ ድሮ ቅዱስ ዮሃንስ 40 ሰባት ዝቐተለ ግጭት ተኻይዱ

Radio Erena : 29 September, 2014 ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ዝተኻየደ ኣስታት 40 ሰባት ዝቐተለ ግጭት ኢድ ከምዝነበሮም ዝተጠርጠሩ 15 ሓላፍቲ ናይቲ ዞባ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ዘ ሪፖርተር ንምንጭታታ ብምጥቃስ ሓቢራ። እ [...]
ኣብ ሪያድ ስዑዲ ዓረብ፣ ሓንቲ ኤርትራዊት መንእሰይ ሃለዋታ ኣጥፊኣ ተደርብያ ተረኺባ

ኣብ ሪያድ ስዑዲ ዓረብ፣ ሓንቲ ኤርትራዊት መንእሰይ ሃለዋታ ኣጥፊኣ ተደርብያ ተረኺባ

Radio Erena : 26 September, 2014 ብናይ ስራሕ ኩንትራት ካብ ኤርትራ ናብ ስዑዲ ዓረብ ዝኣተወት ኤርትራዊ መንእሰያት ኣብ ሪያድ ኣብ ዝርከብ ፓርክ ሃለዋታ ኣጥፊኣ ተደርብያ ከምዝተረኽበት ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። [...]
ፕረዚደንት ግብጺ፣ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም መደብ ከምዘለዎ ገሊጹ

ፕረዚደንት ግብጺ፣ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም መደብ ከምዘለዎ ገሊጹ

Radio Erena : 26 September, 2014 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደል ፋታሕ ኤልሲሲ ናብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ዑደት ከካይድ ምዃኑ ንኣፈኛ እቲ ፕረዚደንት ብምጥቓስ ኣልኣሕራም ገሊጻ። ፕረዚደንት ኤልሲሲ ነዚ ዝገለጸ፣ ምስ ቀዳማይ ሚኒ [...]
መንግስቲ እስራኤል ንውሳኔ ቤት ፍርዲ ኣብ ጉዳይ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ነጺግዎ

መንግስቲ እስራኤል ንውሳኔ ቤት ፍርዲ ኣብ ጉዳይ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ነጺግዎ

Radio Erena : 25 September, 2014 መንግስቲ እስራኤል ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንዝተዋህበ ውሳኔ ምዕጻው ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ነጺግዎ። ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ጊደዎን ሳር፣ ድሕሪ'ቲ ውሳኔ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር [...]
1 514 515 516 517 518 592 5160 / 5916