Category: ዜና ኤርትራ

መራሕትን ወከልትን ሃገራት ዓለም ዝሳተፍዎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምወላ ንልምዓት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 15 July 2015 መራሕትን ወከልትን ዝተፈላለያ ሃገራት ዝሳተፍዎ ኣህጉራዊ ዋዕላ ምወላ ንልምዓት ኣብ ኢትይጵያ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እዚ ካብ 13 ክሳብ 16 ሓምለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዘሎ ሳልሳይ [...]

ቻይና፣ ኣብ ጅቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ከተቕውም’ያ
Radio Erena: 15 July 2015 ቻይና ኣብ ጅቡቲ ቀዋሚ ወትሃደራዊ መዓስከር ከተቕውም ምስ መንግስቲ ጅቡቲ ስምምዕ ኣብ ምክያድ ከምእትርከብ ተገሊጹ። ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ቻይና ኣብ ጅቡቲ ወትሃደራዊ መዓስከር ንምኽፋ [...]

ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣቦን ወድን ዝርከብዎም ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐቲሎም
Radio Erena: 14 July 2015 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ መሪዲ ኣብ ዝተባህለ ቦታ መንነቱ ዛጊት ዘይተነጸረ ዕጡቕ፣ ኣቦን ወዲን ዝርከብዎም ሰለስተ ኤርትራውያን ኣድራጋ ቶዅሲ ድሕሪ ምኽፋቱ፣ ኣብ ሓያሎ ኤርትራውያን ነበርቲ 'ቲ ከባቢ [...]

መንግስቲ ቻድ፣ ደቂንስትዮ ገጽ ምሉእ ብምሉእ ዝሽፍን ቡርቓ ከይክደና ዝኽልክል ኣዋጅ ኣውጺኡ
Radio Erena: 14 July 2015 መንግስቲ ቻዳ፣ ደቂንስትዮ ምሉእ ሰብነት ዝሽፍን ዓባያ ወይ ቡርቃ ከይክደና ኽልክል ኣዋጅ ኣውጺኡ። እዚ መንግስቲ ነዚ ዝኣወጀ፣ ጓለነስተይቲ ተመሲሉ ምሉእ ሰብነቱ ብዓባያ ዝተሸፈነ ዕጡቕ፣ ኣብ ከ [...]

ቱርኪ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 149 ስደተኛታት ቀይዳ
Radio Erena: 14 July 2015 ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ቱርኪ፣ ብክልተ ጀላቡ ዝመጹ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 149 ስደተኛታት ቀይዶም። እቶም ናብ ሰኑይ 13 ሓምለ ናብ ዘውግሐ ለይቲ ናብ ገማግም ባሕሪ ቱርኪ ዝተበገሱ ስደተኛታት [...]

ካብ ስቶኮልም ናብ ዓዲ ግራት
Radio Erena: 13 July 2015 ዘዋሪት ብርዐይ ኣብ ናይ ዝሓለፈ ጉዕዞኣ፣ ካብ ኣኽርያ ከባቢ መደሽቶ ናብ ስቶኮልም ተዘዋሪራ ምንባራ ትዝክርዎ ትኾኑ።። ካብ ስቶኮልም ናብ ዓዲ ግራት እንተበለት ከ? ኣብዚ ጽሑፍ ጠቒሰዮ [...]

ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዎም እስራኤላውያን ንሓደ ኤርትራዊ ብሓዊ ኣቃጺሎም
Radio Erena: 13 July 2015 ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዎም እስራኤላውያን፣ ንሓደ ኤርትራዊ መንእሰይ ብሓዊ ኣቃጺሎም። እቲ 39 ዓመት ዝዕድሚኡ ቴድሮስ ዝተባህለ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ኣብ ሓደ ናይ መዘናግዒ ቦታ ተ [...]

ኣብ ስነ ጥበብ ሃገርና ዓቢ ኣበርክቶ ዝገበሩ መ/ም ኣስረስ ተሰማ ኣብ መበል 81 ዓመት ዕድሚኦም ዓሪፎም
Radio Erena: 13 July 2015 ኣብ ስነጥበብ ሃገርና ዓቢ ኣበርክቶ ዝገበሩ፣ ህቡብ ኤርትራዊ ስነ ጥበባዊ መምህር ኣስረስ ተሰማ ኣብ መበል 81 ዓመት ዕድሚኦም ዓሪፎም። መምህር ኣስረስ ካብ ቀዳማት ኣባላት ማሕበር ትያትር ኣስመ [...]

ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ካርቱም ንኣስታት20 ዓመታት ኣቋሪጽዎ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ምዕዳል ቪዛ ጀሚሩ
Radio Erena: 13 July 2015 ኣብ ሱዳን ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ፣ ድሕሪ 20 ዓመቱ ንመጀመርያ እዋን ናይ ዲቪ፣ መርዓን ምትእኽኻብ ስድራታትን ማለት ናይ ኢምግራንት ቪዛ ክዕድል ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣብ ሱዳን ዝርከብ ኤምባሲ [...]

ኣብ ቦኽሪ ስታፌኡ፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ ማልያ ዓቀብ ዝተዓወተ ዳኒኤል ተኽላሃይማኖት፣ ኣተኩሮ ማዕከናት ዜና ዓለም ስሒቡ
Radio Erena : 10 July 2015 ኣብ ዙር ፈረንሳ ምስ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤምቲኤን ኩቤካ ዝወዳደር ዘሎ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት፣ ኣብ ቦኽሪ ስታፌኡ ናይዚ ብዕብየቱ ብደረጃ ዓለም ኣብ ቀዳማይ ደ [...]