Category: ዜና ኤርትራ

1 497 498 499 500 501 522 4990 / 5217

Breaking News:-ክልተ ተጻወቲ ሃ.ጋ.ኤርትራ ኣብ ኬንያ ከምዝሃደሙ ይግልጽ ኣሎ

ኣብ ግጥማት ሴካፋ እትሳተፍ ዘላ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕኦ እግሪ ኤርትራ ትማሊ ቀዳም ልምምድ ድሕሪ ምክያዳ፣ ክልተ ካብ ተጻወታ ከምዝተሰወሩ ኣወሃሃድቲ ናይቲ ግጥም ገሊጾም። እቶም ዛጊት መንነቶም ዘይተነጸረ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ [...]

Two Eritrea players vanish from camp | Gotv Cecafa Cup 2013

Uganda Cranes' next opponents, Eritrea will have to do without two players who have reportedly vanished out of camp in Nairobi. The two players whose [...]

ፈረንሳ ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያ ተዓቒቦም ንዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝውዕል ልዕሊ 700 ሽሕ ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ

ፈረንሳ ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምሕጋዝ ልዕሊ 700 ሽሕ ዶላር ዶላር ከምዘበርከተት ቤት ጽሕፈት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። መንግስቲ ፈረንሳ ነቲ ልዕሊ 740 ሽሕ ዶላር ዝተገመተ ናይ [...]

ምስ ሕሰም መነባብሮ ብዝተሓሓዝ ኣብ ከተማታት ኤርትራ ምንዝርና እናገነነ መጺኡ

ኣብ ከተማታት ኤርትራ ምስ ዝርአ ዘሎ ሕሰም መነባብሮ ዝተተሓሓዘ ምንዝርና እናገነነ ይመጽእ ምህላዉ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣብ ጎደናታት ኣስመራ፣ ከባቢ መርካቶን ማእከል ሹቕን ብፍላይ ድሕሪ ሰዓት ሰሞንተ ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ምን [...]

Trending: Eritrea’s ‘Bob Marley’ moment?

A musician from tiny Eritrea has caused a stir on YouTube, with a protest song that appears to criticise the government of President Isaias Afewerki. [...]

ኣብ ኬንያ ግጥማት ሴካፋ እትሳተፍ ዘላ ሃ.ጋ.ኤርትራ ካብ ውጽኢታ ንላዕሊ ህድማ ተጻወቲ ከያጋጥማ የሻቕል

ኣብ ኬንያ ኣብ ግጥማት ሴካፋ እትሳተፍ ዘላ፣ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ተዕእዊታ ዋንፃ ክትዓትር ትኽእል’ያ ካብ ዝብል ንላዕሊ ከም ናይ ዝሓለፈ እዋናት ህድማ ተጻወቲ የጋጥማ ዶ ኣይፋሉን ዝብል ጉዳይ ኣብ ተኸታተልቲ ስፖርት ኤ [...]

ንስለያን ምጽንጻንን ካብ ሚኒስትሪታት ዝተመመዩ መንእሰያት ኣብ ደንጎሎ፣ ማይሓባርን እምባትካላን ስልጠና ይወስዱ

ምዕዝምዛምን ስዉር ተቓውሞን ህዝብን ኣብ ኤርትራ እናገነነ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ንሰራሕተኛታት ዝተፋለለያ ትካላት ዝጸናጸኑን ዝስልዩን ኣባላት እናፈለየ ኣብ ደንጎሎ ማይ ሓባርንን እምባትካላን ፍሉይ ስልጠናታት ይህብ ከምዘሎ ም [...]

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ኤርትራውያን መንግስቲ ኤርትራ ንምምላሶም ጻዕርታት ብዘይምግባሩ ነቒፎም

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ንዝርከቡ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ዜጋታት ንምምላሶም ዝኾነ ጻዕርታት ብዘይምግባሩ ሓያሎ ካብቶም ኤርትራውያን ናብ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ መልእኽቲ ይነቕፉ ኣለዉ። ኣብ ርያድ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርት [...]

UN rights expert calls for international protection during Eritreans’ quest for safety

The United Nations Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea, Sheila B. Keetharuth, expressed great concern about rampant human r [...]

‘መንገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ ኣስታት 50 ሚልዮን ዶላር ክሳራ ኣጋጢምዎ’ዩ ደው ኢሉ’ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ

መንገዲ ኣየር ኤርትራ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮና ናቕፋ ክሳረ ከምዘጋጠሞ፣ ኣካያዲ ስራሕ እቲ መንገዲ ኣየር ነበረ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ገሊጹ። ኣቶ ክብሮም ኣብቲ ንኩነታት እዚ ሕጂ ኣብ ደው ምባል በጺሑ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ኣመልኪቱ ኣ [...]
1 497 498 499 500 501 522 4990 / 5217