Category: ዜና ኤርትራ

1 498 499 500 501 502 592 5000 / 5915
ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ባህር ዳር፣ ብሪጣንያዊ በጻሒ ሃገር ተቐቲሉ

ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ባህር ዳር፣ ብሪጣንያዊ በጻሒ ሃገር ተቐቲሉ

Radio Erena: 26 December 2014 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ፣ ከተማ ብህር ዳር፣ ብሪጣንያዊ በጻሒ ሃገር ብዝተተኮሰሉ ጥይት ተቐቲሉ። እቲ 51 ዓመት ዝዕድምኡ ብሪጣንያዊ በጻሒ ሃገር፣ መንነቱ ዛጊት ዘይተሓበረ ዕጡቕ ብዝተ [...]
ኣብ ወሓዚ ኣጥባራ 21 ኤርትራውያን ስደተኛታት ጥሒሎም

ኣብ ወሓዚ ኣጥባራ 21 ኤርትራውያን ስደተኛታት ጥሒሎም

Radio Erena: 24 December 2014 ካብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገረብ ተበጊሶም ብመንገዲ ከሰላ ናብ ውሽጢ ካርቱም ዝወስድ መንገዲ ንምእታው ንወሓዚ ኣጥባራ ብጃልባ ዝሰግሩ ዝነበሩ 21 ኤርትራውያን ከምዝጠሓሉ ምንጭታት ሬድዮ ኤ [...]
ብመንገዲ ቅሮራ ናብ ሱዳን ዝሰግሩ ዝነበሩ ሰለስተ ኣሕዋት ዝርከብዎም 13 ኤርትራውያን ሞይቶም ምርካቦም፣ ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ወጻእን መዘራረቢ ኮይኑ

ብመንገዲ ቅሮራ ናብ ሱዳን ዝሰግሩ ዝነበሩ ሰለስተ ኣሕዋት ዝርከብዎም 13 ኤርትራውያን ሞይቶም ምርካቦም፣ ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ወጻእን መዘራረቢ ኮይኑ

Radio Erena: 24 December 2014 ኣብ መፋርቕ ወርሒ መስከረም ናይ 2014 ብመንገዲ ቅሮራ ናብ ሱዳን ንምስጋር ካብ ዝፈተኑ 16 ኤርትራውያን እቶም 13 ሞይቶም ከምዝተረኽቡን ኣብዚ እዋን'ዚ ስድራቤታቶም ከምዝተረድኡን ኣብ [...]
ዑቕባ ንምሕታት ምስ ሄሊኮፕተሮም ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ሰለስተ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓሰብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝዓለቡ ተረጋጊጹ

ዑቕባ ንምሕታት ምስ ሄሊኮፕተሮም ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ሰለስተ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓሰብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝዓለቡ ተረጋጊጹ

Radio Erena: 24 December 2014 ዑቕባ ንምሕታት ምስ ሄሊኮፕተሮም ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ሰለስተ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓርቢ 19 ታሕሳስ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዓሰብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝዓለቡ ምንጭ [...]
መኽሰብ ደበሳይ፣ ብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ 2014 ተሰምዩ

መኽሰብ ደበሳይ፣ ብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ 2014 ተሰምዩ

Radio Erena: 24 December 2014 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ጀርመናዊት ክለብ ባይክ-አይድ-ፎር-ሆልፕ ወዲ 23 ዓመት መኽሰብ ደበሳይ፡ "ናይ 2014 ዓመተ ምህረት ዝበለጸ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ" ተባሂሉ፡ [...]
ቻይና፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣስታት 700 ኣጋር ሰራዊት ከተዋፍር’ያ

ቻይና፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣስታት 700 ኣጋር ሰራዊት ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 24 December 2014 መንግስቲ ቻይና ኣብ ደቡብ ሱዳን 700 ተዋጋኢ ኣጋር ሰራዊት ከዋፍር ምዃኑ ተገሊጹ። መንግስቲ ቻይና፣ ካብ መጀመርያ ወርሒ ናይ 2015 ኣትሒዙ ኣብ ምዕቃብ ሰላም ዝዋፈር ኣጋር ሰራዊት ክል [...]
ባጤራኣ ብሰንኪ ዝቕባበ ካብ ዕዳጋ ዝተኣልየ ዚምባብዌ፣ ባጤራ ደቡብ ኣፍሪቃ ከም ወግዓዊ ባጤራኣ ክትጥቀመሉ ትሓስብ ኣላ

ባጤራኣ ብሰንኪ ዝቕባበ ካብ ዕዳጋ ዝተኣልየ ዚምባብዌ፣ ባጤራ ደቡብ ኣፍሪቃ ከም ወግዓዊ ባጤራኣ ክትጥቀመሉ ትሓስብ ኣላ

Radio Erena: 23 December 2014 ብዝቕባበ ባጤራ ኣብ ከቢድ ቁጠባዊ ቅልውላው ዝርከብ መንግስቲ ዚምባብዌ፣ ንራንድ፣ ባጤራ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከም ሕጋዊ ባጤራ ከገልግል ይሰርሓሉ ምህላዉ ማዕከናት ዜና'ቲ ሓቢረን። ዚምባብዌ ካብ [...]
መራሒ ሰሜን ኮርያ፣ ከም ናቱ ተመሳሳሊ ስም ዘለዎም ዜጋታት እታ ሃገር ኣስማቶም ክቕይሩ ኣዊጁ

መራሒ ሰሜን ኮርያ፣ ከም ናቱ ተመሳሳሊ ስም ዘለዎም ዜጋታት እታ ሃገር ኣስማቶም ክቕይሩ ኣዊጁ

Radio Erena: 23 December 2014 መንግስቲ ሰሜን ኮርያ፣ ከም ናይ መራሕቲ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን ተመሳሳሊ ስም ዘለዎም ዜጋታት እታ ሃገር ኣስማቶም ክቕይሩ ኣዊጁ። እቲ ብመንግስታዊ መደበር ቴሌቪዥን ዝተመሓላለፈ ኣዋጅ፣ [...]
ፑንትላንድ 206 ኢትዮጵያውያን ቀይዳ

ፑንትላንድ 206 ኢትዮጵያውያን ቀይዳ

Radio Erena: 23 December 2014 ሓይልታት ጸጥታ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ 206 ኢትዮጵያውያን ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ። እቶም ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ኢትዮ [...]
የመን ምስ ግብጺ፣ ብሪጣንያን ጃፓንን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ተዘራሪባ

የመን ምስ ግብጺ፣ ብሪጣንያን ጃፓንን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ተዘራሪባ

Radio Erena: 22 December 2014 የመን፣ ኣብ ጉዳይ ጸጥታ መሬታን ባሕራን ብዝምልከት ምስ ግብጺ፣ ብሪጣንያን ጃፓንን ተዘራሪባ። ብሚኒስተር ሰብኣዊ መሰላት የመን ዑዘዲን ኣልሰባሒ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ የመን ኣብ ግብጺ ዑ [...]
1 498 499 500 501 502 592 5000 / 5915