Category: ዜና ኤርትራ

1 500 501 502 503 504 593 5020 / 5924
ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ንምግታእ ኣብ ዶብ ፈረንሳን ብሪጣንያን ንዝህነጽ ሓጹር ተቓውሞ ገጢምዎ

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ንምግታእ ኣብ ዶብ ፈረንሳን ብሪጣንያን ንዝህነጽ ሓጹር ተቓውሞ ገጢምዎ

Radio Erena: 19 December 2014 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ንምግታእ ዝዕላምኡ፣ ንፈረንሳን ብሪጣንያን ኣብ ዘራኽብ ገማግም ባሕሪ ካሌ፣ ሓጹር ከይህንጽ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ትማሊ ሓሙስ 18 ታሕሳስ ተኻይዱ። እቲ [...]
41 ኣባላት ፓርላማ ብሪጣንያ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ደው ክብል ጸዊዖም

41 ኣባላት ፓርላማ ብሪጣንያ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ደው ክብል ጸዊዖም

Radio Erena: 19 December 2014 41 ኣባላት ፓርላማ ብሪጣንያ፣ መንግስቲ ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ደው ከብል ጸዊዖም። እቶም ኣባላት ፓርላማ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ዘይፍትሓውን ሃነደበታውን ምእሳር ዜ [...]
ንኡጋንዳን ደቡብ ሱዳንን ዘራኽብ ዕሙር ንግዳዊ ምልውዋጥ ዝካየደሉ መስመር ጁባ – ኒሙለ ዝመላለሱ ጥንቓቐ ክገብሩ ጻውዒት ቀሪቡ

ንኡጋንዳን ደቡብ ሱዳንን ዘራኽብ ዕሙር ንግዳዊ ምልውዋጥ ዝካየደሉ መስመር ጁባ – ኒሙለ ዝመላለሱ ጥንቓቐ ክገብሩ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 19 December 2014 ኡጋንዳን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘራኽብ ዕሙር ንግዳዊ ምልውዋጥ ኣብ ዝካየደሉ መስመር ጁባ ኒሙለ ዝመላለሱ ዜጋታት ኡጋንዳ ጥንቐቓ ክገብሩ ኣፈኛ ሰራዊት እታ ሃገር ሌ ኮለነል ፓዲ ኣንኩንዳ ጸዊ [...]
ኣብ ኣመሪካ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ንሰለስተ ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ

ኣብ ኣመሪካ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ንሰለስተ ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 18 December 2014 ኣብ ኣመሪካ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ተኸሲሱ ዝጸንሐ ናይ ብሪጣንያ ዜግነት ዘለዎ ኤርትርዊ ሰለስተ ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ። እቲ ሃብቶም መርሓይ ዝተባህለ ወዲ 47 ዓመት ኤርትራዊ ምስ [...]
ኬንያ ምስ ሽበራ ብዝተሓሓዝ ፍቓድ ናይ 510 ዘይመንግስታውያን ትካላት ሰሪዛ

ኬንያ ምስ ሽበራ ብዝተሓሓዝ ፍቓድ ናይ 510 ዘይመንግስታውያን ትካላት ሰሪዛ

Radio Erena: 18 December 2014 መንግስቲ ኬንያ ምስ ሽበራ ብዝተሓሓዝ ፍቃድ ናይ 510 ዘይመንግስታውያን ትካላታ ሰሪዙ። እቲ መንግስቲ ነዚ ስጉምቲ ዝወስድ ዘሎ፣ ኣብ ሃገር ዝርከባ 10ታት ዘቤታውያንን ግዳማውያንን ዘይመን [...]
የመን፣ ብሽበራዊ መጥቃዕቲ 15 ቆልዑ ተቐቲሎም

የመን፣ ብሽበራዊ መጥቃዕቲ 15 ቆልዑ ተቐቲሎም

Radio Erena: 18 December 2014 ኣብ የመን ኣብ ዝተኻየደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 15 ተማሃሮ ተቐቲሎም። እቲ ኣልቃዒዳ ከምዘካየዶ ዝተገልጸ ሽበራዊ መጥቃዕቲ፣ ንሓደ ካብ መራሕቲ ሑቲ ናይ ሺዓ ዘነጻጸረ እኳ እንተነበረ፣ [...]
ኣብ ኤርትራን ተመሳሰልቲ ሃገራትን ንዘሎ ኩነታት ኣብያተ ማእሰርቲ ዘንጸባርቕ ምርኢት ኣብ ፓሪስ ቀሪቡ

ኣብ ኤርትራን ተመሳሰልቲ ሃገራትን ንዘሎ ኩነታት ኣብያተ ማእሰርቲ ዘንጸባርቕ ምርኢት ኣብ ፓሪስ ቀሪቡ

Radio Erena: 17 December 2014 ኣብ ኤርትራን ካልኦት ተመሳሳልቲ ሃገራትን ንዘሎ ኩነታት ኣብያተ ማእሰርትን እሱራት ጋዜጠኛታትን ዝገልጽ ምርኢት ኣብ ፓሪስ ቀሪቡ። እቲ ብኣህጉራዊ ትካል ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ ተዳልዩ፣ ኣብቲ [...]
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ዝደሓነት ኤርትራዊት ነፍሰጾር፣ ኣብ ጃልባ ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ሓሪሳ

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ዝደሓነት ኤርትራዊት ነፍሰጾር፣ ኣብ ጃልባ ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ሓሪሳ

Radio Erena: 17 December 2014 ኤርትራውያን ዝርከብዎም430 ሰደተኛታት ጽዒና ትማሊ ሰሉስ 16 ታሕሳስ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ኣብ ዝደሓነት ጃልባ ዝነበረት ኤርትራዊት ነፍሰጾር፣ ኣብ መርከብ ሓይሊ ባ [...]
ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሽወደናውያን በጻሕቲ ሃገራት መጥቃዕቲ ተኻይዱ

ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሽወደናውያን በጻሕቲ ሃገራት መጥቃዕቲ ተኻይዱ

Radio Erena: 17 December 2014 ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ስንጭሮ ኦሞ፣ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ኣብ ልዕሊ ሽወደናውያን በጻሕቲ ሃገራት ቶኽሲ ከምዝኸፈቱ ተሓቢሩ። ማዕከን ዜና ኤክስፕረሰን ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝዝርጋሕ ዘሎ ብቕዓቱ ዘይተረጋገጸ ዕሹግ መግብታት ጥዕናዊ ጸገም ይፈጥር

ኣብ ኤርትራ ዝዝርጋሕ ዘሎ ብቕዓቱ ዘይተረጋገጸ ዕሹግ መግብታት ጥዕናዊ ጸገም ይፈጥር

Radio Erena: 16 December 2014 ኣብ ኤርትራ፣ ዋሕዲ መሰረታዊ መግብታት ኣብ ኣሻቓሊ ደረጃ በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ብቕዓቱ ዘይተረጋገጸ ከም ዘይትን ጸባን ዝኣመሰለ መግብታት ኣብ ዕዳጋ ይውዕል ብምህላዉ ጥዕናዊ ጸጋምት ይ [...]
1 500 501 502 503 504 593 5020 / 5924