Category: ዜና ኤርትራ

1 501 502 503 504 505 592 5030 / 5916
መንግስቲ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ናይ 9.8 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ከካይድ’ዩ

መንግስቲ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ናይ 9.8 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ከካይድ’ዩ

Radio Erena: 11 December 2015 መንግስቲ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ናይ 9.8 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ከካይድ ምዃኑ ተገሊጹ። እቲ መንግስቲ ጅቡቲ ካብ 2015 ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ክዛዘም ምዃኑ ወጢንዎ ዘሎ ና [...]
መንገዲ ኣየር ቀጠር ንመስመር ኣስመራ ጅቡቲ ኣ’ዶውሓ ንምትእስሳር ይሓትት

መንገዲ ኣየር ቀጠር ንመስመር ኣስመራ ጅቡቲ ኣ’ዶውሓ ንምትእስሳር ይሓትት

Radio Erena: 10 December 2014 መንገዲ ኣየር ቀጠር ንመስመር ኣስመራ ጅቡቲ ኣ'ዶውሓ ንምትእስሳር ይሓትት ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣቐዲሙ ናብ ጅቡቲ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ዝጀመረ መን [...]
ተቓወምቲ ሑቲ ናይ የመን ብመንገዲ’ታ ናብ ኤርትራ ቅርበት ዘለዋ ወደብ ሖዴዳ ኣጽዋር ከእትዉ ጀሚሮም

ተቓወምቲ ሑቲ ናይ የመን ብመንገዲ’ታ ናብ ኤርትራ ቅርበት ዘለዋ ወደብ ሖዴዳ ኣጽዋር ከእትዉ ጀሚሮም

Radio Erena: 10 December 2014 ተቓወምቲ ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብእትርከብ ወደብ ሖዴዳ ወትሃደራዊ ኣጽዋር ከእትዉ ከምዝጀመሩ ጋዜጣ ሻርቕ ኣልኣውሰጥ ንምንጭታት እታ ሃገር ብምጥቃስ ሓቢራ። እታ ካብ ገማግም ባ [...]
ኤርትራን ጅቡትን ኣብ መጀመርያ ወርሒ ናይ 2015 ምሩዃት ክለዋወጣ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኤርትራን ጅቡትን ኣብ መጀመርያ ወርሒ ናይ 2015 ምሩዃት ክለዋወጣ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 09 December 2014 ኤርትራን ጅቡትን ኣብ መጀመርያ ወርሒ ናይ ዝመጽእ ሓድሽ ዓመት ምሩኻት ኵናት ክለዋወጣ ተኽእሎ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት ነዚ ዝሓበሩ፣ መንግስቲ ኤ [...]
ናብ የመን ዝሰግሩ ዝነበሩ 70 ኢትዮጵያን ስደተኛታት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒሎም

ናብ የመን ዝሰግሩ ዝነበሩ 70 ኢትዮጵያን ስደተኛታት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒሎም

Radio Erena: 09 December 2014 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ጽዒና ናብ የመን እትሰግር ዝነበረት ጃልባ ብምጥሓላ 70 ኢትዮጵያዉን ከምዝሞቱ ሮይተርስ ሓቢሩ። እታ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ጽዒና ካብ ገማግም ባሕሪ ሶማል ወይ [...]
መንግስቲ ኬንያ ብስለያ ዝጠርጠሮም 77 ቻይናውያን ቀይዱ

መንግስቲ ኬንያ ብስለያ ዝጠርጠሮም 77 ቻይናውያን ቀይዱ

Radio Erena: 09 December 2014 መንግስቲ ኬንያ ብስለያ ሓያሎ ኤምባሲታት ዝጠርጠሮም 77 ቻይናውያን እብ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ። እቶም መንግስቲ ኬንያ ኣብ ቀይዲ ኣእትዩዎም ዘሎ ዜጋታት ቻይና፣ ኣብ ዝተፈ [...]
ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ ሃና ስምኦን፣ ንመደበር ቴሌቪዥን ‘ኣርተ’ ዝነቅፍ ወግዓዊ ደብዳቤ ልኢኻ

ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ ሃና ስምኦን፣ ንመደበር ቴሌቪዥን ‘ኣርተ’ ዝነቅፍ ወግዓዊ ደብዳቤ ልኢኻ

Radio Erena: 08 December 2014 ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ ሃና ስምኦን፣ ኣርተ ንዝተባህለ መደበር ቴሌቪዥን ብዛዕባ ስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሲናይ ዘርኢ ደኩመንታሪ ብምቕራቡ ወግዓዊ ናይ ነቐፌታ ደብዳቤ ልኢኻ [...]
ጉጅለ ባህሊ ህግደፍ ኣብ ኖርወይ ከተማ ስታቫንገር ምርኢት ከይተቕርብ ተኸልኪላ

ጉጅለ ባህሊ ህግደፍ ኣብ ኖርወይ ከተማ ስታቫንገር ምርኢት ከይተቕርብ ተኸልኪላ

Radio Erena: 08 December 2014 ብድሆ ብዝብል መሪሕ ጭርሖ ኣብ ብዙሓት ከተማታት ኤውሮጳ ካብ መፋርቕ ወርሒ ሕዳር ጀሚራ ዑደት ተካይድ ዘላ ጉጅለ ባህሊ ህግደፍ ብዓርቢ ሓሙሽተ ታሕሳስ ኣብ ከተማ ስታቫንገር ነርወይ ከተቕር [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራን ጅቡትን ንምዝርራብ ሎሚ ናብ ቀጠር ገይሹ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራን ጅቡትን ንምዝርራብ ሎሚ ናብ ቀጠር ገይሹ

Radio Erena: 06 December 2014 ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራን ጅቡትን ንምዝርራብ ሎሚ ቀዳም 6 ታሕሳስ 2014 ናብ ቀጠር ምጋሹ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም። ዕላማ [...]
ትሽዓተ ተቓወምቲ ሰልፍታት ዝወደብኦ ናይ 24 ሰዓታት ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ረፋድ ጀሚሩ

ትሽዓተ ተቓወምቲ ሰልፍታት ዝወደብኦ ናይ 24 ሰዓታት ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ረፋድ ጀሚሩ

Radio Erena: 06 December 2014 ትሽዓተ ተቓወምቲ ሰልፍታት ኢትዮጵያ ዝወደብኦ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ማእከል ከተማ ኣዲስ ኣበባ- መስቀል ኣደባባይን ካልእ ክፋላታን ይካየድ ኣሎ። እቲ ሎሚ 6 ታሕሳስ ጂሚሩ ክሳብ ጽባሕ 7 ታሕ [...]
1 501 502 503 504 505 592 5030 / 5916