Category: ዜና ኤርትራ

ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ዘይትሳተፈሉ ምኽንያት ብሰንኪ ኣብያ ኣአንጋዲት ኢትዮጵያ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 11 November 2015 ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ (ሴካፋ) ዘይትሳተፈሉ ምኽንያት፣ ብሰንኪ ኣብያ ኣአንጋዲት ሃገር- ኢትዮጵያ ምዃኑ ኣሶሸተድ ፕረስ ሓቢ [...]

ሱዳን፣ ተወስኽቲ 400 ወትሃደራት ናብ የመን ኣዋፊራ
Radio Erena: 10 November 2015 እታ ሃገር ተወሳኺ ሰራዊት ናብ የመን ተዋፍር ዘላ፣ ድሕሪ'ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ፕረዚደንት ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብ ምስ ንጉስ ሳልማን ኣብ ሪያድ ዘካየዶ ርክብ'ዩ። ፕረዚደንት ኣልበሽር ኣብቲ [...]

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ቻይና ኣብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ
Radio Erena: 10 November 2015 ብላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ዝመርሖ ወትሃደራዊ ጉጅለ ቻይና ኣብ ጅቡቲ ዑደት ከምዘካየደ ተገሊጹ። እቲ ብሓለቃ ስታፍ ኣዛዚ ሰራዊት፣ ጀነራል ፋንግ ፈንግሁይ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ጉጅለ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣስታት 730 ሽሕ ስደተኛታት ንጥምየት ክቓልዑ ከምዝኽእሉ መጠንቐቕታ ቀሪቡ
Radio Erena: 10 November 2015 ኣብ ኢትዮጵያ ኣንጸላልዩ ዘሎ ሓደጋ ደርቂ፣ ንስደተኛታት'ውን ግዳይ ክገብሮም ከምዝኽእል ኢትዮጵያ ኣጠንቒቓ። ብመሰረት እቲ ኢትዮጵያ እተቕርቦ ዘላ መጠንቐቕታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ 730 [...]

ኣብ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝነብርሉ ህንጻ ብዘጋጠመ ባርዕ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ኣውሪዱ
Radio Erena: 09 November 2015 ኣብ እስራኤል ከተማ ቴልኣቪቭ፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝነብርዎ ህንጻ ብዘጋጠመ ባርዕ፣ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ኣውሪዱ። ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብ ቴልኣቪቭ ኣብ ዝልኣኾ ሓበሬታ፣ በቲ ባርዕ፣ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ መበል 28 ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ቡርኪናፋሶ፣ ሳልሳይ ደረጃ ሒዛ
Radio Erena: 09 November 2015 ኣብ ቡርኪናፋሶ ኣብ ዝተኻየደ መበል 28 ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ፣ ኤርትራ መበል ሳልሳይ ደረጃ ሒዛ። ኣብቲ ካብ 30 ጥቅምቲ ክሳብ ትማሊ ሰነብት 8 ሕዳር ዝተኻየደ፣ 10 መድረኻት ዘጠቓ [...]

ኣብ ማልታ ኣብ ዝካየድ ኣህጉራዊ ዋዕላ ስደተኛታት መራሕትን ወከልትን ኤርትራ ናይ እትርከበን ሃገራት ክሳተፉ’ዮም
Radio Erena: 09 November 2015 ኣብ ማልታ ኣብ ዝካየድ ንዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂሰብ ዝምልከት ኣህጉራዊ ዋዕላ፣ ኣስታት 50 መራሕቲ ሃገራት ኤርትራ ናይ እትርከበን ወከልትን ክሳተፉ ምዃኖም ተሓቢሩ። ኣብዚ ንሮቡዕ [...]

ሰውራ ኮፐርኒከስ ኣብ ኤርትራ
Radio Erena: 06 November 2015 ሓደ እዋን'ዮ ጎብየን ነብርን ብሓደ ጉዳይ ተሰሓሓቦም ይብሃል። ሓደን ክልተን ምብሃሎም ኣብ ቅድሚ ጉባኤ እንስሳ ዘገዳም ነበረ። ጎብየ ብድፍረት ምስ ነብሪ ተመላለሰን ክሳብ ኢድ ብኢ [...]

ባጤራ ናቕፋ ንምቕያር ዝወጸ ቅድመ ኣዋጅ ኣብ ህዝቢ ሻቖሎት ይፈጥር
Radio Erena: 06 November 2015 መንግስቲ ኤርትራ ንምቕያር ባጤራ ናቕፋ ኣመልኪቱ፣ ዘውጽኦ ቅድመ ኣዋጅ ኣብ ህዝቢ ሻቖሎት ፈጢሩ። እቲ መንግስቲ፣ ነቲ ናይ ወረቐት ባጤራ ናቕፋ ክቕይሮ ምዃኑ ቅድመ ኣዋጃ ዝገብር ዘሎ፣ ነቲ [...]

ኤርትራ፣ ብሰንኪ ህድማ ተጻወቲ ካብ ግጥማት ሴካፋ ተገሊላ
Radio Erena: 06 November 2015 ኤርትራ፣ ብሰንኪ ህድማ ተጻወቲ ካብ ግጥማት ሴካፋ ከምዝተገለለት ይግለጽ ኣሎ። ኣብቲ 22 ሕዳር 2015 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ግጥማት ሃገራት ምብራቕን ማእከላይን ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብዘይ [...]