Category: ዜና ኤርትራ
ሃገራዊ ኮርፐረሽን ዕደና ኤርትራ ብዘይፍሉጥ ካፒታል ከምዝንቀሳቀስን ኣብ ኣሰራርሕኡ ግሉጽነት ከምዘየለን ተሓቢሩ
Radio Erena: 02 March 2015 ኤርትራ ኣብ ዕደና ዓቢ ቆላሕታ ረኺበን ካብ ዘለዋ ሃገራት ኣፍሪቃ እኳ እንተኾነት፣ ኣብ ምሕደራ ይኹን ኣብ ኣተሓሕዛ ኣታውን ወጻእን ናይቲ ናይ ዕደና ፕሮጀክታት ግሉጽነት ብዘይምህላዉ ግና ካብ [...]
ኬንያ ኣብዚ ክልተ ወርሒ ልዕሊ 500 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም መሊሳ
Radio Erena: 02 March 2015 መንግስቲ ኬንያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ኣትዮም ንዝበሎም ልዕሊ 500 ኢትዮጵውያን ኣብ ውሽጢ'ዚ ክልተ ወርሒ ናብ ዓዶም ከምዝመለሰ ንመገለጺ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ብምጥቃስ ሻንጋይ ደይ [...]
ካብ ኢራን ዝተላእከት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ኣብታ ተቓወምቲ ሑቲ ዝቖጻጸርዋ ከተማ ሰንዓ ዓሊባ
Radio Erena: 02 March 2015 ተቓወምቲ የመን ንከተማ ሰንዓ ድሕሪ ምቑጽጻሮም፣ ትማሊ 1 መጋቢት ካብ ኢራን ዝተበገሰት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ዓሊባ። እታ ሰራሕተኛታት ትካላት ግብረ ሰ [...]
ጀኔቫ፣ ኣብ ጉዳይ ምግሃስ መሰል ደቂንስትዮ ኤርትራ ዘተኮረ ዘተ ተኻይዱ
Radio Erena: 01 March 2015 ኣንጻር ደቀንስትዮ ዝግበር ኣፈላላይ ክውገድ ዝጽዕር ኮሚቴ፣ ኣብ ጉዳይ ደቀንስትዮ ኤርትራ ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየደ፣ ካብ ጀኔቫ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ካብ ቤት ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃ [...]
ኤርትራ ብዕደና ብዓለም ደረጃ ኣብ መበል 77 ተሰርዓ
Radio Erena: 01 March 2015 ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዕደናዊ ንጥፈታት፣ ካብ ሃገራት ዓለም ኣብ መበል 77 ከምዝስራዕ ተገሊጹ። ኣብ ንግድን ፋይናንሳዊ ንጥፈታትን ዘተኩሩ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፣ ኤርትራ ብዕደ [...]
ሰበ ስልጣን ኣመሪካን ጅቡቱን ኣብ ጉዳይ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘትዮም
Radio Erena: 27 February 2015 ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ዓሊ ዮሱፍ፣ ሚኒስተር ምክልኻል ሓሰን ድራር ሖፍነን ካልኦት ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ጅቡትን ዝሓቖፈ ልኡኽ መንግስቲ ጅቡቲ ብ25 ለካቲት ምስ ጸሓፊ ምክልኻል ኣመሪካ ኣ [...]
መራሕቲ ፖለቲካውያን ተቓወምቲ ሱዳን ይቕሬታ እንተሓቲቶም ክፍትሑ ምዃኑ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኣፍሊጡ
Radio Erena: 27 February 2015 ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ተቓወምቲ መንግስቲ ሱዳን ወግዓዊ ይቕሬታ እንተሓቲቶም ክፍትሑ ምዃኖም ፕረዚደንት እታ ሃገር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገልጽ ዘሎ፣ ምርጫ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ምትካል ጸሓያዊ ጸዓት 7 ሚልዮን ኤውሮ መዊሉ
Radio Erena: 26 February 2015 ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ ኣብ ምዕምዕባል ጸሓያዊ ጸዓት ዘገልግሉ መሳርሒታት ንምትካል ናይ ኣስታት 7 ሚልዮን ኤውሮ ገንዘብ ከበርክት ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብ ኤርትራ ኣብ ምትካል ንጸሓያዊ ጸ [...]
መንግስቲ ሱዳን ኣብ ከባቢታት ከሰላ ዝሃንጾ ዘሎ ኣብ መመንጨዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝውዕል ዲጋ ኣማኢት ሰባት ካብ መነባብርኦም ኣመዛቢሉ
Radio Erena: 26 February 2015 መንግስቲ ሱዳን ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ከባቢታት ከሰላ ንመመንጨዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሃንጾ ዘሎ ዲጋ ኣማኢት ሰባት ካብ መነባብርኦም ከምዘዘናበለ ምንጭታት ዜና ሓቢሮም። እቲ ካብ ላዕላይ [...]
ኣመሪካ ድሕሪ 20 ዓመታት ኣብ ሶማል ኣምባሳደር መዚዛ
Radio Erena: 26 February 2015 መንግስቲ ኣመሪካ ድሕሪ 20 ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ኣብ ሶማል ኣምባሳደር ከዋፍር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ብ24 ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ፕረዚደንት ኦ [...]