Category: ዜና ኤርትራ

1 488 489 490 491 492 592 4900 / 5914
ካብ መቐለ ክሳብ ጅቡቲ ዝዝርጋሕ መንገዲ ባቡር ክህነጽ’ዩ

ካብ መቐለ ክሳብ ጅቡቲ ዝዝርጋሕ መንገዲ ባቡር ክህነጽ’ዩ

Radio Erena: 16 February 2015 ኣብ ምህናጽ መንገዲ ባቡር፣ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ኣብ ምትግባር እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ካብ ከተማ መቐለ ክሳብ ወደብ ታጁራ ናይ ጅቡቲ ዝዝርጋሕ መንገዲ ባቡር ንምህናጽ እምነት መሰረት ከተንብር' [...]
ግብጺ፣ ብኣስታት 6 ቢልዮን ዶላር  ነዊሕ ርሕቀት ዝጓዓዛ 24 ነፈርቲ ውግእ ካብ ፈረንሳ ክትሽምት’ያ

ግብጺ፣ ብኣስታት 6 ቢልዮን ዶላር ነዊሕ ርሕቀት ዝጓዓዛ 24 ነፈርቲ ውግእ ካብ ፈረንሳ ክትሽምት’ያ

Radio Erena: 16 February 2015 ግብጺ፣ ነዊሕ ርሕቀት ተጓዒዘን ናይ ምጥቃዕን ምክልኻልን ዓቕሚ ዘለውን 24 ዘመናውያን ነፍርቲ ውግእ ካብ ፈረንሳ ንምዕዳግ ሎሚ ስምምዕ ክትክትም'ያ። እተን ራፋል ዝተባህላ፣ ቦምባታትን ሚሳ [...]
ዓሚ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ምስጋሮም ሞይቶም ዝተባህሉ 3 ኣባላት ሓንቲ ስድራ፣ ኩነታት ኣማውትኦም ኣዘራራቢ ኮይኑ

ዓሚ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ምስጋሮም ሞይቶም ዝተባህሉ 3 ኣባላት ሓንቲ ስድራ፣ ኩነታት ኣማውትኦም ኣዘራራቢ ኮይኑ

Radio Erena: 13 February 2015 ኣብ 20 ለካቲት 2014 ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ሰጊሮም ዝተባህሉ ክልተ ትሕቲ ዕድመ ኣሕዋትን ጓል 25 ዓመት መንእሰይ ኣሞኦምን፣ ናብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ምስጋሮም ሞይቶም ንዝተባህለ ኩነታ [...]
ኤርትራ ብናጽነት ፕረስ ንተኸታታሊ ትሽዓተ ዓመታት ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ

ኤርትራ ብናጽነት ፕረስ ንተኸታታሊ ትሽዓተ ዓመታት ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ

Radio Erena : 13 February 2015 ኤርትራ ብናጽነት ፕረስ ንተኸታታሊ ትሽዓተ ዓመታት ካብ 180 ሃገራት ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ። ኣብ ፓሪስ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ ኣብ ዘውጽኦ ናይ 2015 ሓድሽ ደረጃ [...]
ሱዳን፣ ብምስግጋር ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንዝተኸሰሱ ሰባት ጉዳዮም ዝርኢ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ኣቝማ

ሱዳን፣ ብምስግጋር ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንዝተኸሰሱ ሰባት ጉዳዮም ዝርኢ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ኣቝማ

Radio Erena : 13 February 2015 መንግስቲ ሱዳን ብዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂሰብ ንዝተኸሰሱ ሰባት ጉዳዮም ዝርኢ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ከምዝኸፈተ ሚኒስትሪ ፍትሒ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ነቲ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ብሮቡዕ 11 ለ [...]
ነበርቲ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ ብጉዳይ ናይ ጤሳ መሬት የማርሩ

ነበርቲ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ ብጉዳይ ናይ ጤሳ መሬት የማርሩ

Radio Erena: 12 February 2015 ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፣ ኣቐዲሙ ኣብ ኣተዓዳድላ መሬት ጤሳ ክትግበር ዝጸንሐ ኣሰራርሓ ብልሽውና ዝዓብለሎ ምንባሩ ነበርቲ እቲ ንኡስ ዞባ ብምረት ገሊጾም። እቶም ነበርቲ ብዛዕባ'ቲ ንሓያሎ [...]
ሱዳንን ኡጋንዳን ተቓወምቲ ሓድሕድ ከይድግፋ ይዘራረባ

ሱዳንን ኡጋንዳን ተቓወምቲ ሓድሕድ ከይድግፋ ይዘራረባ

Radio Erena: 12 February 2015 ሱዳንን ኡጋንዳን ተቓወምቲ ኣብ ዝንቀሳቐስሉ ከባቢታት ኣብ ጸጥታዊ መዳይ ብሓባር ክሰርሓ ተሰማሚዐን። እዘን ብምዕጥቃዕ ተቓወምቲ ሓድሕድ ክነቓቐፋ ዝጸንሓ ክልተ ሃገራት፣ ናብዚ ስምምዕ ክበጽ [...]
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣስታት 200 ስደተኛታት ጥሒሎም

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣስታት 200 ስደተኛታት ጥሒሎም

Radio Erena : 11 February 2015 ልዕሊ 200 ስደተኛታት ጽዒነን ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ከምዝተበገሳ ዝተገልጻ ክልተ ጃላቡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ድሕሪ ምጥሓለን፣ ሃለዋት እቶም ስደተኛታት ዛጊት ክፍለጥ ከምዘይክኣለ ላዕለ [...]
ኣብ የመን ኣጓጢሙ ብሰንኪ ዘሎ ጸጥታዊ ሃጓፍ፣ ሃገራት ኤውሮጳ ኤምባሲታተን ይዓጽዋ ኣለዋ

ኣብ የመን ኣጓጢሙ ብሰንኪ ዘሎ ጸጥታዊ ሃጓፍ፣ ሃገራት ኤውሮጳ ኤምባሲታተን ይዓጽዋ ኣለዋ

Radio Erena : 11 February 2015 ኣብ የመን ብሰንኪ ኣጋጣሙ ዘሎ ከቢድ ጸጥታዊ ሃጓፍ፣ ሓያሎ ሃገራት ምዕራብ ኤምባሲታተን ይዓጽዋ ኣለዋ። ተቓወምቲ ሑቲ ንእገደስቲ ትካላት መንግስቲ ተቖጻጺሮም፣ ንባይቶ እታ ሃገር ድሕሪ ም [...]
መንነቶም ዘይተነጸረ 32 ዓማዊል ካብ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝርከብ ባንክ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ገንዘብ ኣዋህሊሎም ምህላዎም ተቓሊዑ

መንነቶም ዘይተነጸረ 32 ዓማዊል ካብ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝርከብ ባንክ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ገንዘብ ኣዋህሊሎም ምህላዎም ተቓሊዑ

Radio Erena: 10 February 2015 መንነቶም ዘይተነጸረ 32 ዓማዊል ካብ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝርከብ ባንክ HSBC ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ውህሉል ገንዘብ ከምዘለዎም ተቓሊዑ። ምስጢር ዓማዊልን ዘዋህለልዎ ብዝሒ [...]
1 488 489 490 491 492 592 4900 / 5914