Category: ዜና ኤርትራ

1 487 488 489 490 491 592 4890 / 5915
ካናዳ፣ ናብ መበቆል ዓዶም ዝመላለሱ ኣብታ ሃገር ዝነብሩ ስደተኛታት፣ መንበሪ ፍቓዶም ከተሕድግ ምዃና ተጠንቕቕ

ካናዳ፣ ናብ መበቆል ዓዶም ዝመላለሱ ኣብታ ሃገር ዝነብሩ ስደተኛታት፣ መንበሪ ፍቓዶም ከተሕድግ ምዃና ተጠንቕቕ

Radio Erena: 20 February 2015 መንግስቲ ካናዳ፣ ኣብታ ሃገር ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱ ዜጋታት ዝተፈላለየ ሃገራት ናብ ዓዶም እንተተመላሊሶም፣ ዝሃቦም ናይ ዑቕባ መሰል ከሕድግ ምዃኑ የጠንቕቕ። ክፍሊ ኢምግሬሽን ብዛዕባ'ዚ [...]
ኢጣልያ 5 ሽሕ ሰራዊት ናብ ሊብያ  ንምልኣኽ ትሸባሸብ

ኢጣልያ 5 ሽሕ ሰራዊት ናብ ሊብያ ንምልኣኽ ትሸባሸብ

Radio Erena: 20 February 2015 ኢጣልያ ኣስታት 5 ሽሕ ሰራዊት ናብ ሊብያ ክትልእኽ ምዃና ይግለጽ ኣሎ። ኣብ ሊብያ፣ ምንቕስቓስ ዳዒሽ (ISIS) ዞባዊ ስግኣት ፈጢርሉ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ ኢጣልያ ኣስታት 5 ሽሕ ሰራዊት ናብታ [...]
ምምሕዳር ዞባ ማእከል ምፍራስ ኣባይቲ ይቕጽሎ ኣሎ

ምምሕዳር ዞባ ማእከል ምፍራስ ኣባይቲ ይቕጽሎ ኣሎ

Radio Erena: 19 February 2015 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ጸሎት 105 መንበሪ ኣባይቲ ከምዘፍረሰ ይግለጽ ኣሎ። እቲ ብ17 ለካቲት ከምዝፈረሰ ዝተገልጸ መንበሪ ኣባይቲ፣ ህዝቢ ብጤሳ ንዝተዓደሎ መሬት ፍርቂ ብጽሑቱ ብምሻጥ ነ [...]
ኣመሪካ ገለ ክፋል እገዳ ሱዳን ተልዕል

ኣመሪካ ገለ ክፋል እገዳ ሱዳን ተልዕል

Radio Erena: 19 February 2015 ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ኣጽኒዓቶ ዘላ እገዳ ገለ ክፋሉ ኣልዒላቶ። ኣብ ናይ ወጻኢ ዕድጊን ሃብትን ዘተኩር ክፍሊ ትሬዤሪ ኣመሪካ ብዘውጽኦ መግለጺ መሰረት፣ እዚ ተላዒሉ ዘሎ እገዳ መንግስቲ [...]
መማህራን ናብ ታዕሊም ንምውራዶም፣ ናይዚ ዓመት’ዚ ትምህርት ቅድሚ ምዱብ ግዜኡ ክዛዘም ምዃኑ ተሓቢሩ

መማህራን ናብ ታዕሊም ንምውራዶም፣ ናይዚ ዓመት’ዚ ትምህርት ቅድሚ ምዱብ ግዜኡ ክዛዘም ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena : 18 February 2015 መማህራን ናብ ታዕሊም ንምውራዶም፣ ናይዚ ዓመት እዚ ትምህርቲ ቅድሚ ምዱብ ግዜኡ ቀልጢፉንኽዛዘም ይስርሓሉ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። መንግስቲ፣ ነቶም ካብ 40 ክሳብ 60ታት [...]
ሩስያ ብመንገዲ ወደብ ሖዴይዳ ዝልኣኸቶ ኣጽዋር ኣብ ኢድ ተቓወምቲ ሑቲ ኣትዩ

ሩስያ ብመንገዲ ወደብ ሖዴይዳ ዝልኣኸቶ ኣጽዋር ኣብ ኢድ ተቓወምቲ ሑቲ ኣትዩ

Radio Erena : 18 February 2015 ሩስያ ብመንገዲ ወደብ ሖዴይዳ ናብ መንግስቲ የመን ዝልኣኸቶ ኣጽዋር ኣብ ኢድ ተቓወምቲ ሑቲ ከምዝኣተወ ይግለጽ ኣሎ። ካብ ሩስያ ዝተላእከ ሰለስተ ሱኸይ 27 ዝዓነተን ነፈርትን ካልእ ወትሃ [...]
ጥሩፋት ጉጅለታት ሊብያ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ክርስትና ዝፍጽምዎ ዘለዉ ቅትለት፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ስደተኛታት ኣስጋኢ ምዃኑ ተገሊጹ

ጥሩፋት ጉጅለታት ሊብያ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ክርስትና ዝፍጽምዎ ዘለዉ ቅትለት፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ስደተኛታት ኣስጋኢ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena : 18 February 2015 ኣብ ሊብያ ዝርአ ዘሎ ምስ ናይቶም ብISIS ዝፍለጡ እስላማዊ ጥሩፋት ጉጅለታት ዝመሳሰል ምንቕስቓስ፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኣመንቲ ክርስትና ዝኾኑ ስደተኛታት ከቢድ ሓደጋ ከንጸላልዎም ከም [...]
ኣብ ከባቢ ባጽዕ ዝርከቡ ሶማላውያን ስደተኛታት ቆላሕታ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ይጠልቡ

ኣብ ከባቢ ባጽዕ ዝርከቡ ሶማላውያን ስደተኛታት ቆላሕታ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ይጠልቡ

Radio Erena: 17 February 2015 ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኤርትራ ከባቢ እምኩሉ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ተዓቝቦም ዝርከቡ ሶማላውያን ስደተኛታት ኣህጉራዊ ቆላሕታ ክረኽቡ ምሕጽንታ ኣቕሪቦም። እቶም ኣስታት 2800 ዝኾኑ ሶማላውያን [...]
መንግስቲ እስራኤል ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ይገፍፍ

መንግስቲ እስራኤል ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ይገፍፍ

Radio Erena: 17 February 2015 መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ቴልኣቪቭ ኣብ ዘካየዶ ሃንደበታዊ ግፋ 10ታት ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሩ። እቲ ግፋ፣ ካብ ክፉት- ቤት [...]
ግብጺ፣ ተቓወምቲ የመን ንኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ – ባብ ኤልመንደብ ከይዓጽዉ ተጠንቕቕ

ግብጺ፣ ተቓወምቲ የመን ንኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ – ባብ ኤልመንደብ ከይዓጽዉ ተጠንቕቕ

Radio Erena: 17 February 2015 ተቓወምቲ ሑቲ ናይ የመን፣ ምስ ህንዳዊ ውቕያኖስ ዘራኽብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ – ባብ ኤልመንደብ እንተዓጽዮሞ፣ ግብጺ ኣብ የመን ወትሃደራዊ ምትእትታው ክትፍጽም ምዃና ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ [...]
1 487 488 489 490 491 592 4890 / 5915