Category: ዜና ኤርትራ

1 469 470 471 472 473 592 4710 / 5916
ኣብዘን ዝሓለፈ ሸውዓተ ኣዋርሕ ኣብ ሽወደን ዑቕባ ዝሓተቱ 10 ኤርትራውያን ቆልዑ ርእሰ ቅትለት ፈጺሞም

ኣብዘን ዝሓለፈ ሸውዓተ ኣዋርሕ ኣብ ሽወደን ዑቕባ ዝሓተቱ 10 ኤርትራውያን ቆልዑ ርእሰ ቅትለት ፈጺሞም

Radio Erena: 13 May 2015 ኣብ ሽወደን ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ ሓይሎ ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ፣ 10 ካብኣቶም ኣብዘን ዝሓለፋ ሸውዓተ ኣዋርሕ ርእሰ ቅትለት ፈጺሞም። ጠንቒ'ቲ ኣብ ሽወደን ብተደጋጋሚ ዝርአ ዘሎ ርእሰ ቅትለት ትሕ [...]
ሓደ ካብ መስረቲ ማሕበር ሸውዓተ፣ ገዲም ተቓላሳይ ያሲን መሓመድ ዑመር ሳልሕ ዓቓዳ ኣብ ስደት ዓሪፉ

ሓደ ካብ መስረቲ ማሕበር ሸውዓተ፣ ገዲም ተቓላሳይ ያሲን መሓመድ ዑመር ሳልሕ ዓቓዳ ኣብ ስደት ዓሪፉ

Radio Erena: 13 May 2015 ሓደ ካብ መስረቲ ማሕበር ሸውዓተ ወይ ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ፣ ገዲም ተቓላሳይ ያሲን መሓመድ ዑመር ሳልሕ ዓቓዳ ኣብ መበል 82 ዓመቱ፣ ብ11 ግንቦት 2015፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ከተማ ጀዳ ዓሪፉ [...]
ዝምድና ኤርትራን ስዑዲ ዓረብን ድሕሪ ዑደት ፕረዚደንት ኢሳይያስ’ውን ሓርፋፍ ከምዘሎ ዲፕሎማሰኛታት የመልክቱ

ዝምድና ኤርትራን ስዑዲ ዓረብን ድሕሪ ዑደት ፕረዚደንት ኢሳይያስ’ውን ሓርፋፍ ከምዘሎ ዲፕሎማሰኛታት የመልክቱ

Radio Erena: 13 May 2015 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘካየዶ ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ዑደት፣ ብመራኸቢ ብዙሃን መንግስቲ ዝኾነ ሸፈነ ከይተዋህቦ ምሕላፉ፣ ኣብ ሓያሎ ዲፕሎማሰኛታት ኣዘራሪቡ። ንጉስ ሳ [...]
ኣብ ሊብያ ኣስታት 70 ኤርትራውያን ተጨውዮም

ኣብ ሊብያ ኣስታት 70 ኤርትራውያን ተጨውዮም

Radio Erena: 12 May 2015 እዞም ዝሓለፈ ሰሙን ዝተጨውዩ ኤርትራውያን ንኽልቀቑ ሒዞም ዘለዉ ዕጡቓት ንነፍሲ ወከፎም ኣስታት 3500 ዶላር ክኽፈለሎም'ዮም ዝሓቱ ዘለዉ። ኣብ ሲናይ ዝካየድ ዝነበረ ምጭዋይን መሸጣን ስደተኛታት [...]
ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ኤርትራ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ኤርትራ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 12 May 2015 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራዉያን፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዘለዎም ተቓውሞ ንምግላጽ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ኤርትራ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘካየዱ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብ ቴልኣቪቭ ሓቢሩ። እቲ ብደለይቲ ፍት [...]
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ኣብ ዘውጽኦ ወግዓዊ መግለጺ፣ ስም ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ምስቲ ኣብ ቀይዲ ዝርከብ ኣቶ ዓብደላ ጃብር ሓዋዊሱ

ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ኣብ ዘውጽኦ ወግዓዊ መግለጺ፣ ስም ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ምስቲ ኣብ ቀይዲ ዝርከብ ኣቶ ዓብደላ ጃብር ሓዋዊሱ

Radio Erena: 11-05-15 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሳምሕ ሹክሪ ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ግብጺ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ዘካየዶ ዑደት፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ እብ ዘውጽኦ ወግዓዊ መግለጺ፣ ንስም እቲ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ወኪ [...]
ኣብ ሱዳንን ሊብያን ዝርከቡ ኣስታት 600 ዜጋታት ኢትዮጵያ ናብ ዓዶም ክምለሱ’ዮም

ኣብ ሱዳንን ሊብያን ዝርከቡ ኣስታት 600 ዜጋታት ኢትዮጵያ ናብ ዓዶም ክምለሱ’ዮም

Radio Erena: 11 May 2015 ልዕሊ 600 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊብያን ሱዳንን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ተመዝጊቦም ምህላዎም መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ። ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳይት ወጻኢ እታ ሃገር ኣቶ ተወልደ ሙሉጌታ ንጋዜጠኛታት ሃገሩ [...]
ቻይና ኣብ ጅቡቲ ቀዋሚ ወትሃደራዊ መዓስከር ክወሃባ ትሓትት ኣላ

ቻይና ኣብ ጅቡቲ ቀዋሚ ወትሃደራዊ መዓስከር ክወሃባ ትሓትት ኣላ

Radio Erena: 11 May 2015 ቻይና ኣብ ጅቡቲ ቀዋሚ ወትሃደራዊ መዓስከር ክህልዋ ትሓትት ምህላዋ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ጉለ ምግላጹ ኣገልግሎት ዜና ቻይና ሽንሁዋ ሓቢሩ። ቻይና፣ ኣብ ጅቡቲ ቀዋሚ ወትሃደራዊ መዓስከር ክህል [...]
ዲፕሎማሰኛ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ነቲ መንግስቲ ብምርሕራሕ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ

ዲፕሎማሰኛ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ነቲ መንግስቲ ብምርሕራሕ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ

Radio Erena: 11 May 2015 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ቀዋሚ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ካብ ዝርከቡ ሓሙሽተ ዲፕሎማሰኛታት ሓደ ነቲ መንግስቲ ብምርሕራሕ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። እቲ መሓመድ እድሪስ ያዊጅ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንወትሃደራዊ ታዕሊም ዝምልከት ተወሳኺ ምልክታ ይዝርግሕ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንወትሃደራዊ ታዕሊም ዝምልከት ተወሳኺ ምልክታ ይዝርግሕ

Radio Erena: 10 May 2015 መንግስቲ ኤርትራ ንወተሃደራዊ ታዕሊም ኣመልኪቱ ብተደጋጋሚ ከውጽኦ ዝጸንሐ ምልክታታት፣ ከምቲ ዝተጸበዮ ምላሽ ብዘይምርካቡ፣ ሕጂ’ውን መፈራርሂ ዝተሓወሶ ምልክታታት ኣብ ምውጻእ ከምዝርከብ ምንጭታት [...]
1 469 470 471 472 473 592 4710 / 5916