Category: ዜና ኤርትራ

1 468 469 470 471 472 593 4700 / 5927
ፈረንሳ፣ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ንምስጋር ኣብ ካሌ ንዝተኣኻኸቡ 120 ኤርትራውያን ኣብ ሒደት መዓልታት ፖለቲካዊ ዑቕባ ሂባ

ፈረንሳ፣ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ንምስጋር ኣብ ካሌ ንዝተኣኻኸቡ 120 ኤርትራውያን ኣብ ሒደት መዓልታት ፖለቲካዊ ዑቕባ ሂባ

Radio Erena : 22 May 2015 ፈረንሳ፣ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ንምስጋር ኣብ ካሌ ካብ ዝተኣኻኸቡ ስደተኛታት ን120 ኤርትራውያን ኣብ ሒደት መዓልታት ፖለቲካዊ ዑቕባ ሂባ። ብሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ፈረንሳ በርናር ካሳኖቭ ዝተመር [...]
ኣብ የመን ብዝተኻየደ ደብዳብ፣ ቁጽሮም ሓሙሽተ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ተቐቲሎም

ኣብ የመን ብዝተኻየደ ደብዳብ፣ ቁጽሮም ሓሙሽተ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ተቐቲሎም

Radio Erena : 22 May 2015 ስዑዲ ዓረብ ትማሊ ኣብ የመን ኣብ ዘካየደቶ ደብዳብ፣ ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ ስደተኛታት ኤርትራ ኢትዮጵያን ሶማልን ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ከምዝኾኑ ምንጭታት ዜና ዓረብ ገሊጸን። እቲ ትማሊ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ኣብ ጉዳይ የመንን ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ንምዝርራብ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣትዩ

ፕረዚደንት ሱዳን ኣብ ጉዳይ የመንን ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ንምዝርራብ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣትዩ

Radio Erena: 21 May 2015 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ጉዳዩ የመን ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ንምዝታይ ትማሊ ሮቡዕ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣትዩ። እቲ ፕረዚደንት ናብ ሱዑዲ ዓረብ ወግዓዊ ዑደት ከካይድ ኣብ ውሽጢ ክል [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ የመን ዝርከቡ ዜጋታቱ ምውጻእ ይቕጽሎ ኣሎ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ የመን ዝርከቡ ዜጋታቱ ምውጻእ ይቕጽሎ ኣሎ

Radio Erena: 21 May 2015 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ የመን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ኣብ መንጎ ተቀርቒሮም ካብ ዘለዉ ኣሽሓት ዜጋታቱ ነቶም 2524 ዜጋታቱ ናብ ዓዶም ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ። እዞም በብእዋኑ ናብ ዓዶም ኣትዮም ዘለዉ [...]
ዳዒሽ፣ ብምስግጋር ስደተኛታት ልዕሊ 320 ሚልዮን  ዶላር ከምዝረኸበ ተቃሊዑ

ዳዒሽ፣ ብምስግጋር ስደተኛታት ልዕሊ 320 ሚልዮን ዶላር ከምዝረኸበ ተቃሊዑ

Radio Erena: 21 May 2015 ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ፣ ኣብ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ስደተኛታት ብምስግጋር ልዕሊ 320 ሚልዮን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበ ሓድሽ መጽናዕቲ ብምጥቃስ መጽሔት ታይም ሓቢሩ። መጽሔት ታይም ብዛዕባ'ዚ [...]
ከም መቐጸልታ ዝኽሪ ንግዳያት ማእከላይ ባሕሪን ዳዒሽን፣ ኣብ በይ ኤርያ ሰልፊ ተኻይዱ

ከም መቐጸልታ ዝኽሪ ንግዳያት ማእከላይ ባሕሪን ዳዒሽን፣ ኣብ በይ ኤርያ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 20 May 2015 ከም መቐጸልታ ናይቲ ንግዳያት ማእከላይ ባሕሪን ኣብ ሊብያ ብዳዒሽ ንዝተቀትሉ ስደተኛታት ንምዝካር ዝካየድ ዘሎ ዝተፈላለየ መደባት፣ ኣብ ኣመሪካ፣ በይ ኤርያ'ውን ብሰኑይ 18 ግንቦት ሰልፊ ተኻየዱ። [...]
ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትን መንግስቲ ሱዳንን ኣብ ህሉው ኩነታት ስደተኛታት ዘትዮም

ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትን መንግስቲ ሱዳንን ኣብ ህሉው ኩነታት ስደተኛታት ዘትዮም

Radio Erena: 20 May 2015 ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዞባ ገዳርፍ ንዘጋጥም ዘሎ ምጭዋይን መሸጣን ስደተኛታት ንምግታእ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ንምሕጋዝ፣ ንመንግስቲ ሱዳን መካይንን ሞተር ሳይክልን ሂቡ። እተን ብላዕ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ዶብ ኬንያ ጥሒሱ ክብል ደይሊ ኔሽን ሓቢሩ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ዶብ ኬንያ ጥሒሱ ክብል ደይሊ ኔሽን ሓቢሩ

Radio Erena: 20 May 2015 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ዶባ ኬንያ ብምጥሓስ ኣብ ሰሜናዊ ሆር ንእትርከብ 'ኢለረት' ዝተባህለት መደበር ፖሊስ ተቖጻጺሩ ክብል ሓደ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ደይሊ ኔሽን ሓቢሩ። ብመሰረት እቲ [...]
ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተቓውሞ ገጢምዎ

ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተቓውሞ ገጢምዎ

Radio Erena: 19 May 2015 ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣቶ ሳልሕ ዑመር፣ ብሰንበት 17 ግንቦት ኣብ ከተማ ደርባን ኣብ ዘካየዶ ሰሚናር ካብ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ተቓውሞ ከምዝገጠሞ ምንጭ [...]
15 ጀርመናውያን ምስ ኣልሸባብ ተጸንቢሮም

15 ጀርመናውያን ምስ ኣልሸባብ ተጸንቢሮም

Radio Erena: 19 May 2015 ብውሕዱ 15 ጀርመናውያን ኣብ ሶማል ምስ ዝመደበሩ ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ ተጸንቢሮም ምህላዎም ኣብ ሙኒክ እትሕተም መጽሔት 'ፎካስ' ኣቃሊዓ። እታ መጽሔት ነዚ ዘቃልዐት፣ ፈደራላዊ ኣኽባር ሕጊ ጀር [...]
1 468 469 470 471 472 593 4700 / 5927