Category: ዜና ኤርትራ

1 467 468 469 470 471 593 4690 / 5927
ኬንያ፣ ኣብ ትሕቲ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ኣልሸባብ

ኬንያ፣ ኣብ ትሕቲ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ኣልሸባብ

Radio Erena: 28 May 2015 ኣልሸባብ ብሰሉስ 26 ግንቦት ኣብ ዶብ ኬንያ ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ከምዘውረደ ተሓቢሩ። እቲ ሽበራዊ ጉጅለ፣ ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ጋሪሳ ዝተባህለ ከባቢ ኣብ ዘካየዶ [...]
ነርወይ፣ ዑቕባ ንዝነጸገቶም ኤርትራውያን ክሳብ መወዳእታ 2015 ናብ ዓዶም ንምምላስ መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ

ነርወይ፣ ዑቕባ ንዝነጸገቶም ኤርትራውያን ክሳብ መወዳእታ 2015 ናብ ዓዶም ንምምላስ መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ

Radio Erena : 27 May 2015 ነርወይ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንዝነጸገቶም ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምምላስ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክትዘራረብ ምዃና ተገሊጹ። ማዕከን ዜና ዘ ሎካል ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ ብሕሉፍ የመናዊ ሰልፊ ዝቖመ መ [...]
ኣባላት ጸጥታ ሱዳን፣ ናይ 10 ጋዜጣታት ብሕቲ ሕታማት ኣኪቦም

ኣባላት ጸጥታ ሱዳን፣ ናይ 10 ጋዜጣታት ብሕቲ ሕታማት ኣኪቦም

Radio Erena : 27 May 2015 ኣባላት ጸጥታ ሱዳን፣ ብሰኑይ 25 ግንቦት ናይ ዝተዘርግሐ ሕተምት ናይ 10 ጋዜጣታት ብሕቲ ከምዝኣከቡ ተሓቢሩ። መንግስቲ ሱዳን ኣባላት ጸጥታ ብምውፋር ነቲ 10ታት ኣሽሓት ዝተሓተመ ጋዜጣታት ክእ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ንተልእኾ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል ንሰለስተ ኣዋርሕ ኣናዊሑ

ባይቶ ጸጥታ፣ ንተልእኾ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል ንሰለስተ ኣዋርሕ ኣናዊሑ

Radio Erena : 27 May 2015 ባይቶ ጸጥታ፣ ትማሊ ኣብ ዘመሓላለፎ ውሳኔ፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ዝርከብ ተልእኾ ሕቡራት ሃገራት ንተወሳኺ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣናዊሑ። ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል ዘለዎ ተልእኾ ክሳብ ነሓሰ 2015 ክና [...]
መራሕቲ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ግብጽን ኣብ ቃለ መሓላ ፕረዚደንት ልበሽር ንምስታፍ ናብ ካርቱም ከምርሑ’ዮም

መራሕቲ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ግብጽን ኣብ ቃለ መሓላ ፕረዚደንት ልበሽር ንምስታፍ ናብ ካርቱም ከምርሑ’ዮም

Radio Erena: 26 May 2015 መራሕቲ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ግብጺን ኣብ ስነ ስርዓት ቃለ-መሓላ ፕረዚደንት ኣልበሽር ንምስታፍ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ካርቱም ክርከቡ ምዃኖም ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ሓቢሩ። ብዘይካ’ዚ’ውን መራሕቲ ደቡብ [...]
ናብ የመን ዝቐንዐ ረዲኤት ዝጸዓነት ነፋሪት ኢራን ኣብ ጅቡቲ ከይትዓልብ ተኸልኪላ

ናብ የመን ዝቐንዐ ረዲኤት ዝጸዓነት ነፋሪት ኢራን ኣብ ጅቡቲ ከይትዓልብ ተኸልኪላ

Radio Erena: 26 May 2015 ናብ የመን ዝቀንዐ 20 ቶን ረዲኤት ዝጸዓነት ናይ ኢራን ነፋሪት፣ ኣብ ጅቡቲ ከይትዓለብ ተኸልኪላ። እቲ ካብ ኢራን ብቀይሕ ወርሒ ተለጊሱ ብኣፍልጦ ሕቡራት ሃገራትን ውድብ መግቢ ዓለምን ብመንገዲ ጅ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን እገዳ ኣጽዋር ክትግብር ይድግፍ

ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን እገዳ ኣጽዋር ክትግብር ይድግፍ

Radio Erena: 26 May 2015 ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን እገዳ ሸመተ ኣጽዋር ክትግበር ንዝካየድ ዘሎ ጻውዒት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ነዚ ዘፍለጠ፣ መንግስትን ተቓወምቲን ደቡብ ሱዳን ንስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ [...]
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን ንበዓል ናጽነት ብዝተፈላለየ ስምዒታት ጸንቢሎም

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን ንበዓል ናጽነት ብዝተፈላለየ ስምዒታት ጸንቢሎም

Radio Erena : 25 May 2015 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን ንበዓል ናጽነት ብዝተፈላለየ ስምዒታት ከምዝጸንበሉ ወከልቲ ሬድዮ ከካብ ቦትኡ ሓቢሮም። በዚ መሰረት ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኣማኢት ኤርትራውያን ደለይቲ [...]
ሓፈሻዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ተኻይዱ

ሓፈሻዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ተኻይዱ

Radio Erena : 25 May 2015 ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ 24 ግንቦት ኣብ ዝኻየደ ሓፈሻዊ ምርጫም ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ኢህወደግ ክዕወት ምኻኑ ይግለጽ ኣሎ። እቲ ትማሊ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ምርጫ ኣብ መብዛሕትኡ ክልላት [...]
ኤርትራውያን ንመበል 24 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ኣብ ክልተ ደምበ ተመቓቒሎም ይጽንብሉ

ኤርትራውያን ንመበል 24 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ኣብ ክልተ ደምበ ተመቓቒሎም ይጽንብሉ

Radio Erena : 22 May 2015 ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፣ ንመበል 24 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ መደባት ይጽምብል ኣሎ። እቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝነብር ህዝቢ ከም ናይ ወትሩ ንመዓልቲ ናጽነት በብ [...]
1 467 468 469 470 471 593 4690 / 5927