Category: ዜና ኤርትራ

1 463 464 465 466 467 592 4650 / 5916
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጽባሕ ናብ ሱዳን ከምርሕ’ዩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጽባሕ ናብ ሱዳን ከምርሕ’ዩ

Radio Erena: 10 June 2015 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ዝምድና ኤርትራን ሱዳንን ጸጥታ ዶባትን ንምዝርራብ ጽባሕ ናብ ሱዳን ከምርሕ ምዃኑ ተገሊጹ። ፕረዚደንት [...]
ሕ.ሃ.፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝርከቦም ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሞም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ዝእንፍት ጸብጻብ ምቕራቡ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣቖጢዑ

ሕ.ሃ.፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝርከቦም ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሞም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ዝእንፍት ጸብጻብ ምቕራቡ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣቖጢዑ

Radio Erena : 10 June 2015 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝርከቦም ሓያሎ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ፣ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ፈጺሞም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ዝእንፍት ጸብጻብ ብሕቡራት ሃገራት ምቕራቡ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣ [...]
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ ብጉዳይ ክልተ ካብ ሚእቲ መርመራ ይካየደሉ ኣሎ

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ ብጉዳይ ክልተ ካብ ሚእቲ መርመራ ይካየደሉ ኣሎ

Radio Erena : 10 June 2015 ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ፣ ኣብታ ሃገር ካብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ዜጋታት ክልተ ካብ ሚእቲ ምኽፋል ይቕጽሎ ከይህሉ ንምርግጋጽ ፖሊስ ዓዲ እንግሊዝ መርመራ የካይድ ምህላዉ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። [...]
ኢትዮጵያን ጅቡትን ዘራኽብ መንገዲ ባቡር ኣብዚ ቀረባ ክዛዘም ምዃኑ ተሓቢሩ

ኢትዮጵያን ጅቡትን ዘራኽብ መንገዲ ባቡር ኣብዚ ቀረባ ክዛዘም ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena : 10 June 2015 ካብ ጅቡቲ ክሳብ ኢትዮጵያ ዝዝርጋሕ መንገዲ ባቡር ክዛዘም ከምዝቐረበ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እቲ ካብ ወደብ ጅቡቲ ነቒሉ ናብ ኣዲስ ኣበባ 752 ኪሎሜተር ዝዝርጋሕ መንገዲ ባቡር፣ ናይ [...]
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስቶኮልም ዝርከበሉ ጎደና ብስም ዳዊት ኢሳቕ ክጽዋዕ ውሳነ ይጽበ ኣሎ

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስቶኮልም ዝርከበሉ ጎደና ብስም ዳዊት ኢሳቕ ክጽዋዕ ውሳነ ይጽበ ኣሎ

Radio Erena: 09 June 2015 ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ጎደና፣ ብስም ኤርትራዊ ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ክጽዋዕ ባይቶ ከተማ ስቶኮልም ን15 ሰነ ውሳኔ ክህበሉ ምዃኑ ተሓቢሩ። ዝተፈላለዩ ፖለቲከኛታትን ጋዜጠኛታ [...]
ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ወኪል ነርወይ፣ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ 18 ኣዋርሕ ክወርድ ምዃኑ ከምዝተነግሮ ሓቢሩ

ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ወኪል ነርወይ፣ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ 18 ኣዋርሕ ክወርድ ምዃኑ ከምዝተነግሮ ሓቢሩ

Radio Erena: 09 June 2015 ኣብ ኣስመራ ዑደት ብምክያድ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ዝተዘራረበ ወኪል መንግስቲ ነርወይ፣ ዑቕባ ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ቅድሚ ምምላስ ተወሳኺ መጽናዕቲ ከምዘድሊ ገሊጹ። እቲ ን [...]
መርማሪት ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኤርትራ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ምህላዉ ኣረጋጊጻ

መርማሪት ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኤርትራ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ምህላዉ ኣረጋጊጻ

Radio Erena: 08 June 2015 ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ከተጽንዕ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ መርማሪት ኮሚሽን፣ ኣብ ኤርትራ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይፍጸንም ምህላዉ፣ በሳእል ዝተሰነየ ጸብጻብ ኣቕሪባ። እታ ሰለስ [...]
ንስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሲናይ እትንጸባርቕ ደኩመንትሪ ፊልም ‘ባርባራዊ ጉዕዞ’ ኣብ ፈረንሳ ዝዓበየ ሽልማት ተዓዊታ

ንስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሲናይ እትንጸባርቕ ደኩመንትሪ ፊልም ‘ባርባራዊ ጉዕዞ’ ኣብ ፈረንሳ ዝዓበየ ሽልማት ተዓዊታ

Radio Erena: 08 June 2015 ንስቃይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሲናይ እተንጸባርቕ 'ባርባራዊ ጉዕዞ' ዘርእስታ ደኩመንታሪ ፊልም ዘዳለዋ ክልተ ጋዜጠኛታት፣ ኣብ ፈረንሳ ፍሉይ መደብ ንዘቕረቡ ጋዜጠኛታት ዝወሃብ ዝዓበየ ሽልማ [...]
ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ልኡኽ መንግስቲ ነርወይ፣ ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ቅድሚ ምምላስ ተወሳኺ መጽናዕቲ ከምዘድሊ ገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ልኡኽ መንግስቲ ነርወይ፣ ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ቅድሚ ምምላስ ተወሳኺ መጽናዕቲ ከምዘድሊ ገሊጹ

Radio Erena: 08 June 2015 ኣብ ኣስመራ ዑደት ብምክያድ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ዝተዘራረበ ወኪል መንግስቲ ነርወይ፣ ዑቕባ ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ቅድሚ ምምላስ ተወሳኺ መጽናዕቲ ከምዘድሊ ገሊጹ። እቲ ን [...]
ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ሕጻጽ፣ ብሰንኪ ሞት ሓደ ኢትዮጵያዊ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ነበርቲ እቲ ከባቢን ወጥሪ ተኸሲቱ

ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ሕጻጽ፣ ብሰንኪ ሞት ሓደ ኢትዮጵያዊ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ነበርቲ እቲ ከባቢን ወጥሪ ተኸሲቱ

Radio Erena: 08 June 2015 ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ሕጻጽ ዝርከቡ ኤረትራውያን ስደተኛታት ንሓደ ኢትዮጵያዊ ድሕሪ ምቕታሎም ኣብ መንጎ'ቶም ኤርትራዉያንን ነበርቲ ኣብቲ ከባቢ እትርከብ ቁሸትን ከቢድ ምትፍናን ሰፊኑ ከምዘሎ ም [...]
1 463 464 465 466 467 592 4650 / 5916