Category: ዜና ኤርትራ

1 464 465 466 467 468 592 4660 / 5916
ፕረዚደንት ኣልበሽር ምቅይያር ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን ኣካይዱ

ፕረዚደንት ኣልበሽር ምቅይያር ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራትን ኣመሓደርቲ ዞባታትን ኣካይዱ

Radio Erena: 08 June 2015 ሓደ መዓልቲ ቅድሚ ቃለ መሓላ ምፍጻሙ ምቕይያር ናይ ኣዘዝቲ ሰራዊት ዘካየደ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ናይ ካቢነ ሚኒስተራት ምቅይያር'ውን ጌሩ። እቲ ፕረዚደንት ብቀዳም ምሸት ኣብ [...]
ኣርከበ ፈታው ከበሮ ኣብ ስቶኮልም

ኣርከበ ፈታው ከበሮ ኣብ ስቶኮልም

Radio Erena: 05 June 2015     ሽወደን ኣብ ኣፍሪቃ እንተትኸውን ከ?      ክንደይ ትሓስም ወደይ!... ዶ ትብሉኒ ኣልኹም? እወ ሓቕኩኹም።      ኣብታ ሃገር ዝርከብ ኤርትራዊ እንታይ ምኾነ?      መንግስቲ ሽወ [...]
ኣብ ቃለ-መሓለ ፕረዚደንት ኣልበሽር ንኽሳተፍ ዕድመ ዝተገብረሉ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብቲ ስነ ስርዓት ብዘይምርካቡ ኣዘራሪቡ

ኣብ ቃለ-መሓለ ፕረዚደንት ኣልበሽር ንኽሳተፍ ዕድመ ዝተገብረሉ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኣብቲ ስነ ስርዓት ብዘይምርካቡ ኣዘራሪቡ

Radio Erena: 05 June 2015 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ቃለ-መሓላ ፕረዚደንት ሱዳን ክሳተፍ ብፕረዚደንት ኣልበሽር ዕድመ ቀሪብሉ ከብቕዕ፣ ኣብቲ ስነ ስርዓት ብዘይምስታፉ፣ ኣዘራራቢ ኮይኑ። መራሕቲ ሓያሎ ጎረባብቲ ሃ [...]
ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ናይ ሊብያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ 86 ኤርትራውያን ስደተኛታት ጨውዩ፣ ክልተ ቀቲሉ

ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ናይ ሊብያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ 86 ኤርትራውያን ስደተኛታት ጨውዩ፣ ክልተ ቀቲሉ

Radio Erena : 05 June 2015 ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽ ናይ ሊብያ፣ 12 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 86 ኤርትራውያን ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ጨውዩ ከምዝወሰዶም ካብቲ ናይ ምጭዋይ ሓደጋ ዝደሓኑ ኤርትራውያን ንሬድዮ ኤረና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬ [...]
ኣብ ሱዳን፣ ናብ መዓስከር ሸገረብ ዘምርሑ ዝነበሩ 14 ኤርትራውያን ብዕጡቓት ተጨውዮም

ኣብ ሱዳን፣ ናብ መዓስከር ሸገረብ ዘምርሑ ዝነበሩ 14 ኤርትራውያን ብዕጡቓት ተጨውዮም

Radio Erena : 05 June 2015 ኣብ ምብራቕ ሱዳን 14 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሓሙስ 04 ሰነ ብዕጡቓት ከምዝተጨውዩ ኣፈኛ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኒኮላስ ብራስ ኣፍሊጡ። እቲ ኣፈኛ፣ ካብ ሰበ ስልጣን ሱ [...]
ኤርትራውያን ኣብ ዝተዓቝብሉ  መዓስከር ስደተኛታት ዓዲ ሓሩሽ ናይ ኢትዮጵያ ዝነበረ ወኪል UNHCR ንጥፈታቱ ደው ከምዘበለ ይግለጽ ኣሎ

ኤርትራውያን ኣብ ዝተዓቝብሉ መዓስከር ስደተኛታት ዓዲ ሓሩሽ ናይ ኢትዮጵያ ዝነበረ ወኪል UNHCR ንጥፈታቱ ደው ከምዘበለ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena : 05 June 2015 ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቝምሉ ኣብ ዘለዉ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ናይ ኢትዮጵያ ዝነበረ ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት – UNHCR ኣብቲ መዓስከር ዝነበሮ ንጥፈታት ደው ኣቢሉ [...]
ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2015 ክወዳደሩ ተሓጽዮም

ሰለስተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2015 ክወዳደሩ ተሓጽዮም

Radio Erena: 04 June 2015 ካብ 4 ክሳብ 26 ሓምለ ዝካየድ ኣብ 2015 ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፈረንሳ፣ ንደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤምቲኤን ኩቤካ ዝወከሉ ሰለስተ ኤርትራውያን ክሳተፉ ከምዝተሓጽዩ ምዕከናት ዜና ስፖርት ኣረጋ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ጌሩ

ፕረዚደንት ሱዳን ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ጌሩ

Radio Erena: 04 June 2015 ፕረዚደንት ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ድሮ'ቲ ቃለ መሓላ ዝፈጸመሉ ዕለት፣ ንሚኒስተር ምክልኻል፣ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሱዳንን ኣዘዝቲ ሓይሊ ምድርን ካልኦትን ዝርከብዎም ብውሕዱ 10 ጀነራ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ንኤርትራ ዝተመባጽዖ 320 ሚልዮን ኤውሮ ቅድሚ ምጽዳቁ፣ ኣምባሳደር እቲ ሕብረት ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኤርትራ ዑደት ኣካይዶም

ሕብረት ኤውሮጳ ንኤርትራ ዝተመባጽዖ 320 ሚልዮን ኤውሮ ቅድሚ ምጽዳቁ፣ ኣምባሳደር እቲ ሕብረት ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኤርትራ ዑደት ኣካይዶም

Radio Erena : 03 June 2015 ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ዞባታት ዓንሰባን ጋሽ ባርካን ዑደት ኣካይዶም። እቶም ኣምባሳደራት ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዘካየድዎ ዑደት፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዕደና፣ ሕርሻን ትሕተ ቅርጺ [...]
ወከልቲ ኤርትራን ቀጠረን ተዘራሪቦም

ወከልቲ ኤርትራን ቀጠረን ተዘራሪቦም

Radio Erena : 03 June 2015 ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቀጠር ዓሊ ኢብራሂም ኣሕመድ ካብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ንግስነት ቀጠር ዝተላእከ መልእኽቲ ንሚኒስተር መጓዓዝያ እታ ሃገር ጃስም ሰይፍ ኣል ሱላቲ ኣ [...]
1 464 465 466 467 468 592 4660 / 5916