ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጽባሕ ናብ ሱዳን ከምርሕ’ዩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጽባሕ ናብ ሱዳን ከምርሕ’ዩ

Radio Erena: 10 June 2015

IsuAlbe

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ዝምድና ኤርትራን ሱዳንን ጸጥታ ዶባትን ንምዝርራብ ጽባሕ ናብ ሱዳን ከምርሕ ምዃኑ ተገሊጹ።

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ፣ ኣብ ቃለ-መሓላ ፕረዚደንት ሱዳን ክሳተፍ ብፕረዚደንት ኣልበሽር ዕድመ ቀሪብሉ ከብቕዕ፣ ኣብቲ ስነ ስርዓት ብዘይምስታፉ፣ ኣዘራራቢ ኮይኑ ምቕናዩ ኣቐዲሙ ብሬድዮ ኤረና ተገሊጹ’ዩ።

 

ዝርዝር ሓበሬታ ኣብ ዝቕጽል ከነቕርቦ ኢና።

======================================================

COMMENTS

WORDPRESS: 0