Category: ዜና ኤርትራ

1 462 463 464 465 466 589 4640 / 5889
ፕረዚደንት ሱዳን ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ጌሩ

ፕረዚደንት ሱዳን ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ጌሩ

Radio Erena: 04 June 2015 ፕረዚደንት ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ድሮ'ቲ ቃለ መሓላ ዝፈጸመሉ ዕለት፣ ንሚኒስተር ምክልኻል፣ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሱዳንን ኣዘዝቲ ሓይሊ ምድርን ካልኦትን ዝርከብዎም ብውሕዱ 10 ጀነራ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ንኤርትራ ዝተመባጽዖ 320 ሚልዮን ኤውሮ ቅድሚ ምጽዳቁ፣ ኣምባሳደር እቲ ሕብረት ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኤርትራ ዑደት ኣካይዶም

ሕብረት ኤውሮጳ ንኤርትራ ዝተመባጽዖ 320 ሚልዮን ኤውሮ ቅድሚ ምጽዳቁ፣ ኣምባሳደር እቲ ሕብረት ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኤርትራ ዑደት ኣካይዶም

Radio Erena : 03 June 2015 ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ዞባታት ዓንሰባን ጋሽ ባርካን ዑደት ኣካይዶም። እቶም ኣምባሳደራት ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዘካየድዎ ዑደት፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዕደና፣ ሕርሻን ትሕተ ቅርጺ [...]
ወከልቲ ኤርትራን ቀጠረን ተዘራሪቦም

ወከልቲ ኤርትራን ቀጠረን ተዘራሪቦም

Radio Erena : 03 June 2015 ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቀጠር ዓሊ ኢብራሂም ኣሕመድ ካብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ንግስነት ቀጠር ዝተላእከ መልእኽቲ ንሚኒስተር መጓዓዝያ እታ ሃገር ጃስም ሰይፍ ኣል ሱላቲ ኣ [...]
ፖሊስ ፈረንሳ፣ ኣብ ፓሪስን ካሌን ንዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት በቲኖም

ፖሊስ ፈረንሳ፣ ኣብ ፓሪስን ካሌን ንዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት በቲኖም

Radio Erena : 02 June 2015 ፖሊስ ፈረንሳ፣ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ንምስጋር ኣብ ከተማታት ፓሪስን ካሌን ንዝተኣኻኸቡ ስደተኛታት በቲኖም። በቲ ትማሊ ሰሉስ 2 ሰነ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ፓሪስ- ላ ሻፔል ኣብ ዝተባህ [...]
ኣብ ካሌ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 24  ስደተኛታት ቆሲሎም

ኣብ ካሌ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 24 ስደተኛታት ቆሲሎም

Radio Erena: 01 June 2015 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ተኣኻኺቦም ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ብዘካየድዎ ግጭት 24 ስደተኛታት ብከቢድን ፎኵስን ቆሲሎም። እቲ ናብ ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ዝ [...]
ሱዳንን ቀጠርን፣ ንመንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምቅርራብ ሓድሽ ተበግሶ ክወስዳ ምዃነን ተገሊጹ

ሱዳንን ቀጠርን፣ ንመንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምቅርራብ ሓድሽ ተበግሶ ክወስዳ ምዃነን ተገሊጹ

Radio Erena : 01 June 2015 ሱዳንን ቐጠርን ንመንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምቕርራብ ሓድሽ ተበግሶ ይወስዳ ምህላወን ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ዲፕሎማስያዊ ምንጭታት ኣንፊቶም። እቶም ምንጭታት ኣብ ዝሃብዎ መረዳእታ፣ ኣብ [...]
ኣብ ዶብ ደቡብ ሱዳን ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ናብ ጁባ ንምስጋር ሓገዝ ይሓቱ ኣለዉ

ኣብ ዶብ ደቡብ ሱዳን ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ናብ ጁባ ንምስጋር ሓገዝ ይሓቱ ኣለዉ

Radio Erena : 01 June 2015 ዶብ ኢትዮጵያ ኣቛሪጾም ደቡብ ሱዳን ዝኣተዉ 10ታት ኤርትራውያን፣ ኣብ ከባቢ ዶብ ኣብ ዝርከባ ዓድታት ደቡብ ሱዳን ተታሒዞም ከምዘለዉ ሓቢሮም። እቶም ኤርትራውያን ናብ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ኦሮሞ ንምህዳን ዶብ ኬንያ ትጥሕስ ምህላዋ ተሓቢሩ

ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ኦሮሞ ንምህዳን ዶብ ኬንያ ትጥሕስ ምህላዋ ተሓቢሩ

Radio Erena : 01 June 2015 ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ንምህዳን ዶብ ኬንያ ከምዝጠሓሰት ማዕከናት ዜና እት ሃገር ሓቢረን። ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ'ውን ብተመሳሳሊ ዶብ ኬንያ ከምዝጠሓሰት ዝተገልጸ ኮ [...]
ፈረንሳ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም 9 ሽሕ ስደተኛታት ክትቕበል ብሕብረት ኤውሮጳ ዝቀረበላ እማመ ነጺጋቶ

ፈረንሳ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም 9 ሽሕ ስደተኛታት ክትቕበል ብሕብረት ኤውሮጳ ዝቀረበላ እማመ ነጺጋቶ

Radio Erena : 29 May 2015 ፈረንሳ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 9 ሽሕ ስደተኛታት ኣብዚ ዝቕጽል ክልተ ዓመታት ከተጣይስ ብሕብረት ኤውሮጳ ዝቀረበላ እማመ ነጺጋቶ። ሕብረት ኤውሮጳ ብሮቡዕ 27 ግንቦት ኣብ ዘቕረቦ [...]
ኣመሪካ፣ ንሱዳን ኣብ ጸጥታ ወደብ ክትሕግዛ ቅርብቲ ምህላዋ ኣፍሊጣ፣ 50 ሽሕ ቶን ናይ እኽሊ ረዲኤት ለጊሳ

ኣመሪካ፣ ንሱዳን ኣብ ጸጥታ ወደብ ክትሕግዛ ቅርብቲ ምህላዋ ኣፍሊጣ፣ 50 ሽሕ ቶን ናይ እኽሊ ረዲኤት ለጊሳ

Radio Erena : 29 May 2015 ኣመሪካ፣ ንሱዳን ኣብ ጸጥታ ወደብ ክትሕግዛ ቅርብቲ ምህላዋ ኣፍሊጣ። ሓላፊ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ኣመሪካ ስቴቨን ፖወል ዝመርሖ ልኡኽ ኣብ ሱዳን ዑደት ብምክያድ፣ ኣመሪካ ኣብ ጸጥታ ባሕርን ካልእ [...]
1 462 463 464 465 466 589 4640 / 5889