Category: ዜና ኤርትራ

1 413 414 415 416 417 592 4150 / 5916
ኣብ ከባቢ ሑመራ ተዋፊሮም ዝነበሩ ኣባላት ፈደራላዊ ፖሊስ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከምዝሰገሩ ይግለጽ ኣሎ

ኣብ ከባቢ ሑመራ ተዋፊሮም ዝነበሩ ኣባላት ፈደራላዊ ፖሊስ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከምዝሰገሩ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: 29 February 2016 ኢትዮጵያ፣ "ኣብ ክልል ኦሮምያ ተጓሃሂሩ ዘሎ ተቓውሞ ህዝቢ ብሰንኪ ምትእትታው መንግስቲ ኤርትራ'ዩ፣" ኢላ ኣብ እትኸሰሉ ዘላ እዋን፣ ብርክት ዝበሉ ኣባላት ፈደራላዊ ፖሊስ እታ ሃገር ብመን [...]
“ሃገራዊ ኣገልግሎት ናይ ግዜ ገደብ ክግበረሉ መደብ የሎን፣” ሚ/ዜና ኣቶ የመነ ገብረመስቀል

“ሃገራዊ ኣገልግሎት ናይ ግዜ ገደብ ክግበረሉ መደብ የሎን፣” ሚ/ዜና ኣቶ የመነ ገብረመስቀል

Radio Erena: 26 February 2016 መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣውራ ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን ምዃኑ ዝግለጽ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናይ ግዜ ገደብ ክገብረሉ መደብ ከምዘየሎ ሚኒስተር ዜና ኣቶ የመነ ገብረመስቀል ምስ ሮይተርስ ኣብ ዘካ [...]
ቤት ፍርዲ ፈረንሳ፣ ካሌ ክዓኑ ወሲኑ

ቤት ፍርዲ ፈረንሳ፣ ካሌ ክዓኑ ወሲኑ

Radio Erena: 26 February 2016 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣሽሓት ስደተኛታት ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ተኣኻኺቦምሉ ዘለዉ ካሌ ካብ ሎሚ ዓርቢ 26 ለካቲት 2016 ኣትሒዙ ክዓኑ ቤት ፍርዲ ፈረንሳ ወኒኑ። እቲ ቤት ፍርዲ ነዚ [...]
“ኤርትራ፣ ሰሜን ኮርያ ናይ ኣፍሪቃ’ያ ንዝብሉ ወጻእተኛታት፣ መእተዊ ቪዛ ኣይንህብን፣” ቆንስል  ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ

“ኤርትራ፣ ሰሜን ኮርያ ናይ ኣፍሪቃ’ያ ንዝብሉ ወጻእተኛታት፣ መእተዊ ቪዛ ኣይንህብን፣” ቆንስል ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ

Radio Erena: 26 February 2016 ናብ ኤርትራ ዑደት ዘካየዱ ኣርባዕተ ኣባላት ፓርላማ ስዊዘርላንድ ዝገጥሞም ዘሎ ተቓውሞ፣ ፍትሓዊ ኣይኮነን ክብል ቆንስል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ቶኒ ሎሸ ገሊጹ። እቲ ቆንስል ምስ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ህሉው ኩነታት ዘተኮረ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ልኢኹ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ህሉው ኩነታት ዘተኮረ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ልኢኹ

Radio Erena: 26 February 2016 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ህሉው ኩነታት ዘተኮረ መልእኽቲ ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ከምዝልኣኸ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ሓቢሩ። ነቲ መልእኽቲ ብደብዳቤ ዘብጽሐ ሚኒስ [...]
ኣብ ክልል ኦሮምያ ዝቕጽል ዘሎ ተቓውሞ ህዝቢ፣ ንማሕበራዊ ኣገልግሎታት ኣሰናኺሉ ምህላዉ ተገሊጹ

ኣብ ክልል ኦሮምያ ዝቕጽል ዘሎ ተቓውሞ ህዝቢ፣ ንማሕበራዊ ኣገልግሎታት ኣሰናኺሉ ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 26 February 2016 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ንመዓልታዊ ህይወት እቲ ህዝብን ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ኣሰናኺሉ ከምዘሎ ኣሶሸትድ ፕረስ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። እቲ ኣገልግሎት ዜና ንነብ [...]
ናይ ካናዳ ኩባንያ ሳንሪጅ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮ ናይ ዕደና ፕሮጀክት ንቻይና ሸይጥዎ

ናይ ካናዳ ኩባንያ ሳንሪጅ፣ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮ ናይ ዕደና ፕሮጀክት ንቻይና ሸይጥዎ

Radio Erena: 25 February 2016 ኩባንያ ዕደና ሳንሪጅ፣ 60 ሚእታዊት ናይቲ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና ንቻይና ክሸጦ'ዩ። እቲ ናይ ካናዳ ኩባንያ፣ ነቲ ብ"ፕሮጀክት ኣስመራ" ዝፍለጥ ዕደና ብ65 ሚልዮን ዶላር' [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ንሱዳን 5 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ወትሃደራዊ ሓገዝ ክትገብር’ያ

ስዑዲ ዓረብ፣ ንሱዳን 5 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ወትሃደራዊ ሓገዝ ክትገብር’ያ

Radio Erena: 25 February 2016 ስዑዲ ዓረብ ንሱዳን 5 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ወትሃደራዊ ሓገዝ ክትገብር ምዃና ተገሊጹ። ሱዳን ትሪቡን ንምንጭታት ብምጥቃስ ኣቕሪብዎ ብዘሎ ሓበሬታ፣ እቲ ንሱዳን ዝወሃብ ናይ 5 ቢልዮን ዶላ [...]
ኢትዮጵያ፣ ተቓውሞ ህዝቢ ይቕጽል፣ ቀ/ሚ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወስድ ኢና ይብል

ኢትዮጵያ፣ ተቓውሞ ህዝቢ ይቕጽል፣ ቀ/ሚ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወስድ ኢና ይብል

Radio Erena: 25 February 2016 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ምዕራብ ኣርሲ ዳግም ዝተወልዐ ናዕብን ግጭትን ናብ ምብራቕ ሃረርጌን ካልእ ከባቢታትን እቲ ዞባ ተጎሃሂርሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ካብ 12 ሕዳር ኣትሒዙ ኣብቲ ግጭ [...]
ዘይሕጋውያን ኣሰጋግርቲ ስደተኛታት ኣብ ምህዳን ተጸሚዳ እትርከብ ኢጣልያ፣ ናብ ሱዳን ፍሉይ ልኡኽ ሰዲዳ

ዘይሕጋውያን ኣሰጋግርቲ ስደተኛታት ኣብ ምህዳን ተጸሚዳ እትርከብ ኢጣልያ፣ ናብ ሱዳን ፍሉይ ልኡኽ ሰዲዳ

Radio Erena: 24 February 2016 ካብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት፣ ክፍሊ ኢምግሬሽ፣ ክፍሊ ፖሊስን ጸረ ግብረ ሽበራን ዝተዋጽአ ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኢጣልያ፣ ብመንገዲ ሱዳን ብዛዕባ ዝግበር ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት [...]
1 413 414 415 416 417 592 4150 / 5916