Category: ዜና ኤርትራ

1 376 377 378 379 380 393 3780 / 3924

ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ መኣዲ ዘተ ክቐርባ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ደቡብ ሱዳን ጸዊዑ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ኣህጉራዊ ዝምድናታትን ደቡብ ሱዳን በንጃሚም በርናባ ማርያል ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ መንጉአን ዘሎ ገና መዓልቦ ዘይረኸብ ምስህሓብ ንምፍታሕ ናብ ናይ ዘተ ክቐርባ ክቐርባ ጸዊዑ።   እቲ ሚኒስተር ነዚ ዝጸውዐ [...]

‘መንግስቲ ኤርትራ ካብ ተነጽሎ ተገላጊሉ ናብ ቁጠባዊ ምዕባለ ከቛምት’ዩ ዝደሊ’ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል

መንግስቲ ኤርትራ ካብዚ ገጢምዎ ዘሎ ተነጽሎ ተገላጊሉ ናብ ቁጠባዊ ዕብየትን ምዕባለን ከቛምት ከምዝደሊ ኣፈኛ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣቶ የማን ገብረመስቀል ምግላጹ AFP ሓቢሩ።   ዳይረክተር ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣቶ የማን ገብረ [...]

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 500 ስደተኛታት ኣብ ገማጋም ባሕሪ ኢጣልያ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ድሒኖም

ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 568 ስደተኛታት፣ ብ20 ነሓሰ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ድሒኖም።   እቶም ኣብ ሰለስተ ጀላቡ ተመራሪሖም ዝመጹ ዝነበሩ ስደተኛታት፣ ክድሕኑ ዝኸኣሉ ሓንቲ ካብተን ጃልቡ [...]

Article:- ሓድሽ ፕሮጀክት ምህናጽ ኣባይቲ ኣብ ኣስመራ፣ ጸገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ዶ ወይስ ካዝና ህግደፍ ንምድንፋዕ?

ኣብ ኣስመራ ፕሮጀክት ምህናጽ መንበሪ ኣባይቲ ሓድሽ ተርእዮ ኣይኮነን። ቅድሚ’ቲ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ 1998 ዝተኻየደ ኵናት ብሰምበል ኮምፕሌክስ ሃውሲንግ ዝፍለጥ ብናይ ኮርያ ኩባንያ ኪንግናም ዝተሳለጥ ፕሮጀክት ምንባሩ ዝርሳዕ ኣይኮነን። [...]

ኣብ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ በብእዋኑ ዝርአ ዘሎ ምግምማዕ ንገስጋስ ዴሞክራስያዊ ለውጢ የናውሖ ምህላዉ ተገሊጹ

ኣብ ዝተፈላለየ ውድባትን ደምበታትን በብእዋኑ ዝርአ ምግምማዕን ምፍንጫላትን፣ ንሓድነት ናይቲ ኣብ ኤርትራ ደሞክርስያዊ ለውጢ ክህሉ ዝምነዩን ዝጽዕሩን ኤርትራውያን የማህምኖ ከምዘሎ ዝገለጹ ስሞም ክዕቀበሎም ዝመረጸ ኤርትራዊ ዲፕሎማሰኛ፣ ብ [...]

“ኣብ ፍጻሜ 21 ጥሪ ስርሒት ፎርቶ ቕዋም ክትግበርን ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑን ከንብብ ኣይተገደድኩን” ሓላፊ ኤሪ ቲቪ ጋዜጠኛ ኣስመላሽ ኣብርሃ

ኣብ 21 ጥሪ ለውጢ ዝሓተቱ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ንሚኒስትሪ ዜና ንሓደ መዓልቲ ኣብ ዝተቖጻጸርሉ እዋን፣ ሓላፊ ክፍሊ ቴሌቪዥን ኣስመላሽ ኣብርሃ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፍትሑን ቅዋም ክትግበርን ዝጠልብ ጻውዒት እቶም ሰራዊት ከተንብብ ተገ [...]

ሓድሽ ፕሮጀክት ምህናጽ መንበሪ ኣባይቲ ኣስመራ ጸገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ዘይኮነ ካዝና መንግስቲ ንምድንፋዕ ዝዓለመ’ዩ ተባሂሉ

ብዋሕዲ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ኣብ ከቢድ መዋጥር ዝርከብ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ዜጋታት መንበርን ናይ ትካላት ኣባይትን ብምህናጽ ክሸጠሎም መዲቡ ከምዘሎ ጎስጓስ የካይድ ኣሎ።   መንግስቲ ኤርትራ ኣቐዲሙ ነቶም ኣብ ወጻኢ [...]

መጓዓዝያ ካብን ናብን ኣስመራን ካልኦት ከተማታት ኤርትራን እናበኣሰ መጺኡ

ካብ ኣስመራ ናብ ካልኦት ከተማታት ዝገይሽ ህዝቢ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ መጓዓዝያ ሪጋ ንምሓዝ ኣብ ፈቐዶ እንዳውቶቡሳት ይሓድር ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።   ብህግደፍ ብዝውነን ኩባንያ ሓራት ተባሒቱ ዝርከብ ካብን ናብን ኣስመ [...]

ኣባል ሚኒስትሪ ዜና ፕሮግራም ኣምሓርኛ ጋዜጠኛ በረኸት ኣብርሃም ብኽሲ ስግረ ዶብ ንኻልኣይ ግዜኡ ተኣሲሩ

ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ኣባል ክፍሊ ኣገልግሎታት ወጻኢ፣ ፕሮግራም ኣምሓርኛ ጋዜጠኛ በረኸት ኣብርሃም፣ ብክሲ ስግረ ዶብ ንኻልኣይ ግዜኡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከምዝኣተወ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።   ጋዜጠኛ በረኸት ኣብርሃም፣ ኣቐዲሙ [...]

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ፕረዚደንት ሙጋበ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዱ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ደጊሙ ከምዝተዓወተ ንዝገለጸ ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ ናይ እንቛዕ ሓጎሰካ መልእኽቲ ከምዝልኣኸ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ብመንገዲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ኤምብሲ ኤርትራ ኣቢሉ ናብ ፕረዚደንት [...]
1 376 377 378 379 380 393 3780 / 3924