Category: ዜና ኤርትራ

1 375 376 377 378 379 592 3770 / 5913
መንግስቲ ኤርትራ ዋጋታት ነዳዲ የጉድል

መንግስቲ ኤርትራ ዋጋታት ነዳዲ የጉድል

Radio Erena: 05 October 2016 ዋጋ ነዳዲ ብደረጃ ዓለም ኣንቖልቑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኤርትራ'ውን ኣብ ዋጋታት ነዳዲ ምጉዳል ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ካብ 4 ጥቅምቲ ኣትሒዙ ግብራዊ ዝኸውን ምምሕያስ ዋጋ [...]
ሳልሳይ ዓመት ሓደጋ ላምፔዱሳ ኣብ ዝተዘከረሉ ዕለት፣ ኣስታት 6 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ  ባሕሪ ድሕኖም

ሳልሳይ ዓመት ሓደጋ ላምፔዱሳ ኣብ ዝተዘከረሉ ዕለት፣ ኣስታት 6 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ድሕኖም

Radio Erena: 05 October 2016 ኣስታት 360 ኤርትራውያን ኣብ ላምፐዱሳ ዝጠሓልሉ ሳልሳይ ዓመት ኣብ ዝዝከረሉ ዝነበረ ዕለት፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 6 ሽሕ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዝደሓኑ ኢጣልያ ኣፍሊ [...]
ንብሪጣንያን ፈረንሳን ዘራኽብ ወደብ ካሌ ብመንደቕ ይሕጸር ኣሎ

ንብሪጣንያን ፈረንሳን ዘራኽብ ወደብ ካሌ ብመንደቕ ይሕጸር ኣሎ

Radio Erena: 05 October 2016 ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ፣ ንብሪጣንያን ፈረንሳን ዘራኽብ ወደብ ካሌ ብመንደቕ ይሕጸር ኣሎ። እቲ ብመንደቕ ክሕጸር ጀሚሩ ዘሎ ከባቢታት ካሌ፣ መብዛሕቱ መራኽብ ናብ ዝጽግዓሉ ከባቢ ወደብን መ [...]
ሑቱ፣ ንኤርትራ ኣብ ዘዋስን መጻብቦ ባብ ኤልመንደብ፣ መርከብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣጥቂዑ

ሑቱ፣ ንኤርትራ ኣብ ዘዋስን መጻብቦ ባብ ኤልመንደብ፣ መርከብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣጥቂዑ

Radio Erena: 04 October 2016 ዝተፈላለየ ሓገዛት ጽዒና ናብ የመን እተምርሕ ዝነበረት መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብዕጡቓት ሑቲ ከምዝተጠቕዐት ኣገልግሎት ዜና ኢማራት ዋማ ሓቢሩ። እታ፣ ንኤርትራ፣ ጅቡቲን [...]
ኣብ ዋዕላ ሃገራዊ ዘተ ሱዳን ፣ ብዘይካ ፕረዚደንት ኤርትራ፣ ብምሉኦም መራሕቲ ጎረባብቲ ሃገራት ክሳተፉ ምዃኖም ተሓቢሩ

ኣብ ዋዕላ ሃገራዊ ዘተ ሱዳን ፣ ብዘይካ ፕረዚደንት ኤርትራ፣ ብምሉኦም መራሕቲ ጎረባብቲ ሃገራት ክሳተፉ ምዃኖም ተሓቢሩ

Radio Erena: 04 October 2016 ኣብ 10 ጥቅምቲ ኣብ ዝጋባእ ዋዕላ ሃገራዊ ዘተ ሱዳን ፣ መራሕቲ ጎረባብቲ ሃገራት ክሳተፉ ዕድመ ቀሪቡሎም። ኣብቲ ዋዕላ፣ መራሕቲ ግብጺ፣ ኢትዮጵታ፣ ቻድ፣ ኡጋንዳን ሞሪታንያን ከምኡ ድማ ዋ [...]
ዝኽሪ ሳልሳይ ዓመት ሓደጋ ላምፔዱሳ

ዝኽሪ ሳልሳይ ዓመት ሓደጋ ላምፔዱሳ

Radio Erena: 03 October 2016 ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፣ ንሳልሳይ ሳልሳይ ዓመት ናይቲ ቆልዑን ደቂንስትዮን ዝርከብዎም ኣስታት360 ኤርትራውያን ዘህለቐ ሓደጋ ባሕሪ ላምፔዱሳ ይዝክር ኣሎ። ኣብ ውሽጢ ዓዲ [...]
ወኪል መንግስቲ ኤርትራ፣ ንደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ዋሽንግተን ከካይዶ ዝወጠነ ሰሚናር ተሰሪዙ

ወኪል መንግስቲ ኤርትራ፣ ንደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ዋሽንግተን ከካይዶ ዝወጠነ ሰሚናር ተሰሪዙ

Radio Erena: 03 October 2016 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብርኣብን፣ ንደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ከካይድዎ ዝወጠኑ ሰሚናር ተሰሪዙ። እቲ ንሰንበት 2 [...]
Updated: ኣብ ደብረዘይት፣ ኣብ ባህላዊ ጽምብል ብዝተላዕለ ናዕቢ ሓያሎ ሰባት ሞይቶም

Updated: ኣብ ደብረዘይት፣ ኣብ ባህላዊ ጽምብል ብዝተላዕለ ናዕቢ ሓያሎ ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 03 October 2016 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ኣብ ከተማ ደብረዘይቲ(ቢሾፍቱ) ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ባህላዊ ጽምብል ኢሬቻ ብዝተዕለ ተቓውሞ ሓያሎ ሰባት ከምዝሞቱ ይግለጽ ኣሎ። ኣብቲ ብሰንበት 2 ጥቅምቲ ዝተኻ [...]
“ኣብ ኤርትራ፣ ሕማም ሸሮኽ ምቕልቃሉ ወግዓዊ ጸብጻብ የብልናን፣” ውድብ ጥዕና ዓለም

“ኣብ ኤርትራ፣ ሕማም ሸሮኽ ምቕልቃሉ ወግዓዊ ጸብጻብ የብልናን፣” ውድብ ጥዕና ዓለም

Radio Erena: 29 September 2016 ሕማም ሸሮኽ ኣብ ኤርትራ ሰባት የጥቕዕ ከምዘሎ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ዛጊት ዝኾነ ወግዓዊ ሓበሬታ ከምዘይብሉ ገሊጹ። ኣፈኛ ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ናብ ሬድዮ ፍራንስ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኣቡነ እንጠንዮስ ኣብ እዋን በዓላት ቅዱስ ዮሓንስን መስቀልን፣ ንፕሮፖጋንዳ ክጥቐመሎም ዘውጽኦ ውጥን ከምዝፈሸለ ተገሊጹ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኣቡነ እንጠንዮስ ኣብ እዋን በዓላት ቅዱስ ዮሓንስን መስቀልን፣ ንፕሮፖጋንዳ ክጥቐመሎም ዘውጽኦ ውጥን ከምዝፈሸለ ተገሊጹ

Radio Erena: 29 September 2016 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኣቡነ እንጠንዮስ ናይ ይቕሬታ መዘከር ብምኽታም ናብ መንበሮም ንኽመልሶም ዘካይዶ ዝነበረ ፈተነ፣ ኣብ እዋን በዓላት ቅዱስ ዮሓንስን መስቀልን፣ ቃለ ቡራኬ ብምሃብ ንፕሮ [...]
1 375 376 377 378 379 592 3770 / 5913