Category: ዜና ኤርትራ

1 378 379 380 381 382 592 3800 / 5916
መንግስቲ ኤርትራ፣ ብፍቓድ ኣይተሰርሐን ንዝበሎ ትካላት ኣፍሪሱ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ብፍቓድ ኣይተሰርሐን ንዝበሎ ትካላት ኣፍሪሱ

Radio Erena: 20 September 2016 ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ዝተሃንጸ'ዩ ንዝበሎ ኣሽሓት ኣባይቲ ዘፍረሰ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ከባቢ ከረንን ኣስመራን ሓያሎ ትካላት ኣፍሪሱ። እቲ መንግስቲ፣ ነቲ ብዘይ [...]
ኤርትራ፣ ናይ ወጻኢ ወፍሪ ካብ ዘይስሕባ ሃገራት ቀዳመይ’ቲ ምዃና ባንክ ዓለም ገሊጹ

ኤርትራ፣ ናይ ወጻኢ ወፍሪ ካብ ዘይስሕባ ሃገራት ቀዳመይ’ቲ ምዃና ባንክ ዓለም ገሊጹ

Radio Erena: 20 September 2016 ኤርትራ፣ ኣብ2016 ናይ ወጻኢ ወፍሪ ካብ ዘይስሕባ ሃገራት ተባሂላ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ተሰሪዓ። ባንክ ዓለም ኣብ ናይ 2016 ዝርዝራዊ ጸብጻቡ፣ ንንግዲ ዝምችኣ ሃገራት ኣብ ትሕቲ ዝብል [...]
ኣልሸባብ ብዝፈጸመ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ሓደ ጀነራል ዝርከቦም ሓያሎ ወትሃደራት መንግስቲ ተቀቲሎም

ኣልሸባብ ብዝፈጸመ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ሓደ ጀነራል ዝርከቦም ሓያሎ ወትሃደራት መንግስቲ ተቀቲሎም

Radio Erena: 20 September 2016 ኣልሸባብ፣ ኣብ መኪና ብዘጻወዶ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ሓደ ጀነራል ምስ ዓጀብቱ ተቐቲሉ። እቲ ብሰንበት 18 መስከረም፣ ኣብ ማእከከል ከተማ ሞቋድሾ፣ ኣብ ጎደተፈጸመ መጥቃዕቲ፣ ነቲ ሓደ [...]
ብስእነት ፕላስቲክ፣ ብመቕድሒ ማይ፣ ጸባ ዝሸይጥ ዘሎ ፋብሪካ ጸባ ኣስመራ፣ ኣብ ጥዕና ጸገም ከየምጽእ ይስጋእ

ብስእነት ፕላስቲክ፣ ብመቕድሒ ማይ፣ ጸባ ዝሸይጥ ዘሎ ፋብሪካ ጸባ ኣስመራ፣ ኣብ ጥዕና ጸገም ከየምጽእ ይስጋእ

Radio Erena: 19 September 2016 ፋብሪካ ጸባ ኣስመራ፣ ኣብ ፕላስቲክ ብምዕሻግ ንዕዳጋ ዘውርዶ ዝነበረ ጸባ፣ ብሰንኪ ስእነት ፕላስቲክ ደው ብምባሉ፣ እናተቐድሐ ዝሽየጥ ጸባ ኣብ ጥዕና ጸገም ከየምጽእ ስግኣት ከምዘሎ ብመን [...]
ኣብ ጎንደር፣ ብሰንኪ ባርዕ ኣስታት 400 ትካላት ንግዲ ተሃሙዅ

ኣብ ጎንደር፣ ብሰንኪ ባርዕ ኣስታት 400 ትካላት ንግዲ ተሃሙዅ

Radio Erena: 19 September 2016 ኣብ ጎንደር፣ ብሓሙስ 15 መስከረም ወጋሕታ ብጋጠመ ባርዕ ኣስታት 400 ትካላት ንግዲ ምሉእ ብምሉእ ከምዝተሃሞኸ ማዕከን ዜና ዘ ሪፖርተር ሓቢራ። እቲ ብተለምዶ ኣራዳ ተባሂሉ ኣብ ዝጻዋዕ [...]
ብዋንነት ገማግማ ባሕሪ ዝተሰሓሓባ ኬንያን ሶማልያን ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ይቐርባ

ብዋንነት ገማግማ ባሕሪ ዝተሰሓሓባ ኬንያን ሶማልያን ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ይቐርባ

Radio Erena: 19 September 2016 ኬንያን ሶማልያን ብጉዳይ ምስሕሓብ ዋንነት ገማግማ ባሕሪ፣ ሎሚ 19 መስከረም ኣብ ኔረዘላንድ ከተማ ሄግ ናብ ዝርከብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቀረባ ምዃነን ማዕከናት ዜና ኬንያ ሓቢረን። መን [...]
ኣብ ባጽዕ፣ ከባቢ ፎሮ ጽዑቕ ግፋ ተኻየዱ

ኣብ ባጽዕ፣ ከባቢ ፎሮ ጽዑቕ ግፋ ተኻየዱ

Radio Erena: 16 September 2016 ኣብ ባጽዕ፣ ከባቢ ፎሮ ኣብ እዋን ዒድ ኣልድሓን ቅዱስ ዮሃንስ ህዝቢ ጠሌ በጊዕ ኣብ ዝሽምተሉ ከባቢታት ብሓሙስ 8 መስከረም ጽዑቕ ግፋ ከምዝተኻየደ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብቲ ከባቢ ሓቢ [...]
ቤት ምኽሪ ህዝቢ፣ ስዊዘርላንድ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምምሕያሽ ሰብኣዊ መሰላትን ልምዓታዊ ሓገዝን ክትዝቲ ብዓብላሊ ድምጺ ደጊፉ

ቤት ምኽሪ ህዝቢ፣ ስዊዘርላንድ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምምሕያሽ ሰብኣዊ መሰላትን ልምዓታዊ ሓገዝን ክትዝቲ ብዓብላሊ ድምጺ ደጊፉ

Radio Erena: 16 September 2016 ስዊዘርላንድ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምምሕያሽ ሰብኣዊ መሰላትን ልምዓታዊ ሓገዝን ዘተኮረ ዘተ ከተካይድ ከምዝድግፍ ብዓብላሊ ድምጺ ገሊጹ። እቲ ቤት ምኽሪ ብ13 መስከረም ኣብ ዘካየዶ ኣ [...]
ኣብ ባይቶ ኣመሪካ፣ ኮሚተ ጉዳያት ወጻኢ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ዘትዩ

ኣብ ባይቶ ኣመሪካ፣ ኮሚተ ጉዳያት ወጻኢ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ዘትዩ

Radio Erena: 15 September 2016 እቲ ኮሚተ፣ ኤርትራ፣ ዝተነጸለት ዞባዊ ስግኣት ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፣ ብሮቡዕ 14 መስከረም ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘካየዶ ዘተ፣ ንሰፊሕ መብርሂታትን ምስክርነትን ተሓጋጋዚት [...]
ኢጋድ፣ ኤርትራ ዘይተሳተፈቶ መበል 28 ፍሉይ ኣኼባ መራሕቲ ኣካይዱ

ኢጋድ፣ ኤርትራ ዘይተሳተፈቶ መበል 28 ፍሉይ ኣኼባ መራሕቲ ኣካይዱ

Radio Erena: 16 September 2016 ኢጋድ፣ ኤርትራ ዘይተሳተፈቶ መበል 28 ፍሉይ ኣኼባ መራሕቲ ኣካይዱ። እቲ ብ13 መስከረም ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ ዝተኻየደ ኣኼባ መራሕቲ ኣብላት ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ጸጥ [...]
1 378 379 380 381 382 592 3800 / 5916