Category: ዜና ኤርትራ

1 357 358 359 360 361 594 3590 / 5936
ኢጣልያ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ኣብ ሊብያ ኤምባሲ ትኸፍት

ኢጣልያ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ኣብ ሊብያ ኤምባሲ ትኸፍት

Radio Erena: 12 January 2017 ኢጣልያ፣ ከም ኣካል ናይቲ ምስ ሊብያ እተካይዶ ዘላ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ዝዓለመ ስምምዓት፣ ካብ 9 ጥሪ ኣትሒዛ ኣብ ትሪፖሊ ኤምባሲ ትኸፍት ምህላዋ ተሓቢሩ። ነዚ ዘረጋገጸ ሚኒስተር ጉ [...]
ሚኒስተራት ምክልኻል ሱዳን፣ ቀጠርን ቱርኪን ኣብ ካርቱም ይዝትዩ

ሚኒስተራት ምክልኻል ሱዳን፣ ቀጠርን ቱርኪን ኣብ ካርቱም ይዝትዩ

Radio Erena: 12 January 2017 ሚኒስተራት ምክልኻል ሱዳን፣ ቀጠርን ቱርኪን ኣብ ካርቱም ሓባራዊ ዘተ ከምዘካየዱ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ፣ ኣናዶሉ ሓቢሩ። እቶም ሚኒስተራት ካብ 8 ክሳብ 10 ጥሪ ኣብ ካርቱም፣ ኣብ ዝጸንሕሉ፣ [...]
ንኢትዮጵያን ጅቡትን ዘራኽብ መንገዲ ባቡር ተዛዚሙ

ንኢትዮጵያን ጅቡትን ዘራኽብ መንገዲ ባቡር ተዛዚሙ

Radio Erena: 12 January 2017 ንኢትዮጵያን ጅቡትን ዘራኽብ መንገዲ ባቡር ምሉእ ብምሉእ ተዛዚሙ። እዚ ብቻይናዊ ኩባንያ ክህነጽ ዝጸንሐ ንከተማ ኣዲስ ኣበባን ወደብ ጅቡትን ዘራኽብ 752 ኪሎሜተር ዝንውሓቱ መንገዲ ባቡር፣ [...]
“ኤርትራ፣ 1.2 ሚልዮን ቆልዑ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ይሳቐዩ፣” UNICEF

“ኤርትራ፣ 1.2 ሚልዮን ቆልዑ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ይሳቐዩ፣” UNICEF

Radio Erena: 11 January 2016 ኣብ ኤርትራ 1.2 ሚልዮን ቆልዑ፣ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ከምዝሳቐዩ ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት -UNICEF ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ፣ ካብ 2015 ኣኣትሒዙ ኣብ [...]
ንኣደ-መንበር ኮሚሽን ሕ/ ኣፍሪቃ እትወዳደር ዘላ ሚ/ ጉ/ ወጻኢ ኬንያ፣ ኤርትራ ናይ እትርከበን ሃገራት ደገፍ ትሓትት

ንኣደ-መንበር ኮሚሽን ሕ/ ኣፍሪቃ እትወዳደር ዘላ ሚ/ ጉ/ ወጻኢ ኬንያ፣ ኤርትራ ናይ እትርከበን ሃገራት ደገፍ ትሓትት

Radio Erena: 11 January 2016 ሕጽይቲ ተወዳዳሪት ንኣደ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኬንያን ዶክተር ኣሚና መሓመድ፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ ደገፍ ንምምርካብ ትሓትት። እ [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ

Radio Erena: 11 January 2016 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ሚያርዲት፣ ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ብሰኑይ 9 ጥሪ ናብ ካይሮ ከምዝኣተወ ማዕከናት ዜና ግብጺ ሓቢረን። ግብጺ ከም መቀጸልታ ናይቲ ም [...]
ናብ ሊብያ ዝሰግሩ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 115 ስደተኛታት ተቐይዶም

ናብ ሊብያ ዝሰግሩ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 115 ስደተኛታት ተቐይዶም

Radio Erena: 10 January 2017 ምስ 'ጃንጃዊድ' ምትእስሳር ከምዘለዎም ዝንገረሎም ኣዕራብ ሚሊሻ ሱዳን፣ ናብ ሊብያ ንምስጋር ዝወጠኑ 115 ስደተኛታት ከምዝሓዙ  ንመግለጺ እቲ ጉጅለ ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢራ። እቶም መ [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባን ጂቡትን ዝመደበሮም ክልተ ዲፕሎማሰኛታት ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሖም

ኣብ ኣዲስ ኣበባን ጂቡትን ዝመደበሮም ክልተ ዲፕሎማሰኛታት ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሖም

Radio Erena: 09 January 2016 ኣብ ኣዲስ ኣበባን ጂቡትን ዝነበሩ ክልተ ዲፕሎማሰኛታት መንግስቲ ኤርትራ፣ ነቲ መንግስቲ ብምርሕራሕ ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣረጋጊጾም። [...]
ስማዊ ወሰኽ ደሞዝ ንኣዘዝቲ ሰራዊት የሰሓሕብ

ስማዊ ወሰኽ ደሞዝ ንኣዘዝቲ ሰራዊት የሰሓሕብ

Radio Erena: 09 January 2017 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣተግቢረዮ ዝበሎ ስማዊ ወሰኽ ደሞዝ ኣባላት ሰራዊት፣ ኣብ መንጎ ኣዘዝቲ የሰሓሕብ ምህላዉ ተሓቢሩ። ኣብዚ ቀረባ ካብ ኤርትራ ናብ ጎቤት ሃገር ዝሰገረ ኣባል ፋይናንስ ሚኒስ [...]
ኣብ ከተማ ጁባ፣ ኣብ ስርቂ ተዋፊሮም ጸኒሖም ዝተባህሉ 26 ዜጋታት ኡጋንዳን ሶማልን ተቐይዶም

ኣብ ከተማ ጁባ፣ ኣብ ስርቂ ተዋፊሮም ጸኒሖም ዝተባህሉ 26 ዜጋታት ኡጋንዳን ሶማልን ተቐይዶም

Radio Erena: 09 January 2017 ሓይልታት ጸጥታ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ከተማ ጁባ፣ ምስ ስርቂ ዘረፋን ብዝተተሓሓዘ ገበናት 26 ዜጋታት ሶማልን ኡጋንዳን ቀይዶም። ኣፈኛ ሓይልታት ሰራዊት ደቡብ ሱዳን ሳንቶ ዶሚክ ኣብ ዝሃቦ መግ [...]
1 357 358 359 360 361 594 3590 / 5936