Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣመሪካ ንሰራዊት ሶማል ንምድጋፍ፣ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ
Radio Erena: Sunday, 23 July 2023
ኣመሪካ፣ ሰራዊት መንግስቲ ሶማል ንምሕጋዝ ናይ ነፈርቲ ኲናት መጥቃዕቲ ከምዘካየደት፣ ማእከላይ እዚ ኣፍሪቃ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ካብ ከተማታት ርሒቑ ዝርከብ ከባቢታት ጋልካድ [...]
ተዳኺሙ ክብሃል ዝጸንሐ ኣል ሸባብ ንከተማ ባይዶዋ ኣብ ከበባ ከምዘእተዋ ተገሊጹ
Radio Erena: Friday, 21 July 2023
ሰራዊት መንግስቲ ብዘካይዶ ዘሎ ስርሒታት፣ ዝቖጻጸሮ ዝነበረ ከባቢታት ክርሕርሕ ምጽንሑ ዝተነግረሉ ኣልሸባብ፣ ንከተማ ባይዶዋ ኣብ ምሉእ ከበባ ከምዘእተዋ ተገሊጹ።
እቲ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ፑቱን ኣብ ዋዕላ ብሪክስ ንምስታፍ ኣብ ዝመጽኣሉ ከይእሰር ንኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ሕቶ ኣቕሪባ
Radio Erena: Thursday, 20 July 2023
ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ሲሪል ራማፎሳ፣ ሩስያያዊ መዘንኡ ቭላድሚር ፑቲን፣ ኣብ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ብሪክስ ንምስታፍ ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝመጽኣሉ ከይእሰር፣ ንኣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ናይ ሰለስተ ዓመት ናይ ቁጠባ ጽገና ንምክያድ ናይ 12 ቢልዮን ዶላር ልቃሕን ምወላን ሓቲታ
Radio Erena: Thursday, 20 July 2023
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ መዲበዮ ኣለኹ ንዝበሎ ናይ ቁጠባ ጽገና ንምክያድ ናይ 12 ቢልዮን ዶላር ልቃሕን ምወላን ከምዝሓተተ፣ ኣማኻሪ ቁጠባዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣቶ [...]
ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ምክትታል ወራር ዕስለ ኣንበጣ ክገብራ መዘኻኸሪ ቀሪቡ
Radio Erena: Thursday, 20 July 2023
ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ቀይሕ ባሕሪን፣ ክርአ ንዝጀመረ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ምድላዋት ክገብራ ውድብ መግቢን ሕርሻን ( FAO) ኣዘኻኺሩ።
እቲ ውድብ፣ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ወደብ ጂቡቲ ንምጥቃም ምስታ ሃገር ዘተ ተካይድ
Radio Erena: Wednesday, 19 July 2023
ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ደቡብ ሱዳን፣ ወደብ ጂቡቲ ንምጥቃም ኣብ ዝህሉ መስርሕ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን ጂቡቲ ይዝትዩ ኣለዉ።
እቲ ላዕለዋይ ልኡኽ ደቡብ ሱዳን፣ [...]
ሩስያ፣ ዩክሬይን እተፍርዮ ኣእካል ብውሑስ መንገዲ ናብ ዕዳጋ ዓለም ንምብጻሕ ካብ ዝኣተወቶ ውዕል ስሒባ
Radio Erena: Wednesday, 19 July 2023
ሩስያ፣ ካብቲ ፍርያት ዩክሬይን ዝኾነ ኣእካል ብመንገዲ ጸሊም ባሕሪ ብውሕሱ መንገዲ ናብ ዕዳጋ ዓለም ክሽየጥ ዝኣተወቶ ውዕል ከምዝሰሓበት ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር ነዚ [...]
ኣብ ሶማል፣ ካልእ ዙር ምስሓብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 18 Tuesday, 2023
ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ካብ ዝርከብ ልዕሊ 16 ሽሕ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ እቲ ኣስታት 2 ሽሕ ኣብዚ ቀረባ ክስሓብ ምዃኑ ተገሊጹ።
ኣብዚ ካልኣይ መድረኽ ምስሓብ ዓ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ራብዓይ ኣዛዚ ፖሊስ ተቐንጺሉ፣ ኣብ ከባቢ ከተማ ቖቦ ብዝተጓሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም
Radio Erena: Tuesday, 18 July 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ተፈጢሩ ብዘሎ ምትፍናንን ጸጥታዊ ሃጓፋትን፣ ኣብ ከባቢ ቆቦ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ፋኖን ብዝተኻየደ ግጭት ሓያሎ ሰባት ከምዝ [...]
ወከልቲ ሰራዊት ሱዳን ናብ ዘተ ጂዳ ተመሊሶም
Radio Erena: Monday, 17 July 2023
ወከልቲ ሰራዊት ሱዳን ኣብ መንጎኦምን ፈጣን ሓይልታት ረድኤትን ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ንምቕጻል ናብ ስዑዲ ዓረብ ከም ዝተመልሱ ተሓቢሩ።
መንግስታውያን ምንጭታት፣ ብቀዳም [...]