Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 51 52 53 54 55 386 530 / 3855
ዞባታት ምዕራብን ደቡብን ትግራይ፣ ብመሰረት ስምምዕ ፕሪቶርያ ናብቲ ክልል ከምዝምለስ ሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር ገሊጹ

ዞባታት ምዕራብን ደቡብን ትግራይ፣ ብመሰረት ስምምዕ ፕሪቶርያ ናብቲ ክልል ከምዝምለስ ሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር ገሊጹ

Radio Erena: Thursday, 23 August 2023 ንክልላት ትግራይን ኣምሓራን ዘሰሓሕብ ዘሎ ወልቃይት ዝርከቦ ከባቢታት ምዕራብን ራያ ዝርከቦ ደቡብን ትግራይ፣ ብመሰረት ኣብ ፕሪቶርያ ዝተበጽሐ ስምምዕ ናብ ዝነበሮ ክምለስ ም [...]
ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ወሳኒ መጥቃዕቲ ንምክያድ ኣብ እተካይዶ ዘላ ምድላዋት፣ ወትሃደራውያን ሄሊኮፕተራት ብሓገዝ ረኺባ

ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ወሳኒ መጥቃዕቲ ንምክያድ ኣብ እተካይዶ ዘላ ምድላዋት፣ ወትሃደራውያን ሄሊኮፕተራት ብሓገዝ ረኺባ

Radio Erena: Thursday, 23 August 2023 መንግስቲ ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ፣ ካልኣይ መድረኽን ወሳኒን መጥቃዕቲ ንምጅማር ኣብ ዝዳለወሉ ዘሎ እዋን፣ ክልተ Bell 412 ዝዓይነተን ወትሃደራውያን ሄሊኮፕተራት ብሓገዝ [...]
ኣመሪካን ጂቡቲን ዘለወን ወትሃደራዊ ምትእስሳር ንምዕባይ ዝዓለመ ርክብ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ክልቲኦም ወገናት ተኻይዱ

ኣመሪካን ጂቡቲን ዘለወን ወትሃደራዊ ምትእስሳር ንምዕባይ ዝዓለመ ርክብ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ክልቲኦም ወገናት ተኻይዱ

Radio Erena: Thursday, 23 August 2023 ብኣማኻሪት ጸሓፊ ምክልኻልን ወጻኢ ዝምድናታትን፣ ማራ ኤሊዛቤት ካርሊም ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጂቡቲ ዑደት ብምክያድ ምስ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ተመያይ [...]
ሶማል፣ ንማሕበራዊ ሜድያ ቲክቶክን ቴሌግራምን ኣጊዳ

ሶማል፣ ንማሕበራዊ ሜድያ ቲክቶክን ቴሌግራምን ኣጊዳ

Radio Erena: Wednesday, 23 August 2023 መንግስቲ ሶማል፣ ንማሕበራዊ ሜድያ ቲክቶክን መልኣኽቲ መለዋወጢ ቴሌግራምን ኣብታ ሃገር ካብ ዝወሃብ ዘሎ ኣገልግሎታት ኢንተርነት ክእዕጾ ኣዚዙ። እቲ መንግስቲ፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዶብ የመንን ስዑዲ ዓረብን ብጅምላ ተቐቲሎም ናይ ዝተባህሉ ዜጋታታ ከተጻሪ ምዃና ገሊጻ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዶብ የመንን ስዑዲ ዓረብን ብጅምላ ተቐቲሎም ናይ ዝተባህሉ ዜጋታታ ከተጻሪ ምዃና ገሊጻ

Radio Erena: Wednesday, 23 August 2023 ዶብ የመን ሰጊሮም ናብ ስዑዲ ዓረብ ንምእታው ዝሓለኑ ኣማኢት ኢትዮጵያን ስደተኛታት፣ ሰራዊት ስዑዲ ዓረብ ብዝተኮስሎም ጠያይቲ ከምዝሞቱ ጸብጻብ ሁማን ራይትስ ዎች ገ [...]
ጂቡቲ፣ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ብምጥሓላ፣ ናይ 24 ሰባት ሃለዋት ጠፊኡ

ጂቡቲ፣ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ብምጥሓላ፣ ናይ 24 ሰባት ሃለዋት ጠፊኡ

Radio Erena: Tuesday, 22 August 2023 18 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 60 ስደተኛታት ጽዒና ካብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ዝተበገሰት ጃልባ ብምጥሓላ፣ ናይ 24 ሰባት ሃለዋት ክፍለጥ ከምዘይክኣለ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት ገ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብኵናት ንዝወረደ ዕንወት ንምሕዋይ ልዕሊ 20 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ገሊጻ

ኢትዮጵያ፣ ብኵናት ንዝወረደ ዕንወት ንምሕዋይ ልዕሊ 20 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ገሊጻ

Radio Erena: Tuesday, 22 August 2023 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜን ክፋል እታ ሃገር ብዝተኻየደ ኵናት ንዝወደረ ዕንውት ንምሕዋይ 20 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ገሊጻ። ሚኒስተር ፋይናንስ እታ ሃገር፣ ኣቶ ኣሕመድ ሺዴ ን [...]
ኢትዮጵያ፣ ንወደብ ላሙ ናይ ኬንያ ክትጥቀም ድልውቲ ምህላዋ ገሊጻ

ኢትዮጵያ፣ ንወደብ ላሙ ናይ ኬንያ ክትጥቀም ድልውቲ ምህላዋ ገሊጻ

Radio Erena: MOnday, 21 August 2023 ኢትዮጵያ፣ ንውደቡ ላሙ ናይ ኬንያ ክትጥቀም ድልየት ከምዘለዋ ገሊጻ። ዘ ስታር ዝተባህለት ጋዜጣ ኬንያ ብዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ ኢትዮጵያ ነቲ ወደብ ክትጥቀም ድሌት ከምዘ [...]
ፈረንሳ፣ ክልተ ሱዳናውያን ዝርከብዎም ኣርባዕተ ሰባት፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋርን ምጥሓል 65 ሰባት ዝጸዓነት ጃልባን ተኸሲሶም

ፈረንሳ፣ ክልተ ሱዳናውያን ዝርከብዎም ኣርባዕተ ሰባት፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋርን ምጥሓል 65 ሰባት ዝጸዓነት ጃልባን ተኸሲሶም

Radio Erena: MOnday, 21 August 2023 ኣብ ፈረንሳ፣ ክልተ ሱዳናውያን ዝርከብዎም ኣርባዕተ ሰባት፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋርን ምጥሓል 65 ሰባት ዝጸዓነት ጃልባን ከምዝተኸሰሱ፣ ኣኽባር ሕጊ ከተማ ፓሪስ ኣፍሊጡ። [...]
ሳልሳይ ግንባር ታማዙጅ ሱዳን፤ ደገፉ ንምልሻ ፈጣን ሓይልታት ከምዝህብ ብወግዒ ኣፍሊጡ

ሳልሳይ ግንባር ታማዙጅ ሱዳን፤ ደገፉ ንምልሻ ፈጣን ሓይልታት ከምዝህብ ብወግዒ ኣፍሊጡ

Radio Erena: Sunday, 20 August 2023 ሳልሳይ ግንባር ታማዙጅ ዝተባህለ ዕጡቕ ጉጅለ ሱዳን፤ ደገፉ ንምልሻ ፈጣን ሓይልታት፤ ከምዝህብ ብወግዒ ገሊጹ። ታማዙጅ፤ ሓደ ካብ'ቶም ስምምዕ ሰላም ጁባ 2020 ዝፈረሙ ውድባት [...]
1 51 52 53 54 55 386 530 / 3855