Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓይሎ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ዳግም ግጭት ተጎሃሂሩ
Radio Erena: Wednesday, 30 August 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሓያሎ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ ዕጡቓት ሚሊሻ ፋኖን ዳግም ግጭት ከምዝተጎሃሃረ ተሓቢሩ።
መርበባት ዜና እታ ሃገር ብ [...]
ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ጀሚሩ
Radio Erena: Tuesday, 29 August 2023
ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ዳግም ኣብ ከተማ ካይሮ ከምዝጀመረ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
ብሰንኪ'ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ድሒሩ ድማ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ደብዳብ ነፈርቲ 13 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ
Radio Erena: Tuesday, 29 August 2023
ኣመሪካ፣ ብጻውዒት መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ዘካየደቶ ደብዳብ ነፈርቲ፣ ብውሕዱ 13 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ።
ኣብቲ ብ28 ነሓሰ፣ ኣብ ደቡባዊ ሶማል ዝተኻየደ ና [...]
መራሒ ሰራዊት ሱዳን፣ ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ናብ ግብጺ፣ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ክበጽሕ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: Monday, 28 August 2023
ኣቦ መንበር ልኡኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ኵናት ካብ ዝጽመድ፣ ንመጀመርያ እዋኑ ካብ ካተማ ካርቱም ወጺኡ ናብ ፖ [...]
ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ብቀቢላ ዝቖመ ሚሊሻ ንወትሃደራዊ መዓስከር ተቖጻጺሩ
Radio Erena: Monday, 28 August 2023
ኣብ ዶባት ርእሰ ምምሕዳራት ሶማሊላንድን ፑንትንድን ዝንቀሳቐስ ብቀቢላ ዝቖመ ሚሊሻ፣ ኣብቲ ከባቢ ንዝርከብ ዝዓበየ ወትሃደራዊ መዓስከር ከምዝተቖጻጸረ ተገሊጹ።
ኣብ [...]
ክልል ኣምሓራ፤ ኣብ ውሽጢ 5 ዓመታት፤ ን6ይ ግዚኡ ሓድሽ ፕረዚደንት መሪጹ
Radio Erena: Sunday, 27 August 2023
ክልል ኣምሓራ ናይ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣብ ዘለወሉ ግዜ፤ ፕረዚደንት'ቲ ክልል ካብ መዝነቱ ወሪዱ።
ቆንስል ወከልቲ ህዝቢ'ቲ ክልል ኣብ ዝገበሮ ህጹጽ ዋ [...]
ከተማ ካርቱም፤ ብደብዳብ ነፈርቲ ትናወጽ
Radio Erena: Sunday, 27 August 2023
ኣብ መንጎ ወተሃደራውያን ተቐናቐንቲ ሓይልታት ሱዳን ኲናት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፤ኣብ ከተማ ካርቱም ደብዳብ ነፈርቲ ተኻዪዱ።
ኣብቲ ብወተሃደራዊ ሰራዊት ሱዳን ኣብ [...]
መንግስቲ ሶማል፤ ኣብ ማእከላይ ዞባ’ታ ሃገር ንዝርከብ ዓቢ መዓስከር ኣል ሸባብ ተቖጻጺሩ
Radio Erena: Sunday, 27 August 2023
መንግስቲ ሶማል፤ ኣብ ማእከላይ ዞባ'ታ ሃገር ንዝርከብ ዓቢ መዓስከር ኣል ሸባብ ከምዝተቖጻጸረ ገሊጹ።
ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሶማል ጀነራል ኢብራሂም ሸኽ ሙሕየዲን ንጋዜጠኛታ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ንዝተፈጸመላ ኒጀር ካብ ኣባልነቱ ኣደስኪሉ
Radio Erena:Friday, 25 August 2023
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ኒጀር፣ ብወትሃደራዊ ዕልዋ ዝተኣልየ ሲቪላዊ መንግስቲ ናብ ስልጣን ክሳብ ዝምለስ፣ ካብ ኣባልነቱ ከምዘደስከላ ኣፍሊጡ።
እቲ ሕብረት ብተወሳኺ፣ ኣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ ዕጡቓት ፋኖን ግጭት ይቕጽል ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena:Friday, 25 August 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተወልዐ ግጭት፣ ኣብ ዝበዝሓ ዓበይቲ ከተማታት ከምዝሃድአ እኳ ይግለጽ እንተሎ፣ ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ግና ይቕጽል ምህላዉ መርበባት ዜ [...]