Category: ኣህጉራዊ ዜና
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ግንባራት ከቢድ ስዕረት ንዘጓነፎ ሰራዊት ሞራል ንምሃብ ዑደት የካይድ
Radio Erena: Tuesday, 05 September 2023
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ሓያሎ ግንባር ከቢድ ስዕረት ንዝወረዶ ሰራዊት እታ ሃገር ሞራል ንምሃብ ዑደት ምክያዱ ተሓቢሩ።
እቲ ፕረዚደንትን ላ [...]
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ግጭት ናይ ልዕሊ 43 ሰባት ሬሳ ከምዘልዓለ ቀይሕ መስቀል ገሊጹ
Radio Erena: Monday, 04 September 2023
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ግጭት፣ ብውሕዱ ናይ 43 ሰባት ሬሳ ከምዘልዓለ ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ምስ ርእሰ ም [...]
‘ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዋስን ዞባ ምብራቕ ሱዳን ዘይሕጋዊ ምስግጋር ኣጽዋር ገኒኑ’
Radio Erena: Monday, 04 September 2023
ንኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዘዋስን ዞባ ምብራቕ ሱዳን፣ ዘይሕጛዊ ምስግጋር ኣጽዋር ግኑን ተርእዮ ኮይኑ ከምዘሎ ብቋንቋ ዓረብ እትሕተም ጋዜጣ ሻርቕ ኣል ኣውሰጥ ኣቃሊሓ። [...]
ሱዳን፡ ወተሃደራዊ መንግስቲ ሰላማዊ ሰልፊ ንዝወደባ ደቂ ኣንስትዮ ይኣስር
Radio Erena: Sunday, 03 September 2023
ኣብ መንጎ ተቐናቐንቲ ሓይልታት ሱዳን ኲናት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፤ ኣንጻር'ቲ ኲናት፣ ሰላማዊ ሰልፊ ንዘካየዱ ሰባት፤ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ይኣትዉ ከምዘለዉ ካብታ ሃገር ዝ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፤ ሰራዊቱ ከቢድ ክሳራ ከምዘጋጠሞ፤ ንመጀመሪያ ግዚኡ ተኣሚኑ
Radio Erena: Sunday, 03 September 2023
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፤ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ዝተኻየደ ውግእ፤ ሰራዊቱ ከቢድ ክሳራ ከምዘጋጠሞ፤ ንመጀመሪያ ግዚኡ ተኣሚኑ።
እቲ ፕረዚደንት ብዓርቢ [...]
መንገዲ ኣየር ግብጺ፣ ካብ ሎሚ ናብ ፖርት ሱዳን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር’ዩ
Radio Erena: Friday, 01 September 2023
መንገዲ ኣየር ግብጺ፣ ብሰንኪ'ቲ ኣብ 15 ሚያዝያ ዝተውልዐ ኵናት ወትሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን፣ ናብታ ሃገር ኣቛሪጽዎ ዝጸንሐ ዝጸንሐ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ዳግም [...]
‘ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 183 ሰባት ተቐቲሎም።’ ሕቡራት ሃገራት
Radio Erena: Friday, 01 September 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ፋኖን ሰራዊት መንግስቲን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 183 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገ [...]
ሰራዊት ሶማል ካብ ኣልሸባብ መንዚዕዎ ካብ ዝጸንሐ ሓያሎ ከባቢታት ይስሕብ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: Thursday, 31 August 2023
ሰራዊት ሶማል፣ ካብ ኣልሸባብ ብምምንዛዕ ተቕዕጻጺርዎ ካብ ዝጽንሐ ሓያሎ ከባቢታት ይስሕብ ምህላዉ፣ ርይተርስ ሓቢሩ።
እቲ ሰራዊት ተቖጻጺርዎ ካብ ዝጸንሐ ከባቢታት ክስሕ [...]
ጋቦን፣ ንልዕሊ 50 ዓመታት ስልጣን ስልጣን ብሒቶም ዝጸንሑ ስድራቤት፣ ብወትሃደራዊ ዕልዋ ተኣልዮም
Radio Erena: Wednesday, 30 August 2023
ካብ 1967 እትሒዞም ኣቦን ወድን ተበራርዮም፤ ን56 ዓመታት ክመርሑዋ ኣብ ዝጸንሑ ጋቦን፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ተኻይዱ።
እቲ ብ29 ነሓሰ ኣብ ጋቦን ዝተኻየደ ወት [...]
ፈረንሳ፣ ካብ ኒጀር ክወጽእ ናይ 48 ሰዓታት ትእዛዝ ዝተዋህቦ ኣምባሳደራ ከምዘይሰሓበት ገሊጻ
Radio Erena: Wednesday, 30 August 2023
ኣብ ኒጀር ዕልዋ ዘካየደ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ 48 ሰዓታት ካብታ ሃገር ንኽወጻእ ዝሃቦ ናይ ግዜ ገደብ ሓሊፉ።
እቲ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ፈረ [...]