Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 43 44 45 46 47 386 450 / 3855
‘ጉዳይ ሱዳን ክፍታሕ፣ ኣብ ሞንጎ ሱዳናውያን ሓድነት ክህሉ ይግባእ’ ዓብደላ ሓምዶክ

‘ጉዳይ ሱዳን ክፍታሕ፣ ኣብ ሞንጎ ሱዳናውያን ሓድነት ክህሉ ይግባእ’ ዓብደላ ሓምዶክ

Radio Erena: Wednesday, 25 October 2023 ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኣብታ ሃገር ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ነባሪ ፍታሕ ንምርካብ፣ ኣብ መንጎ ሱዳናውያን ሓድነት ክህሉ ጸዊዑ ክትብል ሱዳን ትሪቡን ገ [...]
ርዋንዳ፣ ናብ ህዝቢ ቃዛ፣ ህጹጽ ሓገዛት ልኢኻ

ርዋንዳ፣ ናብ ህዝቢ ቃዛ፣ ህጹጽ ሓገዛት ልኢኻ

Radio Erena: Tuesday 24 October 2023 መንግስቲ ርዋንዳ፣ ኣብ መንጎ እስራኤልን ሓማስን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ግዳይ ኮይኑ ንዘሎ ህዝቢ ቓዛ ንምሕጋዝ ዝውዕል፣ 16 ቶን ዝግመት ረዲኤት ልኢኹ። እቲ መብ [...]
ሱዳን፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ ካርቱም ናብ ፖርት ሱዳን ይግዕዙ

ሱዳን፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ ካርቱም ናብ ፖርት ሱዳን ይግዕዙ

Radio Erena: Tuesday 24 October 2023 ሱዳን፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ ካርቱም ናብ ፖርት ሱዳን ይግዕዙ ኣብ መንጎ ሰራዊት ሱዳንን ፈጣን ሓይልታትን ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ዳግም እ [...]
ንመራሕቲ ኣል-ሸባብ ዝጠቖመ 10 ሚልዮን ዶላር ሞቕሽሽ ተሰሊዑ

ንመራሕቲ ኣል-ሸባብ ዝጠቖመ 10 ሚልዮን ዶላር ሞቕሽሽ ተሰሊዑ

Radio Erena: Monday 23 October 2023 ንኣዝዮም ተደለይቲ መራሕቲ ሶማላዊ ጉጅለ ዕጡቕ ኣል-ሸባብ ኣሕመድ ዲርየ: ማሃድ ካራተ: ጀሃድ ሙስጠፍን ኣቡበከር ዓሊ ኣዳን ዝጠቆመን ኣበይ ከምዘለዉን ዝሓበረን ንነፍሲወ [...]
ኣፍሪቃ: ሓድሽ ዝለዓለ ናይ ክለባት ኩዑሶ እግሪ ግጥም ጀሚሩ

ኣፍሪቃ: ሓድሽ ዝለዓለ ናይ ክለባት ኩዑሶ እግሪ ግጥም ጀሚሩ

Radio Erena: Monday 23 October 2023 ኣብ ኣፍሪቃ ብዓይነቱ ሓድሽ ዝኾን ኣብ መንጎ ዓበይቲ ናይ ሃገራት ክዑሶ እግሪ ክለባት ዝካየድ ግጥም ዝሓለፈ ዓርቢ ጀሚሩ:: እዚ African Football Leagu [...]
ሽልማት ሳካሮቭ ንናጽነት ኣተሓሳስባ፣ ንማህሳ ኣሚኒ ተዓዲሉ

ሽልማት ሳካሮቭ ንናጽነት ኣተሓሳስባ፣ ንማህሳ ኣሚኒ ተዓዲሉ

Radio Erena: Friday,20 October 2023 ሕብረት ኤውሮጳ ዓመታዊ ሽልማት ሳካሮቭ ንናጽነት ኣተሓሳስባ፣ ነታ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ፖሊስ ዝሞተት ኢራናዊት ጓል ኣንስተይቲ ማህሳ ኣሚኒን ኣብ ኢራን ንዝነበ [...]
ኣመሪካ፣ ፈጣን ሓይልታት ደብዳብ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ደው ከብል ጸዊዓ

ኣመሪካ፣ ፈጣን ሓይልታት ደብዳብ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ደው ከብል ጸዊዓ

Radio Erena: Friday,20 October 2023 ብጀነራል ሓምዳን ዶጋሎ ዝምራሕ ፈጣን ሓይልታት ኣብ ደቡብ ዳርፉርን ኦምዱርማንን ደብዳብ ከምዘሐየለ ዝገልጽ ጸብጻባት ኣሜሪካ ኣዝዩ ከምዘሻቐላ ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት [...]
ሱዳን፣ ቁጽሪ ብጥሜት ዝሞቱ ይውስኽ

ሱዳን፣ ቁጽሪ ብጥሜት ዝሞቱ ይውስኽ

Radio Erena: Friday,20 October 2023 ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ብጀነራል ኣልቡርሃን ዝምራሕ ሰራዊት መንግስቲን ብጀነራል ሓምዳን ዶጋሎ ዝምራሕ ፈጣን ሓይልታትን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ቁጽሪ ብጥሜት ዝሞታ ስድ [...]
ኢትዮጵያ፣ ውህሉል ዕዳኣ ትኸፍለሉ ግዜ ክናዋሕ ሓቲታ

ኢትዮጵያ፣ ውህሉል ዕዳኣ ትኸፍለሉ ግዜ ክናዋሕ ሓቲታ

Radio Erena: 19 October 2023 ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ዝተኣከበ ውህሉል ናይ ወጻኢ ዕዳ፣ ትኸፍለሉ ግዜ ክናዋሓላ ከምዝሓተተ ተገሊጹ። እታ ሃገር ነዚ ሕቶ ተቕርብ ዘላ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ፣ ብመሪሕነት ባ [...]
ጃፓን፣ ኣብ ፍሉይ ስርሒት ዝዋፈራ ነፈርቲ ናብ ጂቡቲ ልኢኻ

ጃፓን፣ ኣብ ፍሉይ ስርሒት ዝዋፈራ ነፈርቲ ናብ ጂቡቲ ልኢኻ

Radio Erena: 19 October 2023 ጃፓና፣ ኣብ ፍሉይ ስርሒት ዝዋፈራ ሰለስተ ነፈርቲ ናብ ጂቡቲ ከምዘዋፈረት ወትሃድራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እተን C-2 ዝዓይነተን፣ ኣብ ምክልኻል፣ መጥቃዕትን መጓዓዝያን ዝነጥ [...]
1 43 44 45 46 47 386 450 / 3855