Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 361 362 363 364 365 366 3630 / 3658
ኣብ ጎንደር ተጎሃሂሩ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ፣ መንግስቲ ህይወት ሰላማውያን ሰባት ዝወሰደ ምላሽ ይህበሉ’ሎ

ኣብ ጎንደር ተጎሃሂሩ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ፣ መንግስቲ ህይወት ሰላማውያን ሰባት ዝወሰደ ምላሽ ይህበሉ’ሎ

ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎንደር ተጎሃሂሩ ዘሎ ሓያል ሰላማዊ ሰልፊ፣ ሰራዊት መንግስቲ ህይወት ሰላማውያን ሰባት ዝወሰደ ጎነጽ ዝተሓወሶ ምላሽ ይህበሉ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ብውሑዱ ሽዱሽ [...]
ኣኼባ ኢጋድ ኣብ ቅልውላው ደቡብ ሱዳን

ኣኼባ ኢጋድ ኣብ ቅልውላው ደቡብ ሱዳን

ንቅልውላው ደቡብ ሱዳን ክርኢ ዝተጸወዐ ህጹጽ ኣኼባ ኢጋድ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዓርቢ ተጋቢኡ።ኣብቲ ኣኼባ ንፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ወኪሉ ዝተሳተፈ ሓድሽ ምኽትሉ ደንግ ጋይ፣ ኢጋድ ናብ ከተማ ጁባ ዓቃብ ሰላም ክኣቱ ንዘውጸኦ ውሳኔ ከም [...]

ዓቕሚ ዓ.ሰላም ሕ.ኣ. ክብ ንምባል ዝዓለመ ዋዕላ ተኻዪዱ

ዓቕሚ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ክብ ንምባል ዝዓለመ ዋዕላ ኣብ ርእሰ ከተማ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ተኻዪዱ።         ኣብዚ ሚኒስተራት ምክልኻል ኣባል ሃገራት ዝተሳተፉዎ ዋዕላ፣ ብ31 ነሓሰን 1 መስከረምን ዝተኻየደ ኮይ [...]

ኣመሪካ፣ ብዑደት ኣልበሽር ናብ ቻይና ትሻቐል

    ፕረዚደንት ሱዳን፣ ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ናብ ቻይና ከካዪዶ ወጢኑዎ ዘሎ ዑደት ኣንጻር ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ምዃኑ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣዘኻኺራ።     ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብሰምበት ኣብ ዝዘርገሖ መ [...]

ሰለስተ ውልቀ ሰባት ብምስግጋር ደቂ ሰብ ብተኣሳሰር ክሲ ተታሒዞም

    ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ፣ ምስቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዘጋጠመ ከባቢ 200 ሰባት ዝቐተለ ሓደጋ ባሕሪ፣ ምትእስሳር ኣለዎም ዝበልዎም ሰለስተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተዉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።     እቶም [...]

ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ህይወቶም ዝሰኣኑ ስደተኛታት ናብ 119 ክብ ኢሉ

    ቁጽሪ ናይቶም ብዓርቢ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ህይወቶም ዝሰኣኑ ስደተኛታት ናብ 119 ክብ ከምዝበለ ካብ ሊብያ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።     እቶም ዜጋታት ሶርያ ምዃኖም ዝተነግረሎም ስደተኛታት ኣብ ክልተ ጀላቡ ዝነበሩ ኮይኖም [...]

ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዳግማይ ክሕንጸጽ ጻውዒት ቀሪቡ

    ኣብ ሱዳን ኣመሓዳሪ ግዝኣት ገዳርፍ፣ እቲ ንነዊሕ እዋን ተዳናጉዩ ዝጸንሐ ዳግማይ ምሕንጻጽ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዝቐልጠፈ እዋን ክትግበር ጻውዒት ኣቕሪቡ።     እዚ ልሙዕ ምዃኑ ዝንገረሉ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ሱዳን ዝር [...]

መንግስቲ ደንማርክ ንዘቕረቦ ሓቅነት ዘይብሉ መጽናዕቲ፣ ገለ ሃገራት ኤውሮጳ ንፖለቲካዊ ሃልኪ ይጥቀማሉ ከምዘለዋ ተገሊጹ

    ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም እንተተመሊሶም ዘጋጥሞም ዝኾነ ጸገም የለን ክብል መንግስቲ ደንማርክ ንዘቕረቦ ሓቅነት ዘይብሉ መጽናዕቲ፣ ገለ ሃገራት ኤውሮጳ ንፖለቲካዊ ሃልኪ ይጥቀማሉ ኣለዋ ክብል፣ ኣካያዲ’ቲ መጽናዕቲ ዝነበረ [...]

ኣብ ኦውስትሪያ፣ ከባቢ ሓምሳ ዝኾኑ ሰባት ኣብ ሓንቲ ናይ ጽዕነት መኪና ሞይቶም ተረኺቦም

    ኣብ ኣውስትሪያ፣ ከባቢ ሓምሳ ዝኾኑ ሰባት ኣብ ሓንቲ ናይ ጽዕነት መኪና ሞይቶም ከምዝተረኽቡ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።     እቶም ሓምሳ ዝኾኑ ሰባት ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ምዃኖምን፣ ብሕጽረት እስትንፋ [...]

መስመር ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ኣብ መፈለምታ 2016 ክኽፈት’ዩ

ንኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘራኽብ መስመር ባቡር ኣብ መፈለምታ 2016 ክኽፈት ምዃኑ፣ ሓላፊ መገዲ ባቡር ኢትዮጵያ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ሓቢሩ።     እዚ ብክልተ ቻይናውያን ናይ ህንጻ ትካላት ተታሒዙ ዘሎ ምህናጽ መንገዲ ባቡር [...]
1 361 362 363 364 365 366 3630 / 3658