Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 30 31 32 33 34 386 320 / 3855
ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ፣ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት

ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ፣ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት

Radio Erena: Wednesday 07 , Feburary 2024 ትማሊ ዓርቢ ኣብ ምብራቓዊ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ኣብ ልዕሊ ሄሊኮፕተር ሕቡራት ሃገራት ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ክልተ ደቡብ ኣፍሪቃውያን ዓቃብ ሰላም ቆሲሎም [...]
“ንሰላም ሶማልያ ክንዲ ኢትዮጵያ ዋጋ ዝኸፈለት ሃገር የላን” ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ

“ንሰላም ሶማልያ ክንዲ ኢትዮጵያ ዋጋ ዝኸፈለት ሃገር የላን” ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ

Radio Erena: Wednesday 07 , Feburary 2024 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ ብጉዳይ ሶማል ኣመልኪቱ ንኣባላት ባይቶ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፣ ኣብ መንጎ [...]
ሱዳን ሰሜን ዳርፉር ፣ መዓልታዊ 13 ህጻናት ይሞቱ

ሱዳን ሰሜን ዳርፉር ፣ መዓልታዊ 13 ህጻናት ይሞቱ

Radio Erena: Wednesday 07 , Feburary 2024 ኣብ ሱዳን ሰሜን ዳርፉር ኣብ ዝርከብ መዓስከር ተመዛበልቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ክልተ ሰዓት ብውሕዱ ሓደ ህጻን ይመውት። ብመሰረት ጸብጻብ ሓካይም ብዘይዶብ እቲ [...]
ጉጅለ ሓሙሽተ ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ሶማልን ጸጥታ እቲ ዞባን ዘትዩ

ጉጅለ ሓሙሽተ ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ሶማልን ጸጥታ እቲ ዞባን ዘትዩ

Radio Erena: Tuesday 06 , February 2024 ንሶማል፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ቀጠር፣ ቱርኪ፣ ኣመሪካን ብሪጣንያን ዝሓቖፈ ጉጅለ ሓሙሽተ ሃገራት፣ ኣብ ኣብ ጉዳይ ሶማልን ጸጥታ እቲ ዞባን ብምትኳር ዘትዩ። እቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: Tuesday 06 , February 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ገሊጸን። ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ጎጃም፣ ማራዊ ኣብ [...]
ከተማታት ሑቲ-የመን ተደብዲበን

ከተማታት ሑቲ-የመን ተደብዲበን

Radio Erena: Monday, 05 February 2024 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ብሪጣንያን ኣብ የመን ዕጡቓት ሑቲ ኣብ ዝቆጻጸርዎ ቦታ 36 ዒላማታት ብናይ ነፈርትን ሚሳይል መጥቃዕትን ከምዝተሃርመ ተገሊጽ:: እቲ [...]
ሱዳን፣ 8 ሚልዮን ሰባት ካብ ሱዳን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ተሰዲዶም፡  ኢትዮጵያ ተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዛት ንስደተኛታት የድልያ

ሱዳን፣ 8 ሚልዮን ሰባት ካብ ሱዳን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ተሰዲዶም፡ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዛት ንስደተኛታት የድልያ

Radio Erena: Friday,02 February 2024 ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ፊሊፖ ግራንዲ ትማሊ ረቡዕ ብዝሃቦ ሓበሬታ መሰረት ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዘሎ ኩናትን ግጭታትን ሃዲሞም ና [...]
ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ብኢንዱስትሪ ንዝፈርዩ ትራንስ ፋቲ-ኣሲድ ማለት ዝተመስርሐ ስብሒ ኣብ ምውጋድ ምዕባለ ዘርኣያ ሓሙሽተ ሃገራት ንፈለማ እዋን ምስክር ወረቐት ሂቡ

ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ብኢንዱስትሪ ንዝፈርዩ ትራንስ ፋቲ-ኣሲድ ማለት ዝተመስርሐ ስብሒ ኣብ ምውጋድ ምዕባለ ዘርኣያ ሓሙሽተ ሃገራት ንፈለማ እዋን ምስክር ወረቐት ሂቡ

Radio Erena: Friday,02 February 2024 እተን ሃገራት ዴንማርክ፣ ሊትዋንያ፣ ፖላንድ፣ ስዑዲ ዓረብን ታይላንድን ክኾና እንከለዋ፣ ብኢንዱስትሪ ንዝፈሪ ትራንስ-ፋቲ ኣሲድ (TFA) ንምውጋድ ጽኑዕ ቁጽጽር ኣብ ም [...]
ኣብ ቁጠባዊ ቅልውላው እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 150 ሽሕ ተሽከርከርቲ ካብ ድጎማ ነዳዲ ኣጊዳ

ኣብ ቁጠባዊ ቅልውላው እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 150 ሽሕ ተሽከርከርቲ ካብ ድጎማ ነዳዲ ኣጊዳ

Radio Erena: Thursday, 01 February 2024 ዋሕዲ ናይ ወጻኢ ሸርፍን ቅልውላው ቁጠባ ብከቢድ ሃስዩዋ ዘሎ ኢትዮጵያ፣ ን157 ሽሕ ተሽከርከርቲ ካብ ድጎማ ነዳዲ ከምዝኣገደት ንሚኒስትሪ መጓዓዝያ እታ ሃገር ብምጥቃ [...]
ዶብ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን፣ ዓቀብቲ ሰላም ዝርከብዎም ብውሕዱ 54 ሰባት ተቐቲሎም

ዶብ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን፣ ዓቀብቲ ሰላም ዝርከብዎም ብውሕዱ 54 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Thursday, 01 February 2024 ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዘዋስን ዞባ ኣብየይ ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ዓቀብቲ ሰላም ዝርከብዎም ብውሕዱ 54 ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ገሊጸን። ኣብ ዝሓለፍ [...]
1 30 31 32 33 34 386 320 / 3855