Category: ኣህጉራዊ ዜና
ቀይሕ ባሕሪ ብሰንኪ መጥቃዕታት፣ ሓያሎ መራኽብ መንገዲ ክቕይራ ይግደዳ
Radio Erena: Thursday, 15 February 2024
ሑቲ ናይ የመን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብሰንኪ ዘካይዶ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ሓያሎ ናይ ንግዲን ናይ መጓዓዝያን መራኽብ፣ መንገደን ክቕይራ ይግደዳ ምህላወን ኣፍሊጠን።
ኣቐዲሙ ሓ [...]
‘ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣይተፈጸመን’ ኣቶ ጌታቸው ረዳ
Radio Erena: Thursday, 15 February 2024
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን፣ ኣብ ሕዳር 2022 ዝተኸተመ ስምምዕ፣ ዛጊት ኣብ ግብሪ ከምዘይወዓለ፣ ፕረዚደንት ግይዝዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ኣቶ ጌታቸው ረዳ [...]
ሶማል፣ ኣብ ሓደ ሰሙን ሰለስተ ደቂንስትዮ ብሰብኡተን ተቐቲለን፣ ዝተቆጠዓ ደቂንስትዮ ተቓውሞ ኣለዓዒለን
Radio Erena: Wednesday, 14 February 2024
ኣብ ሶማል፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ሰለስተ ደቂንስትዮ ብሰብኡተን ከምዝተቐትላ፣ ንጸብጻብ ፖሊስ እታ ሃገር ብምጥቃስ፣ መርበባት ዜና እታ ሃገር ከቓልሓ'የን ቀንየን።
እ [...]
ብተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ኣፍሪቃ ዝምራሕ፣ ላዕለዋይ ወኪል ኣመሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ
Radio Erena: Wednesday, 14 February 2024
ብተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ሞሊ ፊ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወኪል መንግስቲ ኣመሪካ፣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ።
እቲ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀ [...]
ሱዳን፣ ፈጣን ሓይልታት ኣብ ዝቖጻጸርዎ ከባቢታት ህጹጽ ረዲኤት ክልኣኽ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: Tuesday 13, February 2024
ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ ብተጻራሪኡ ጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት፣ ናብ ዝቖጻጸርዎ ከባቢታት፣ ሰብኣዊ ሓገዛ [...]
ጂቡቲ፣ ምስ ዓበይቲ ሃገራት ዓለም ኮይና ኣብ ምውሓስ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ትሰርሕ ምህላዋ ፕረዚደንት ዑመር ገለ ገሊጹ
Radio Erena: Tuesday 13, February 2024
ጂቡቲ፣ ምስ ከም ኣመሪካ፣ ብሪጣንያ ፈረንሳን ካልኦትን ዝኣመሰላ ዓበይቲ ሃገራት ዓለምን ከም ስዑዲ ዓረብ ዝኣመሰላ ሃገራት እቲ ዞባን ብምዃን፣ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ምው [...]
ሶማልያ: ኣል-ሸባብ መዓስከር ኢማራት ኣጥቂዑ
Radio Erena: Monday, 12 February 2024
ብቀዳም 10 ለካቲት ዕጡቓት ሃይማኖታዊ ጉጅለ ኣል-ሸባብ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መዓስከር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ መጥቃዕቲ ኣካይዶም::
በቲ ኣብ ከተማ መቓድሾ ዝተገ [...]
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብሰንኪ ዘሎ ጸጥታዊ ስግኣት ጂቡቲ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ አሐይላ
Radio Erena: Friday, 09 February 2024
ጅቡቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብሰንኪ ዘሎ ጸጥታዊ ስግኣት እናዓ በየ አብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፤ሓለዋ ስትራተጂካዊ መስመራት ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኣሐይላቶ ኣላ።
ኣዛዚ ሓለ [...]
ሑቲ፣ ብቀይሕ ባሕሪ ንዝመላለሳ መራኽብ መጥቃዕታቱ ይቕጽል
Radio Erena: Thursday, 08 February
ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝመላለሳ መራኽብ ንምጥቃዕ ዝጀመሮ ወፍሪ ከምዝቐጸሎ ኣፍሊጡ።
ንዝበዝሐ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ናይ የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ሑቱ፣ ኣመሪካን [...]
ዶብ ሶማልን ኢትዮጵያን: ብውሕዱ ሽዱሽተ ኢትዮጵያውያን ብዕጡቓት ተቐቲሎም
Radio Erena: Thursday, 08 February 2024
ንሶማል፣ ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ከተማ በለድ ሃዎ፣ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ሓሙሽተ ደቂንስትዮን ሓድ ሰብኣይን፣ ሽዱሽተ ኢትዮጵያውያን ከምዝ [...]