Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 28 29 30 31 32 386 300 / 3855
ሶማልያ ጸጥታ ባሕራ ንምውሓስ ምስ ቱርኪ ውዕል ፈሪማ

ሶማልያ ጸጥታ ባሕራ ንምውሓስ ምስ ቱርኪ ውዕል ፈሪማ

RADIO ERENA:- Friday, 23 February 2024 ሶማልያ ትማሊ ረቡዕ ጸጥታ ገማግም ባሕራ ንምውሓስ ዝዓለመ ስምምዕ ምስ ቱርኪ ከም ዝተፈራረመት ተገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማል ሃምዛ ዓብዲ ባረ፣ "ሶማልያ ኣብ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መሸጣ ኣእዱግ ንማሕረዲ ኣጊዱ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መሸጣ ኣእዱግ ንማሕረዲ ኣጊዱ

RADIO ERENA:- Thursday, 22 February 2024 ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ተጋብኡ ዝቐነየ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ መሸጣ ኣእዱግ ንማሕረዲ ክእገድ ንዝቐረበ እማመ ብምጽዳቕ ተዛዚሙ። እቲ ሕብረት፣ ብ18 ለካ [...]
ፖርት ሱዳን፣ ደቂንስትዮ ወትሃደራዊ ታዕሊም ይወስዳ ምህላወን ተገሊጹ

ፖርት ሱዳን፣ ደቂንስትዮ ወትሃደራዊ ታዕሊም ይወስዳ ምህላወን ተገሊጹ

RADIO ERENA:- Thursday, 22 February 2024 ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ፈጣን ሓይልታትን ዝተወልዐ ግጭት ዓመት ክመልእ ኣብ ዝተቓረበሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ፖርት ሱዳን ንደቂንስትዮ ወትሃደራዊ ታ [...]
ሑቲ ፣ ኣብ ጋዛ ተኹሲ ብህጹጽ ደው ክብል ጸዊዑ

ሑቲ ፣ ኣብ ጋዛ ተኹሲ ብህጹጽ ደው ክብል ጸዊዑ

Radio Erena: Wednesday, 21 February 2024 ንዝበዝሐ ክፋል የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ብኢራን ዝድገፍ ሑቲ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ኢክስ ማለት ትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ኣብ ጋዛ ህጹጽ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስጉ [...]
ሱዳን፣ 18 ሚልዮን ሰባት ኣብ ሓደጋ ጥሜት

ሱዳን፣ 18 ሚልዮን ሰባት ኣብ ሓደጋ ጥሜት

Radio Erena: Wednesday, 21 February 2024 ኣብ ሱዳን ኣስታት 18 ሚልዮን ሰባት ማለት 37% ካብ ጠቕላላ ብዝሒ ህዝቢ ኣብ ሓደጋ ጥሜት ይርከቡ። ኣብቲ ብፕሮግራም መግቢ ዓለም ሕቡራት ሃገራት (WFP) [...]
ኣፍደገ ባሕሪ ዘይብለን ኡጋንዳ፣ ርዋንዳን ደቡብ ሱዳንን፣ ወደብ ሞምባሳ ናይ ኬንያ ንምጥቓም ዝሓሸ ኣማራጺ ይጠልባ

ኣፍደገ ባሕሪ ዘይብለን ኡጋንዳ፣ ርዋንዳን ደቡብ ሱዳንን፣ ወደብ ሞምባሳ ናይ ኬንያ ንምጥቓም ዝሓሸ ኣማራጺ ይጠልባ

Radio Erena: Tuesday, 20 February 2024 ኣፍደገ ባሕሪ ዘይብለን ርዋንዳ፣ ኡጋንዳን ደቡብ ሱዳንን፣ ብመንገዲ ወደብ ሞምባሳ ናይ ኬንያ ብሓድሽ ኣማራጺ፣ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ክረኽባ ይጠልባ ምህላወን ኣፍሊጠን። [...]
ፈረንሳ፣ ግጭት ሱዳን ሓደ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ ዕለት፣ ንሰብኣዊ ሓገዛት ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዋዕላ ከተአንግድ’ያ

ፈረንሳ፣ ግጭት ሱዳን ሓደ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ ዕለት፣ ንሰብኣዊ ሓገዛት ዝዓለመ ኣህጉራዊ ዋዕላ ከተአንግድ’ያ

Radio Erena: Tuesday, 20 February 2024 ግጭት ክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን ካብ ዝውላዕ፣ ሓደ ዓመቱ ኣብ ዝመልኣሉ፣ 15 ሚያዝያ፣ መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ዘተኮረ ዋዕላ፣ ኣብ ከተማ ፓሪስ [...]
ፕረዚደንት ሶማልያ: ብምግባት መሬት ንኢትዮጵያ ይኸስስ

ፕረዚደንት ሶማልያ: ብምግባት መሬት ንኢትዮጵያ ይኸስስ

Radio Erena: Monday, 19 February 2024 ኣብ ዋዕላ ኣፍሪቃ ንምስታፍ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝበጽሓ ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ ኢትዮጵያ መሬት ሶማልያ ክትግብት ትሕልን ከምዘላ ከሲሱ:: ሓሰን ሼኽ [...]
ግብጽን ቱርኪን ንልዕሊ 10 ዓመታት ሻሕኪሩ ዝሸንሐ ዝምድንአን አሓዲሰን

ግብጽን ቱርኪን ንልዕሊ 10 ዓመታት ሻሕኪሩ ዝሸንሐ ዝምድንአን አሓዲሰን

Radio Erena: Friday, 16 February 2024 ፕረዚደንት ቱርኪ፡ ጣይብ ኤርዶዋን ናብ ግብጺ ታሪኻዊ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፡ ብረቡዕ 14 ለካቲት ናብ ካይሮ ኣብ ዝኣተወሉ፡ ግብጻዊ መዘንኡ ድሙቕ ኣቐባብላ [...]
ኢትዮጵያ፤ መዓልታዊ 100 ሽሕ ሜተር ኩብ ዝስተ ማይ ብሻምብቆታት ናብ ጂቡቲ ክትልእኽ’ያ

ኢትዮጵያ፤ መዓልታዊ 100 ሽሕ ሜተር ኩብ ዝስተ ማይ ብሻምብቆታት ናብ ጂቡቲ ክትልእኽ’ያ

Radio Erena: Friday, 16 February 2024 ኢትዮጵያ፡ መዓልታዊ ናብ ጂቡቲ ክትልእኮ ዝጸንሐት 20 ሽሕ ሜተር ኩብ ጽሩይ ዝስተ ማይ ናብ ኣስታት 100 ሽሕ ክብ ከተብሎ ምዃና 'ያ ዝሓለፈ ወርሒ ገሊጻ። እዚ ዜና'ዚ፡ [...]
1 28 29 30 31 32 386 300 / 3855