Category: ኣህጉራዊ ዜና

ስዑዲ ዓረብ፣ ንሓጂን ዑምራን ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ ኣመንቲ፣ ብሰንኪ ኮሮኖ ቫይረስ ንግዜኡ ደው ኣቢላቶ
Radio Erena: 28 February 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ንሓጂን ዑምራን ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ ኣመንቲ ምስልምና፣ ብሰንኪ ስግኣት ኮሮኖ ቫይረስ ንግዜኡ ደው ከምዘበለቶ ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር፣ ነቲ ኣብ እዋን ሚልዮናት ኣ [...]

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ 100 ሚልዮን ዶላር ብመልክዕ ልቃሕ ሂባ
Radio Erena: 27 February 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ንኢትዮጵያን ናይ ኣስታት 100 ሚልዮን ዶላር ልቃሕ ስምምዕ ከምዝኸተማ ኣገልግሎት ዜና ኢማራት (ዋም) ሓቢሩ።
እቲ ብስም 'ከሊፋ ምወላ ንምዕባለ ናይ [...]

ኢትዮጵያ፣ ብጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ዲጋ ተሃድሶን ብዝምልከት ኣብ ዋሽንግተን ዝተመደበ ዘተ ከምዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 27 February 2020
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጉዳይ እቲ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ኣጠቓቕማ ወሓዚ ናይልን ብዝምልከት ሎሚ ሓሙስን ጽባሕ ዓርብን ኣብ ዋሽንግተን ክካየድ ዝተወጠነ መቕጸልታ ዘተ ከምዝይትሳተፍ ኣፍሊጣ።
[...]

ንግብጺ ንኣስታት 30 ዓመታት ዝመርሐ ሑስኒ ሞባረክ ኣብ መበል 91 ዓመት ዕድሚኡ ሞይቱ
Radio Erena: 24 February 2020
ፕረዚደንት ግብጺ ነበር ሑስኒ ሙባረክ ኣብ መበል 91 ዓመቱ፣ ሎሚ 24 ለካቲት ከምዝሞቱ ቴሌቪዥን እታ ሃገር ኣቃሊሓ።
እቲ ንግብጺ ን30 ዓመታት ዝመርሐ ሑስኒ ሙባረክ፣ ኣብ [...]

“ግብጺ፣ ኣብ ስምምዕ ኣጠቃቕማ ናይል ተዓዊታ ከምእትወጽእ ርግጽ’ዩ።” ፕረዚደንት ኣል ሲሲ
Radio Erena: 25 February 2020
ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘከራኽራ ዘሎ ስምምዕ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ክትዕወት ምዃና ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ኣረጋጊጹ።
እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዘ [...]

መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ተቓወምቲ ምብራቕ ሱዳን ስምምዕ ከቲሙ
Radio Erena: 24 February 2020
መሰጋግሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ጽላል ሰውራዊ ግንባር ዝተጠርነፉ ዝተፈላለዩ ውድባት ምብራቕ ሱዳን ስምምዕ ከቲሙ።
እቲ ብ21 ለካቲት ከምዝተኸተመ ዝተገልጸ ስምምዕ፣ እቲ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣምቦ ንቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንምድጋፍ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ሰልፊ ብዝተወርወረ ቦምባ 10ታት ሰባት ቆሲሎም
Radio Erena: 24 February 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ከተማ ኣምቦ፣ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምድጋፍ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ሰልፊ ብዝተወርወረ ናይ ኢድ ቦምባ 10ታት ሰባት ከምዝቖሰሉ ማዕከናት ዜ [...]

ደቡብ ሱዳን፣ መራሒ ተቓዋሚ ሪክ ማቻር ምኽትል ፕረዚደንት ኮይኑ
Radio Erena: 23 February 2020
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ንመራሒ ተቓዋሚ ሓይሊ ሪክ ማቻር ናይ ምኽትል ፕረዚደንት መዓርግ ከምዝሃቦ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ሳልቫ ኪር ብዓርቢ 2 [...]

ሊብያ፣ ኣስታት 90 ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና ቅድሚ ክልተ ቅነ ዝተበገሰት ጃልባ ደሃያ ጠፊኡ
Radio Erena: 21 February 2020
ኣስታት 90 ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና ቅድሚ ክልተ ሰሙን ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ናይ ጎማ ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ደሃያ ከምዝጠፍአ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
እታ ዝተ [...]

መራሕቲ ጂቡቲን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ተመያይጦም
Radio Erena: 21 February 2020
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለን ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ስዒድ ዓብዱላሂ ዳኒን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዘተኮረ ምይይጥ ኣካይዶም።
ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ፑን [...]