Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 273 274 275 276 277 365 2750 / 3644
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ካብ ሽዱሽተ ሃገራት ንዝተዋጽኡ  ወትሃደራዊ መኮንናት ስልጠና ሂቡ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ካብ ሽዱሽተ ሃገራት ንዝተዋጽኡ ወትሃደራዊ መኮንናት ስልጠና ሂቡ

Radio Erena: 28 August 2019 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ካብ ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝተዋጽኡ ወትሃደራዊ መኮንናት ስልጠና ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ዕላማ እቲ ስልጠና፣ ናብ ሶማል ንዝልኣኽ ዓቃብ ሰለማ ሰራዊት ናይቲ ሕብረ [...]
ሱዳን፣ ብሰንኪ ቀቢላዊ ግጭት፣ ኣምሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ካብ መዝነቱ ተባሪሩ

ሱዳን፣ ብሰንኪ ቀቢላዊ ግጭት፣ ኣምሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ካብ መዝነቱ ተባሪሩ

Radio Erena: 28 August 2019 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ድሕሪ'ቲ ብ22 ነሓሰ ዝተጎሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ጀነራል ቓስም ዓብደል ፈረጅ ካብ መዝነቱ ተሰጕጉ። ሓላፊ ጸጥታ ናይቲ ዞባ'ውን [...]
ጅቡቲን ኬንያን፣ ብኣባልነት ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ይሰሓሓባ

ጅቡቲን ኬንያን፣ ብኣባልነት ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ይሰሓሓባ

Radio Erena: 27 August 2019 ጅቡቲን ኬንያን፣ ኣብ ዝመጽእ ዓመት፣ ዘይቀዋሚ ኣባላት ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ንምዃን፣ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ቁርቁስ ተጸሚደን ከምዘለዋ ተሓቢሩ። ክልቲኤን ሃገራት ኣብቲ፣ 2021 ክሳብ [...]
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ብዝተኻየደ ግጭት ፣ 10 ሰባት ተቀቲሎም

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ብዝተኻየደ ግጭት ፣ 10 ሰባት ተቀቲሎም

Radio Erena: 27 August 2019 ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቀትሉ ማዕከን ዜና ስታንዳርድ ካብ ናይሮቢ ሓቢራ። እታ ማዕከን ዜና፣ ንኮሚሽነር ፖሊስ ምስ ኢትዮጵያ ናይ እተዳ [...]
ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዘመናዊ ወደብ ክትሃንጽ’ያ

ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዘመናዊ ወደብ ክትሃንጽ’ያ

Radio Erena: 26 August 2019 ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዘመናዊ ወደብ ክትሃንጽ ምዃና ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠት፣ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ሸኽ መሓመድ ቢን ዓብዱልራሕማን ኣል ታ [...]
ሱዳን፣ ካብ ዘላቶ ቁጠባዊ ዓዘቕቲ ክትወጽእ ኣስታት 10 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ተገሊጹ

ሱዳን፣ ካብ ዘላቶ ቁጠባዊ ዓዘቕቲ ክትወጽእ ኣስታት 10 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ተገሊጹ

Radio Erena: 26 August 2019 ሱዳን፣ ካብ ዘላቶ ቁጠባዊ ዓዘቕቲ ክትወጽእ ኣስታት 10 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ዓብደላ ሓምዶቕ ገሊጹ። ንሱ፣ ብ24 ነሓሰ፣ ንማዕከናት ዜና [...]
ባይቶ ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ምርጫ 2020 ኣጽዲቑ

ባይቶ ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ምርጫ 2020 ኣጽዲቑ

Radio Erena: 25 August 2019 ሃገራዊ ባይቶ ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ’ታ ሃገርን መስርሕ ተሳትፎ ተወዳደርትን ብዝምልከት ንዝቐረበ እማመ ኣጽዲቑ። ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተመሓላለፈ ዜና [...]
ኣባላት ስርሒት ስለያ ሱዳን፣ ምጥያስ ኣይንቕበልን ኢሎም

ኣባላት ስርሒት ስለያ ሱዳን፣ ምጥያስ ኣይንቕበልን ኢሎም

Radio Erena: 25 August 2019 ኣብ ሱዳን ኣገልግሎት ስለያ ክፍሊ ስርሒታት ዝነበሩ ኣባላት፣ ካብ ኣሃዱታቶም ፋሕ ክብሉ ንዝተዋህቦም ትእዛዝ ነጺጎሞ። ጀነራል ዳይረክተር’ቲ ኣገልግሎት ስለያ ኣቡበከር ሙስጦፋ ብሓሙስ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋን፣ ደቂንስትዮ ብዘይ መሰነይታ ደቂተባዕትዮ ክገሻ’የን

ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋን፣ ደቂንስትዮ ብዘይ መሰነይታ ደቂተባዕትዮ ክገሻ’የን

Radio Erena: 23 August 2019 ኣብ ታሪኽ ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋኑ፣ ደቂንስትዮ ብዘይ መሰነይታ ደቂተባዕትዮ ናብ ወጻኢ ሃገራት ክገሻ'የን። ክፍሊ ፓስፖርት እታ ሃገር ብመንገዲ ትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበ [...]
ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ ፕረዚደንት፣ ኣብ ምርጫ ደጊሙ ተዓዊቱ

ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ ፕረዚደንት፣ ኣብ ምርጫ ደጊሙ ተዓዊቱ

Radio Erena: 23 August 2019 ካብ ሶማል ተፈልያ ናይ ገዛእ ርእሳ ምምሕዳር መስሪታ ኣብ እትርከብ ጁባላንድ፣ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ኣሕመድ መሓመድ ማዶበ ተዓዊቱ። ኣሕመድ ማዶበ [...]
1 273 274 275 276 277 365 2750 / 3644