Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 274 275 276 277 278 361 2760 / 3604
ሶማልያ፣ ብዝተፈንጀረ ቦምብ 17 ሰባት ሞይቶም

ሶማልያ፣ ብዝተፈንጀረ ቦምብ 17 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 23 July 2019 ኣብ ሶማል ከተማ ሞቛድሾ፣ ጥቃ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣብ ዝርከብ ሆቴል ብዝተፈጸመ ናይ ቦምብ መጥቓዕቲ ብውሕዱ 17 ሰባት ከምዝሞቱን 28 ድማ ከምዝቖሰሉን ሮይተርስ ሓቢሩ። ኣል [...]
ኢትዮጵያ፣ ክልል ሲዳማ ንምቛም ኣብ ዝጸውዐ ናዕቢ ህይወት 10ታት ሰባት ጠፊኡ

ኢትዮጵያ፣ ክልል ሲዳማ ንምቛም ኣብ ዝጸውዐ ናዕቢ ህይወት 10ታት ሰባት ጠፊኡ

Radio Erena: 22 July 2019 ኣብ ኢትይጵያ፣ ክልል ሲዳማ ንምቛም ኣብ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ደቡብ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናዕቢ ህይወት 10ታት ሰባት ከምዝጠፍአን፣ ዛጊት ግምቱ ዘይተሓበረ ንብረት ከምዝዓነወን ዝተፈላለየ ም [...]
ዕጡቓት ውድባት ሱዳን፣ ንዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ከምዘይቅበልዎ ኣፍሊጦም

ዕጡቓት ውድባት ሱዳን፣ ንዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ከምዘይቅበልዎ ኣፍሊጦም

Radio Erena: 21 July 2019 ልፍንቲ መስሪቶም ዘለዉ ዕጡቓት ውድባት ሱዳን፣ ነቲ ኣብ መንጎ ሓይሊ ንናጽነትን ወተሃደራዊ ጉጅለን ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ከምዘይቅበልዎ ኣፍሊጦም። እቲ ብዑመር ኣልዲገይር ዝምራሕ ልፍንቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ህዝቢ ሲዳማ ሓድሽ ክልል ንምቛም ተቓውሞታት ኣብ ምውዳብ ይርከብ

ኢትዮጵያ፣ ህዝቢ ሲዳማ ሓድሽ ክልል ንምቛም ተቓውሞታት ኣብ ምውዳብ ይርከብ

Radio Erena: 19 July 2019 ህዝቢ ሲዳማ ናይ ኢትዮጵያ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ክልል ንምቛም ክገብሮ ዝጸንሐ ቃልሲ ንምቕጻሉ ተዳልዩ ከምዘሎ ካብታ ሃገር ዝመሓላለፍ ዘሎ ሓበሬታታት ኣነጺሩ። እቲ ህዝቢ ዘልዓሉ ሕቶ [...]
ኣመሪካ፣ 500 ወትሃደራት ናብ ስዑዲ ዓረብ ከተዋፍር’ያ

ኣመሪካ፣ 500 ወትሃደራት ናብ ስዑዲ ዓረብ ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 19 July 2019 ኣመሪካ ምስ ኢራን ኣብ እትሰሓሓበሉ ዘላ እዋን፣ 500 ወትሃደራት ናብ ስዑዲ ዓረብ ከተዋፍር ምዃና ንክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቶም ወትሃደራት፣ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ምስሓብ ሰራዊት ሕቡራት ኢማራት ካብ የመን የሻቕላ

ስዑዲ ዓረብ፣ ምስሓብ ሰራዊት ሕቡራት ኢማራት ካብ የመን የሻቕላ

Radio Erena: 18 July 2019 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ካብቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከብ ስትራቴጃዊ ከባቢታት ክትስሕብ ምውሳና፣ ንስዑዲ ዓረብ ከምዘሻቐላ ፖለቲካውያን ተንተንቲ ገሊጾም። ወትሃደራውያን ሰበ ስልጣን የመ [...]
ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ዝቐረበ እማመ ተኸቲሙ

ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ዝቐረበ እማመ ተኸቲሙ

Radio Erena: 17 July 2019 ኣብ ሱዳን፣ ካብ ሰራዊትን ፖለቲካውያን ውድባትን ዝተዋጽአ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምቛም ዝቐረበ እማመ ተኸቲሙ። እቲ ብኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን ክድፍኣሉ ዝጸንሐ እማመ፣ ስልጣን ሒዙ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ምወላ ክትገብር’ያ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ምወላ ክትገብር’ያ

Radio Erena: 17 July 2019 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ምወላ ክትገብር ምዃና ኣፍሊጣ። እቲ ብ"ስም ሸኽ ከሊፋ" ንኢትዮጵያ ተመዲቡ ዘሎ ምወላ፣ ከም ኣካል ናይቲ ሕቡራት ኢማራት [...]
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዝካየደሉ መስመር ጁባ-ኒሙለ ሓይልታት ጸጥታ ከዋፍር ኡጋንዳ ሓቲታ

መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዝካየደሉ መስመር ጁባ-ኒሙለ ሓይልታት ጸጥታ ከዋፍር ኡጋንዳ ሓቲታ

Radio Erena: 17 July 2019 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ዕሙር ንግዳዊ ልውውጥ ኣብ ዝካየደሉ መስመር ጁባ-ኒሙለ፣ ሓይልታት ጸጥታ ከዋፍር ኡጋንዳ ምሕታታ ጋዜጣ ኒው ቪዥን ካብ ካምፓላ ሓቢራ። ኡጋንዳ ነዚ ሕቶ ተቕር [...]
ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን ናይቶም ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ እንከለዉ ዝተቐትሉ ሰባት ናይ ዝኽሪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን ናይቶም ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ እንከለዉ ዝተቐትሉ ሰባት ናይ ዝኽሪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

Radio Erena: 15 July 2019 ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን ናይቶም ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ እንከለዉ ዝተቐትሉ ሰባት ዝኽሪ ንምክያድ ኣብ በበይኑ ከተማታት እታ ሃገር ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። ኣብቲ ብቀዳ [...]
1 274 275 276 277 278 361 2760 / 3604