Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 25 26 27 28 29 386 270 / 3855
‘ትግራይ፣ 15%  ግዳያት ጾታዊ ዓመት ካብ ዝኾና ደቂንስትዮ ንHIV ዝተቓልዓ’የን’

‘ትግራይ፣ 15% ግዳያት ጾታዊ ዓመት ካብ ዝኾና ደቂንስትዮ ንHIV ዝተቓልዓ’የን’

RADIO ERENA - Wednesday, 20 March 2024 ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ክልል ትግራይ፣ ካብ ሕዳር 2020 ክሳብ ሕዳር 2022፣ ንክልተ ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ኣስታት 120 ሽሕ ደቂንስትዮ ግዳያት ጾታዊ ዓመጽ ከ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኤውሮጳ፣ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ብዝምልክተ ምስ ጂቡቲ ተመያይጡ

ሓይሊ ባሕሪ ኤውሮጳ፣ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ብዝምልክተ ምስ ጂቡቲ ተመያይጡ

RADIO ERENA - Wednesday, 20 March 2024 እዚ ሓይሊ ባሕሪ ኤውሮጳ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብዛዕባ ኣጋጢሙ ዘሎ ኩነታት ጸጥታን ውሕስነ ናይ ንግዲ መራኽብ ዝረጋገጸሉን ስትራቴጂ ብዝምልክተ ምስ ሰብ ስልጣን ጂቡቲ መኺ [...]
ግብጺ: ዋሕዚ ስደተኛታት ንምዕጋት፡ ሕብረት ኤውሮጳ ናይ 8 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ክግበረላ’ዩ

ግብጺ: ዋሕዚ ስደተኛታት ንምዕጋት፡ ሕብረት ኤውሮጳ ናይ 8 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ክግበረላ’ዩ

RADIO ERENA - Tuesday, 19 March 2024 ሕብረት ኤውሮጳ ብቕጠባዊ ማሕንቖታት ተታሒዛ ዘላ ግብጺ ናይ 8 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ክገብረላ ምኳኑ ኣፍሊጡ:: ሕብረት ኤውሮጳ ንግብጺ ገንዘባዊ ሓገዝ ዝገብረላ ዘሎ ቁጠባዊ [...]
ኡጋንዳ: 1.6 ሚልዮን ስደተኛታት ተአንግድ

ኡጋንዳ: 1.6 ሚልዮን ስደተኛታት ተአንግድ

RADIO ERENA - Tuesday, 19 March 2024 ኡጋንዳ 3.6% ካብ ብዝሒ ህዝባ ዝሽፍን 1.6 ሚልዮን ስደተኛታት ኣአንጊዳ ከምዘላ እዚ ድማ ዕጽፊ ናይቲ ኣብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ዘሎ ስደተኛ ምኳኑ ተገሊጹ:: ኣብ ኡጋንዳ ዘ [...]
ኢጣልያ እትርከበን ሃገራት ኤውሮጳ፡ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ግብጺ ይዝትያ

ኢጣልያ እትርከበን ሃገራት ኤውሮጳ፡ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ግብጺ ይዝትያ

RADIO ERENA - Monday, 18 March 2024 ፕረዚደንት ኮሚሽን ኤውሮጳ፡ ኡርሰላ ቫን ደር ለየንን መራሕቲ መንግስታት ኢጣልያን ግሪኽን ቤልጁምን፤ ዋሕዚ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ንምግታእ ዝዓለመ ውዕል ንምክያድ፡ ብ1 [...]
ኣመሪካ፡ ንሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ሓሙሽተ ወትሃደራዊ መዓስከራት ክትሃንጽ’ያ

ኣመሪካ፡ ንሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ሓሙሽተ ወትሃደራዊ መዓስከራት ክትሃንጽ’ያ

RADIO ERENA - Monday, 18 March 2024 ኣመሪካ፡ ንሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ዝውዕል፡ ሓሙሽተ ወትሃደራዊ መዓስከራት ንምህናጽ ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ እታ ሃገር ስምምዕ ከቲማ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ከምዝተኸተመ ዝ [...]
ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘስግኣ ኣመሪካ፣ ምስታ ንሑቲ ከምእትድግፍ ዝንገረላ ኢራን ብምስጢር ምዝታያ ተሓቢሩ

ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘስግኣ ኣመሪካ፣ ምስታ ንሑቲ ከምእትድግፍ ዝንገረላ ኢራን ብምስጢር ምዝታያ ተሓቢሩ

RADIO ERENA - Friday, 15 March 2024 ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘስግኣ ኣመሪካ፣ ምስታ ንሑቲ ከምእትድግፍ ዝንገረላ ኢራን ብምስጢር ከምዝዘተየት መጽሔት ፋይናንሻል ታይምስ ሓቢራ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ፣ ኣብ ዖ [...]
ኣብ ክሊ ማይ ሶማል፣ ዓባይ ናይ ንግዲ መርከብ ተጨውያ

ኣብ ክሊ ማይ ሶማል፣ ዓባይ ናይ ንግዲ መርከብ ተጨውያ

RADIO ERENA - Thursday, 14 March 2024 ብመንገዲ ህንዳዊ ውቅያኖስ ትሓልፍ ዝነበረት ዓባይ ናይ ንግዲ መርከብ፣ ኣብ ክሊ ማይ ሶማል ተጨውያ። እታ፣ ብሰሉስ 12 መጋቢት፣ ብቀርሰንቲ ባሕሪ ተጨውያ ከምዘላ ዝተገልጸ [...]
ኢትዮጵያ፣ ስዉር ዓጸባ ሃገራውን ኣህጉራውይን ቆላሕታ ከምዘድልዮ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ስዉር ዓጸባ ሃገራውን ኣህጉራውይን ቆላሕታ ከምዘድልዮ ተገሊጹ

RADIO ERENA - Wednesday, 13 March 2024 ኢትዮጵያ፣ ክሕባእ ዝድለ ዘሎ ከቢድ ዓጸባ፣ ሃገራውን ኣህጉራውያን ቆላሕታ ከምዘድልዮ፣ ብፈረንሳ እትሕተም ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ጋዜጣታት ዓለም ዝኾነት፣ ለ ሞንድ ኣተሓሳሲ [...]
ሱዳን: ጻውዒት ምቁራጽ ተጻብኦ ኣብ ‘ጾመ -ሮመዳን’

ሱዳን: ጻውዒት ምቁራጽ ተጻብኦ ኣብ ‘ጾመ -ሮመዳን’

RADIO ERENA - Tuesday, 12 March 2024 ወርሒ ጾም 'ሮመዳን' ጀሚርሉ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣመንቲ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ጾምን ጸሎትን ከሕልፍዎ እዩ ሃይማኖቶም ዝእዝዞም:: ነዚ ንምትግባር [...]
1 25 26 27 28 29 386 270 / 3855