Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 254 255 256 257 258 365 2560 / 3650
ኬንያ፣ ኣብ ወትሃደራዊ መዓስከር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኣመሪካውያን ተቐቲሎም

ኬንያ፣ ኣብ ወትሃደራዊ መዓስከር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኣመሪካውያን ተቐቲሎም

Radio Erena: 06 January 2020 ኣብ ኬንያ፣ ማዳባ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከር፣ ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኣመሪካውያን ወትሃደራት ከምዝተቐትሉ ክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ብ5 ጥሪ ዝተኻ [...]
ቱርኪ፣ ናብ ሊብያ ሰራዊት ክትልእኽ’ያ

ቱርኪ፣ ናብ ሊብያ ሰራዊት ክትልእኽ’ያ

Radio Erena: 06 January 2020 ቱርኪ፣ ናብ ሊብያ ሰራዊት ክትልእኽ ምዃና ኣፍሊጣ። መንግስቲ እታ ሃገር፣ ብሕቡራት ሃገራት ኣፍልጦ ንዝረኸበ መንግስቲ ሊብያ ንምድጋፍ፣ ሰራዊታ ናብ ሊብያ ክዋፍር ንዘቕረቦ እማ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይል፣ ምሉእ ብምሉእ ንመርገጺ ግብጺ ከምእትድግፍ ኣነጺራ

ሱዳን፣ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይል፣ ምሉእ ብምሉእ ንመርገጺ ግብጺ ከምእትድግፍ ኣነጺራ

Radio Erena: 06 January 2020 ሱዳን፣ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይል ንመርገጺ ግብጺ ከምእትግፍ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ኣፍሊጡ። ንሱ ምስ ጋዜጣ ኣል ኣሕራም ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠይቅ፣ ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ናይ [...]
ሱዳን ሓንቲ ወተሃደራዊት ነፋሪት ብምውዳቓ 16 ሰባት ሞይቶም

ሱዳን ሓንቲ ወተሃደራዊት ነፋሪት ብምውዳቓ 16 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 06 January 2020 ኣብ ሱዳን፣ ሓንቲ ወተሃደራዊት ነፋሪት ብምውዳቓ ኣብኣ ዝነበሩ 16 ሰባት ከምዝሞቱ ሰራዊት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። በቲ ብ2 ጥሪ ዘጋጠመ ሓደ ወትሃሃደራዊት ነፋሪት ካብ ዝሞቱ፣ 2 [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዓሌታዊ ግጭት ዳርፉር ናይ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 65 በጺሑ

ሱዳን፣ ኣብ ዓሌታዊ ግጭት ዳርፉር ናይ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 65 በጺሑ

Radio Erena: 05 January 2020 ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ዞባ ዳርፉር ብዝተላዕለ ዓሌታዊ ግጭት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 65 ከምዝበጽሐ፣ ዓቃብ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ ብዕለት 29 ታሕሳስ፣ ኣብ ም [...]
ዚምባብወ፣ መጠን ክፍሊት ሆስፒታላት ብ600% ወሲኹ

ዚምባብወ፣ መጠን ክፍሊት ሆስፒታላት ብ600% ወሲኹ

Radio Erena: 05 January 2020 መንግስቲ ዚምባብወ፣ ኣብ ሆስፒታላት ብዝገበሮ ወሰኽ ክፍሊት፣ ካብ ሓያሎ ወገናት እታ ሃገር ተቓውሞ ይገጥሞ ኣሎ። ሚኒስትሪ ጥዕና ዚምባብወ ብሓሙስ 2 ጥሪ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ሕሙማ [...]
ዳርፉር፣ ብዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 24 ሰባት ተቐቲሎም

ዳርፉር፣ ብዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 24 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 03 January 2020 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር፣ ኣብ መንጎ ናይ ዓረብ መበቆል ዘለዎምን ጸለምትን ቀቢላታት ብዝተጓሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 24 ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና ኣቃሊሐን። እቲ ኣብ ምዕራ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርስታት ብዝተጓሃሃረ ግጭት፣ ህይወት ሰባት ምጥፋእ ይቅጽል

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርስታት ብዝተጓሃሃረ ግጭት፣ ህይወት ሰባት ምጥፋእ ይቅጽል

Radio Erena: 03 January 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ክልላት ኣብ ዝርከባ ዩኒቨርስታት ብዝተጓሃሃረ ግጭት፣ ህይወት ሰባት ምጥፋእ ይቅጽል ኣሎ። በዚ መሰረት፣ ብሓሙስ 2 ጥሪ፣ ኣብ ወሎ ዩኒቨርስቲ ኣ [...]
ሱዳን 29 ኣባላት ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን ስርዓት በሺር ነበር ንሞት ተፈሪዶም

ሱዳን 29 ኣባላት ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን ስርዓት በሺር ነበር ንሞት ተፈሪዶም

Radio Erena: 02 January 2020 ኣብ ሱዳን፣ ኣንጻር ስርዓት ኣልበሺር ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ህዝባዊ ተቓውሞ ወዲብኩም ብዝብል ሓያሎ ሰባት ብምቕታሎም ዝተኸሰሱ 29 ኣባላት ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን ብሞት ክቕጽዑ ተፈሪዶም። [...]
ኢትዮጵያ፣ ብዕጡቓት ዝተጨውዩ 6 ቆልዑ ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ብዕጡቓት ዝተጨውዩ 6 ቆልዑ ተቐቲሎም

Radio Erena: 02 January 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢ ጸገዴ፣ ብዕጡቓት ካብ ዝተጨውዩ ሸሞንተ ቆልዑ እቶም ሽዱሽተ ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ዕጡቓት፣ ነቶም ዝጨወይዎም ቆ [...]
1 254 255 256 257 258 365 2560 / 3650