Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 256 257 258 259 260 361 2580 / 3601
ኵናት የመን ብሰለማዊ መንገዲ ንምፍትሑ፣ ስዑዲ ዓረብን ሑቲን፣  ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ጀሚሮም

ኵናት የመን ብሰለማዊ መንገዲ ንምፍትሑ፣ ስዑዲ ዓረብን ሑቲን፣ ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ጀሚሮም

Radio Erena: 15 November 2019 ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ኵናት ዝቕጽል ዘሎ ኩነታት የመን፣ ብሰለማዊ መንገዲ ዝፍትሓሉ ኣማራጺታት ንምንዳይ፣ ስዑዲ ዓረብን ሑቲን ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ጀሚሮም። እቲ ዘይቀጥታዊ ዝር [...]
ኣመሪካ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዋ ዝምድና ዳግመ ገምጋም ክትገብረሉ ምዃና ኣፍሊጣ

ኣመሪካ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዋ ዝምድና ዳግመ ገምጋም ክትገብረሉ ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 15 November 2019 ምምሕዳር ትራምፕ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘለዎ ዝምድና ዳግመ ገምጋም ክገብረሉ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ምምሕዳር፣ ብ13 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ክልትኢም ውገናት ደቡብ ሱዳን፣ ናይ [...]
ንጉስ ስዋዚላንድ፣ ን15 ኣንስቱን 23 ደቂን፣ ዋጋ 16 ሚልዮን ዶላር መካይን ብህያብ ኣበርኪቱ

ንጉስ ስዋዚላንድ፣ ን15 ኣንስቱን 23 ደቂን፣ ዋጋ 16 ሚልዮን ዶላር መካይን ብህያብ ኣበርኪቱ

Radio Erena: 14 November 2019 ንጉስ ስዋዚላንድ፣ ምስዋቲ ሳልሳይ፣ ን15 ኣንስቱን 23 ደቁን፣ ዋጋ 16.6 ሚልዮን ዶላር መካይን ብህያብ ኣበርኪቱሎም። እቲ ንጉስ፣ 19 ሮልስ ሮይስ፣ 120 ድማ BMW ዝዓ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርስቲ ወልድያ ዝተወልዐ ናይ ብሄር ግጭት ናብ ካልኦት ዩኒቨርሲታት ይልሕም ምህላዉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርስቲ ወልድያ ዝተወልዐ ናይ ብሄር ግጭት ናብ ካልኦት ዩኒቨርሲታት ይልሕም ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 14 November 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ዝተወልዐ ናይ ብሄር ግጭት ናብ ካልኦት ዩኒቨርስታት'ውን ይልሕም ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ወገናት እታ ሃገር ገሊጾም። ኣብ ክ [...]
ዚምባብዌ፣ ድሕሪ 10 ዓመታት ንፈለማ እዋና ናይ ገዛእ ርእሳ ባጤራ ዘርጊሓ

ዚምባብዌ፣ ድሕሪ 10 ዓመታት ንፈለማ እዋና ናይ ገዛእ ርእሳ ባጤራ ዘርጊሓ

Radio Erena: 14 November 2019 ዚምባብዌ፣ ድሕሪ 10 ዓመታት ንፈለማ እዋና ዘሕተመቶ ሓድሽ ባጤራ ናብ ዕዳጋ ዘርጊሓ። ህዝቢ እታ ሃገር፣ ዝጸንሖ ዶላር ኣመሪካ፣ ራንድ ደቡብ ኣፍሪቃን ካልእ ባጤራታትን በዚ [...]
ሱዳን፣ ወጻእተኛታት ኣብ ንግዲ ከይዋፈሩ ዝኽልክል ኣዋጅ ኣውጺኣ

ሱዳን፣ ወጻእተኛታት ኣብ ንግዲ ከይዋፈሩ ዝኽልክል ኣዋጅ ኣውጺኣ

Radio Erena: 13 November 2019 መንግስቲ ሱዳን፣ ወጻእተኛታት ኣብ ንግዲ ከይዋፈሩ ዝኽልክል ሓድሽ ኣዋጅ ከምዝዘርግሐ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር፣ ሱና ሓቢሩ። ሱና፣ ንሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትርን ማዳኒ ዓባ [...]
ብህዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ መራሒ ቦሊቭያ ናብ ሜክሲኮ ሃዲሙ

ብህዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ መራሒ ቦሊቭያ ናብ ሜክሲኮ ሃዲሙ

Radio Erena: 13 November 2019 ንልዕሊ ሓደ ውርሒ ብዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝተገደደ ፕረዚደንት ቦሊቭያ፣ ኢቮ ሞራለስ፣ ናብ ሜክሲኮ ሃዲሙ። ካብ 2006 ኣትሒዙ ን13 ዓመታት ኣብ ስልጣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ብተጓሃሃር ናይ ብሄር ግጭት ክልተ ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ብተጓሃሃር ናይ ብሄር ግጭት ክልተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 12 November 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ እትርከብ፣ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ብዝተጓሃሃረ ናይ ብሄር ግጭት፣ 2 ሰባት ሞይቶም። እቲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዝተጎሃሃረ ግጭት ኣብ መንጎ ተወላዶ [...]
ሪያድ፣ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ዓረብን ኣፍሪቃን ክካየድ’ዩ

ሪያድ፣ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ዓረብን ኣፍሪቃን ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 12 November 2019 ስዑዲ ዓረብ፣ ዋዕላ ሃገራት ዓረብን ኣፍሪቃን፣ ን25 ሕዳር ክካየድ ምዃኑ ተፈሊጡ። እዚ ዋዕላ፣ ረብሓታት ሃገራት ዓረብን ኣፍሪቃን ንምሕላው ዝዓለመ'ዩ ተባሂሉ። ነዚ ዋዕ [...]
ጅቡቲ፣ ወደብ ታጁራን መቐለን ዘራኽብ ሓድሽ ጽርግያ ተመሪቑ

ጅቡቲ፣ ወደብ ታጁራን መቐለን ዘራኽብ ሓድሽ ጽርግያ ተመሪቑ

Radio Erena: 11 November 2019 ኣብ ጅቡቲ፣ ካብ ወደብ ታጁራ ናብ ከተማ መቐለ ዘራኽብ ሓድሽ ናይ ቅጥራን ጽርግያ ተመሪቑ። እቲ 112 ኪሎሜተር ዝንውሓቱ ጽርግያ፣ ኩዌት ብዝመወለቶ 156 ሚልዮን ዶላር ዝተሃ [...]
1 256 257 258 259 260 361 2580 / 3601