Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 253 254 255 256 257 361 2550 / 3605
ዑመር ኣልበሽር፣ ብብልሽውና ናይ ዝተኸሰሰሉ ጉዳይ፣ ናይ ክልተ ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዱ

ዑመር ኣልበሽር፣ ብብልሽውና ናይ ዝተኸሰሰሉ ጉዳይ፣ ናይ ክልተ ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዱ

Radio Erena: 15 December 2019 ብህዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ ዑመር ኣልበሽር፣ ብብልሽውና ናይ ዝተኸሰሰሉ ጉዳይ፣ ናይ ክልተ ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዱ። ኣልበሽር ሕጊ እታ ሃገር ዘየፍቅዶ ናይ ወጻኢ ባጤራ ኣ [...]
“ጅቡቲ፣ 14% ካብ ሓፈሻዊ እቶታ፣ ኣብታ ሃገር ዓስኪሩ ሳላ ዘሎ ሰራዊት ኣመሪካ’ያ ትረኽቦ”

“ጅቡቲ፣ 14% ካብ ሓፈሻዊ እቶታ፣ ኣብታ ሃገር ዓስኪሩ ሳላ ዘሎ ሰራዊት ኣመሪካ’ያ ትረኽቦ”

Radio Erena: 13 December 2019 ጅቡቲ፣ ካብ እትረኽቦ ዓመታዊ ሓፈሻዊ እቶት፣ እቲ 14% ወይ ኣስታት 200 ሚልዮን ዶላር ካብ ኣመሪካ'ያ ትረኽቦ። እዚ ድማ፣ ሳላ'ቲ ኣብታ ሃገር ዓስኪሩ ዝርከብ ሰራዊት ኣመ [...]
ኣሚር ቀጠር፣ ኣብ ሪያድ ንዝተኻየደ ዋዕላ ወሽመጥ ንኽሳተፍ ዝቐረበሉ ዕድመ ነጺጉ

ኣሚር ቀጠር፣ ኣብ ሪያድ ንዝተኻየደ ዋዕላ ወሽመጥ ንኽሳተፍ ዝቐረበሉ ዕድመ ነጺጉ

Radio Erena: 12 December 2019 ኣሚር ቀጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣልታኒ፣ ኣብ ሪያድ ንዝተኻየደ ዋዕላ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ንኽሳተፍ ዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ማዕከናት ዜና ማእከላይ ምብራቕ ሓቢረን። እቲ ኣሚ [...]
ኣልሸባብ፣ ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ሶማል መጥቃዕቲ ኣካይዱ

ኣልሸባብ፣ ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ሶማል መጥቃዕቲ ኣካይዱ

Radio Erena: 12 December 2019 ኣልሸባብ፣ ኣብ ከባቢ ቤተ መንግስቲ ሶማል መጥቃዕቲ ምክያዱ ፖሊስ ሞቛድሾ ሓቢሩ። ልብሲ ፖሊስ ዝተኸድኑ ሓሙሽተ ኣባላት ኣልሸባብ፣ ኣብ ከባቢ እቲ ቤት መንግስቲ ኣብ እትርከብ ሆቴል [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብያተ መግቢ፣ ብጾታ ፈላልየን ኣገልግሎት ክህባ ዘገድድ ሕጊ ተሰሪዙ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብያተ መግቢ፣ ብጾታ ፈላልየን ኣገልግሎት ክህባ ዘገድድ ሕጊ ተሰሪዙ

Radio Erena: 10 December 2019 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብያተ መግቢ፣ ንደቂንስትዮን ደቂተባዕትዮ ፈላልየን ኣገልግሎት ክህባ ዘገድድ ሕጊ ተሰሪዙ። ብመሰረት እቲ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ብሰንበት 8 ታሕሳስ ዘመሓ [...]
ሕ/ኤውሮጳ ንኢትዮጵያ 170 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ተማባጺዑ

ሕ/ኤውሮጳ ንኢትዮጵያ 170 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ተማባጺዑ

Radio Erena: 08 December 2019 ሕብረት ኤውሮጳ ንኢትዮጵያ ናይ 170 ሚልዮን ዩሮ ገንዘባዊ ሓገዝ ክገብር ተማባጺዑ። ሓዳስ ኣደወንበር እቲ ሕብረት ኡርሱላ ቮን ደር ለየን፣ ናብ ኢትዮጵያ ዑደት ኣብ ዘካየደት [...]
“ሱዳን፣ ኣብ የመን ዘለዋ ሰራዊት ካብ 25 ሽሕ ኣይበዝሕን’ዩ፣”  ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ ገሊጹ

“ሱዳን፣ ኣብ የመን ዘለዋ ሰራዊት ካብ 25 ሽሕ ኣይበዝሕን’ዩ፣” ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ ገሊጹ

Radio Erena: 08 December 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶቕ ሰራዊት ሃገሩ ኣብ የመን ከምዘለዉ ተኣሚኑ። ንሱ ኣብዚ ቀዳመ-ሰንበት ምስ ኣልጀዚራ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠይቕ፣ ኣብ የመን ዝርከብ ሰራዊት [...]
ሙጋበ፣ ኣብ ናይ ውልቂ ሕሳቡ ዝጸንሐ 10 ሚልዮን ዶላርን ሚልዮናት ዝግመት ንብረትን ከምዝጸንሖ ተቓሊዑ

ሙጋበ፣ ኣብ ናይ ውልቂ ሕሳቡ ዝጸንሐ 10 ሚልዮን ዶላርን ሚልዮናት ዝግመት ንብረትን ከምዝጸንሖ ተቓሊዑ

Radio Erena: 06 December 2019 ንዚምባብዌ ን37 ዓመታት ዝመርሐ ሮበርት ሙጋበ፣ ኣብ ባንክ እታ ሃገር ዝጸንሖ ናይ ውልቁ ልዕሊ 10 ሚልዮን ዶላር ንምውራስ፣ ስድራቤቱ ኣብ ምስሕሓብ ከምዘለዉ ተሓቢሩ። እቲ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ጅቡቲ ፕሮጀክት ምዝርጋሕ ዝስተ ማይ ክትምውል’ያ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ጅቡቲ ፕሮጀክት ምዝርጋሕ ዝስተ ማይ ክትምውል’ያ

Radio Erena: 05 December 2019   ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ጅቡቲ ንዝካየድ ምዝርጋሕ መስመራት ማይ ክትምውል ምዃና ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፣ ነዚ ልዕሊ 9 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ፕሮጀክት ክትምው ስምምዕ [...]
ሱዳን  ልዕሊ 1 ሽሕ እሱራት ናጻ ክትለቅቕ’ያ

ሱዳን ልዕሊ 1 ሽሕ እሱራት ናጻ ክትለቅቕ’ያ

Radio Erena: 05 December 2019 ኣብ ሱዳን ኣብ ዝተፈላለየ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ 1012 እሱራት ናጻ ክልቀቑ ምዃኖም ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ነዕማት ዓብደላ ኣፍሊጣ። መብዛሕቶም፣ ብሲቪላዊ [...]
1 253 254 255 256 257 361 2550 / 3605