Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 252 253 254 255 256 365 2540 / 3647
ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ዲጋ ተሃድሶ ካብ ወሓዚ ናይል ማይ ዝመልኣሉ ዓቐን ተሰማሚዐን

ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ዲጋ ተሃድሶ ካብ ወሓዚ ናይል ማይ ዝመልኣሉ ዓቐን ተሰማሚዐን

Radio Erena: 20 January 2020 ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣቐዲሙ ከከራኽረን ዝጸንሐ፣ ዲጋ ተሃድሶ ካብ ወሓዚ ናይል፣ ማይ ዝመልኣሉ ዓቐን ኣብ ዝብል ነጥቢ ተሰማሚዐን። እቲ ስምምዕ ክብጻሕ ዝኸኣለ፣ ሚኒስተ [...]
ቁጠባዊ ቅልውላው ሱዳን፣ ድሕሪ ምቕያር ስርዓት ኣልበሽር እውን ገና የንቆልቁል ኣሎ

ቁጠባዊ ቅልውላው ሱዳን፣ ድሕሪ ምቕያር ስርዓት ኣልበሽር እውን ገና የንቆልቁል ኣሎ

Radio Erena: 19 January 2020 ቁጠባዊ ቅልውላው ሱዳን፣ ድሕሪ ምቕያር ስርዓት ኣልበሽር እውን ገና የንቆልቁል ከምዘሎ ተገሊጹ። እዚ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተራእየ ምንቁልቋል ሸርፊ ፓውንድ ሱዳን ብመንጽር ዶላር፣ መን [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ 5 ደቀንስትዮ ንዝርከብኦም 65 ወተሃደራት፣ መዓርግ ወሲኹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ 5 ደቀንስትዮ ንዝርከብኦም 65 ወተሃደራት፣ መዓርግ ወሲኹ

Radio Erena: 19 January 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ 5 ደቀንስትዮ ንዝርከብኦም 65 ወተሃደራት፣ መዓርግ ወሲኹ። በዚ መሰረት ሽዱሽተ ሰባት ናይ ለተናል ጀነራል፣ 19 መጀር ጀነራል፣ 40 ከኣ ናይ ብርጌደር ጀነራል መ [...]
ሱዳን፣ ኣብ የመን ዝርከብ ሰራዊታ ናብ ኣስታት 600 ኣውሪዳቶ

ሱዳን፣ ኣብ የመን ዝርከብ ሰራዊታ ናብ ኣስታት 600 ኣውሪዳቶ

Radio Erena: 16 January 2020 ሱዳን ኣብ የመን ዝርከብ ሰራዊታ ናብ ኣስታት 600 ከምዘውረደቶ ኣፈኛ ፍሉይ ሓይልታት ሰራዊት ብርጋደር ጀነራል ጀማል ኣደም ገሊጹ። ንሱ ንንኣናዶሉ፣ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ፣ ኣ [...]
ምርጫ ኢትዮጵያ ተሰጋጊሩ

ምርጫ ኢትዮጵያ ተሰጋጊሩ

Radio Erena: 15 January 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ንወርሒ ግንቦት ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ምርጫ እታ ሃገር፣ ብኣርባዕተ ኣዋርሕ ተናዊሑ። ሓላፊት ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብርቱኳን ሚደቕሳ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፣ መን [...]
Updated: ሰራዊት ሱዳን ዘካየዶ ኣድማ ደው ከምዝበለ ተሓቢሩ

Updated: ሰራዊት ሱዳን ዘካየዶ ኣድማ ደው ከምዝበለ ተሓቢሩ

Radio Erena: 15 January 2020 ሰራዊት ሱዳን፣ ትማሊ 14 ጥሪ ኣድማ ዘካየዶ ኣድማ ደው ከምዝበለ ሰበ ስልጣን ጸጥታ እታ ሃገር ሓቢሮም። ገለ ክፋል ሰራዊት ሱዳን፣ ብዛዕባ ወሰኽ ደሞዝን ዕብየ ማዕረግን ብዝም [...]
ሕ/ኢ ዓረብ፣ ንወደብ ፖርት ሱዳን ንምውናን ጻዕርታት ተካይድ ከምዘላ ተገሊጹ

ሕ/ኢ ዓረብ፣ ንወደብ ፖርት ሱዳን ንምውናን ጻዕርታት ተካይድ ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 15 January 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንወደብ ፖርት ሱዳን ብክራይ ንምውናኑ ጻዕርታት ተካይድ ከምዘላ ዲፕሎማስያውን ምንጭታት ኣቃሊዖም። እታ ሃገር፣ ብዱባይ ብዝውነን ትካል DP world ኣቢ [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ብዝሒ ሰራዊታ ከተዛይድ ምዃና ኣፍሊጣ

ፈረንሳ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ብዝሒ ሰራዊታ ከተዛይድ ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 15 January 2020 ፈረንሳ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ዝርከብ ብዝሒ ሰራዊታ ከተዛይድ ምዃና ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ ቅናት ሳሕለ-ሳሓራ ተዋፊሩ ዝርከብ ኣስታት 5 ሽሕ ሰራዊ [...]
The E.U. Missing the Target

The E.U. Missing the Target

Radio Erena: 13 January 2020 Reporting for the New York Times from Brussels on 8  January, Matina Stevis-Gridneff uncovered appalling findings [...]
ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ዝፈሸለ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ብምትኳር፣ ኣብ ዋሽንግተን ህጹጽ ኣኼባ ከካይዳ’የን

ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ዝፈሸለ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ብምትኳር፣ ኣብ ዋሽንግተን ህጹጽ ኣኼባ ከካይዳ’የን

Radio Erena: 13 January 2020 ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝፈሸለ ዘተ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት፣ ዝርርብ ንምክያድ፣ ሎሚ ሰኑይ 13 ጥሪ፣ ኣብ ዋሽንገተን ህጹጽ [...]
1 252 253 254 255 256 365 2540 / 3647