Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 241 242 243 244 245 366 2430 / 3658
ኣመሪካ፣ ንምስትንፋስ ዝሕግዝ መሳርሒታት ሕክምና (ቨንቲለተርስ) ናብ ኢትዮጵያ ክትልእኽ’ያ

ኣመሪካ፣ ንምስትንፋስ ዝሕግዝ መሳርሒታት ሕክምና (ቨንቲለተርስ) ናብ ኢትዮጵያ ክትልእኽ’ያ

Radio Erena: 26 April 2020 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ንምስትንፋስ ዝሕግዝ መሳርሒታት ሕክምና (ቨንቲለተርስ) ናብ ኢትዮጵያ ክትልእኽ ምዃና ተገሊጹ። ፕረዚደንት ትራምፕ ብመንገዲ ትዊተር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ [...]
ኬንያ፣ ኣብ ሕክምና ተወሺቦም ዝነበሩ 10ታት ሰባት ሃዲሞም

ኬንያ፣ ኣብ ሕክምና ተወሺቦም ዝነበሩ 10ታት ሰባት ሃዲሞም

Radio Erena: 23 April 2020 ኣብ ኬንያ፣ ብኮረና ቫይረስ ተጠርጢሮም፣ ኣብ ሕክምና ተወሺቦም ዝነበሩ 10ታት ሰባት ሃዲሞም። እቶም ብሰሉስ 21 ሚያዝያ ዝሃደሙ ውሹባት፣ ካብቲ ማእከል ዝጾለቝሉ ኣገባብ ብቪድዮ ስኢሎም [...]
ኡጋንዳ፣ ኣባላት ባይቶ ነፍሲ ወከፎም 5 ሽሕ ዶላር ሞቕሽሽ ክወሃቡ ዝሓለፈ ውሳኔ፣ ንህዝቢ ኣቖጢዑ

ኡጋንዳ፣ ኣባላት ባይቶ ነፍሲ ወከፎም 5 ሽሕ ዶላር ሞቕሽሽ ክወሃቡ ዝሓለፈ ውሳኔ፣ ንህዝቢ ኣቖጢዑ

Radio Erena: 23 April 2020 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ን21 መዓልታት ዝጸንሐ ናይ ውሸባ እዋን ኣዊጅሉ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ ነነፍሲ ወከፍ ኣባል ባይቶ 20 ሚልዮን ሺሊንግ (ኣስታት 5 ሽሕ ዶላር) ሞቕ [...]
ኣመሪካ፣ ጠለብ ነዳዲ ብምንካዩ፣ ንሓደ በርሚል ነዳዲ ትሕቲ ዜሮ ወሪዱ

ኣመሪካ፣ ጠለብ ነዳዲ ብምንካዩ፣ ንሓደ በርሚል ነዳዲ ትሕቲ ዜሮ ወሪዱ

Radio Erena: 21 April 2020 ኣብ ኣመሪካ፣ ጠለብ ነዳዲ ስለዝነከየ፣ ንሓደ ዋጋ በርሚል ነዳዲ ትሕቲ ሓደ ዶላር ወሪዱ። እዚ ግና፣ ተጠቐምቲ ነዳዲ ብናጻ ክወስዱ ይኽእሉ'ዮም ማለት ከምዘይኮነ ተንተንቲ ቁጠባ የ [...]
ቱርኪን ስዑዲ ዓረብን፣ ማዕከናት ዜና ሓድሕደን ይዕፍና

ቱርኪን ስዑዲ ዓረብን፣ ማዕከናት ዜና ሓድሕደን ይዕፍና

Radio Erena: 21 April 2020 ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ማዕከናት ዜና ቱርኪ ኣብ ውሽጢ ግዝኣተን ከይመሓላለፍ ድሕሪ ምዕፋነን፣ ቱርኪ'ውን ተመሳሳሊ ግብረ መልሲ ከምዝሃበት ይግልጸ ኣሎ። ስዑዲ ዓረብን ሕ [...]
ቻድ፣ 44 እሱራት ሞይቶም ተረኺቦም

ቻድ፣ 44 እሱራት ሞይቶም ተረኺቦም

Radio Erena: 21 April 2020 ኣብ ቻድ፣ ምስ ኣባላት ሽበራዊ ጉጅለ ቦኮ ሓራም ምዃኖም ዝተገልጹ 44 እሱራት ሞይቶም ተረኺቦም። እቶም ኣብ ከተም ጄሜና ኣብ ዝርከብ ቤት ማሰርቲ፣ ኣብ ሓደ ክፍሊ ተታሒዞም ዝነበ [...]
ሱዳን፣ ኣዋጅ ውሸባ ዝጠሓሰ ወትሃደራዊ ኣማሓዳሪ ካርቱም ካብ መዝነቱ ተባሪሩ

ሱዳን፣ ኣዋጅ ውሸባ ዝጠሓሰ ወትሃደራዊ ኣማሓዳሪ ካርቱም ካብ መዝነቱ ተባሪሩ

Radio Erena: 20 April 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣዋጅ ውሸባ ንዝጠሓሰ ኣማሓዳሪ ካርቱም፣ ሌተናንት ጀነራል ኣሕመድ ዓብዱን ካብ መዝነቱ ሰጕግዎ። እቲ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ በዓል ስልጣን፣ ንኣዋጅ ውሸባ ብምጥሓስ፣ [...]
ዚምባብዌ፣ ጽምብል 40 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ተሰሪዙ

ዚምባብዌ፣ ጽምብል 40 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ተሰሪዙ

Radio Erena: 20 April 2020 ዚምባብዌ፣ ኣብ 18 ሚያዝያ ዝካየድ ዓመታዊ ጽምብል መዓልቲ ናጽነት፣ ሎሚ ዓመት ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከተእንግዶ ኣይከእለትን። ህዝቢ ዚምባብዌ፣ እንጻር ብሪጣንያን ድሕሪ ዘ [...]
ሱዳን፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ናይ ኣስታት 600% ወሰኽ ደሞዝ ተጌሩሎም

ሱዳን፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ናይ ኣስታት 600% ወሰኽ ደሞዝ ተጌሩሎም

Radio Erena: 20 April 2020 ሚኒስትሪ ፋይናንስ ሱዳን፣ ብሮቡዕ 15 ሚያዝያ ኣብ ዘውጽኦ ኣዋጅ፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፣ ናይ ኣስታት 600% ወሰኽ ደሞዝ ከምዝተገብረሎም ኣፍሊጡ። እዚ ማለት ኣስታት 400 ፓው [...]
ፕ. ኣል ሲሲ፣ ንጉዳይ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ናብ መራሕቲ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ መልእኽቲ ይሰድድ

ፕ. ኣል ሲሲ፣ ንጉዳይ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ናብ መራሕቲ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ መልእኽቲ ይሰድድ

Radio Erena: 19 April 2020 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደል ፋታሕ ኣል ሲሲ፣ ንጉዳይ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ናብ መራሕቲ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ መልእኽቲ ይሰድድ ኣሎ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሳምሕ ሹክሪ ብኣካል እንዳዞረ [...]
1 241 242 243 244 245 366 2430 / 3658