Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 239 240 241 242 243 367 2410 / 3668
ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ

ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 17 May 2020 ኬንያ ምስ ሶማልን ታንዛንያን ዘራኽባ ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ። ፕረዚደንት’ታ ሃገር ኡሁሩ ኬንያታ ንማዕከናት ዜና ሃገሩ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ካብ ሶማልን ታንዛንያን [...]
ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ነጺጋ

ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ብኢትዮጵያ ንዝቐረበ እማመ ነጺጋ

Radio Erena: 14 May 2020 ኢትዮጵያ፣ እትሃንጸ ንዘላ ዲጋ ተሃድሶ፣ ካብ ናይል ማይ ክመልእ ዝጅምረሉ እዋንን ኣገባባትን ብዝምልከት ዘቕረበቶ እማመ መንግስቲ ሱዳን ነጺግዎ። ሚኒስትሪ ሃብቲ ማይን ሕርሻን ሱዳን፣ ንቀዳ [...]
ኡጋንዳ፣ ኣብ 2021 ዝካየድ ምርጫ፣ ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ክስረዝ ከምዝኽእል ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ኣተንቢሁ

ኡጋንዳ፣ ኣብ 2021 ዝካየድ ምርጫ፣ ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ክስረዝ ከምዝኽእል ፕረዚደንት ሙሴቬኒ ኣተንቢሁ

Radio Erena: 14 May 2020 ን34 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሰቬኒ፣ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ወርሒ መጋቢት ክካየድ ዝተመደበ ሃገራዊ ምርጫ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ክስረዝ ከምዝኽእል ኣተንቢሁ [...]
ኣፍሪቃ፣ ብሕማም ኤችኣይቪ ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ሰባት ክሞቱ ከምዝኽእሉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ

ኣፍሪቃ፣ ብሕማም ኤችኣይቪ ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ሰባት ክሞቱ ከምዝኽእሉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 13 May 2020 ኣብ ሓያሎ ሃገራት፣ ክካየድ ዝጸንሐ ለበዳ ኤቭኣይቪ ኤይድስ ናይ ምግታእ መደባት ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ እንተደኣ ተዓናቒፉ ፣ ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ኣብ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ ጥራይ፣ ኣ [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ንጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት እታ ሃገር ካብ መዝነቱ ሰጕጉዎ

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ንጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት እታ ሃገር ካብ መዝነቱ ሰጕጉዎ

Radio Erena: 13 May 2020 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ንጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት እታ ሃገር፣ ጀነራል ጋብሪኤል ጆክ ሪያክ ካብ መዝነቱ ሰጕጉዎ። እቲ ተሰጕጉ ዘሎ ጀነራል፣ ድሕሪ ሞት ሓለቓ [...]
‘ኢማኩሊ፣ ናይ ግዳያት ግዳይ’ – ወትሩ ሰሉስ ኣብ ሬድዮ ኤረና

‘ኢማኩሊ፣ ናይ ግዳያት ግዳይ’ – ወትሩ ሰሉስ ኣብ ሬድዮ ኤረና

Radio Erena: 12 May 2020 'Left To Tell' ብዝብል ኣርእስቲ ካብ ህልቂት ርዋንዳ ንስክላ ብዝደሓነት መንእሰይ ኢማኵሊ ተጻሒፋ፣ ኣብ 2006 ናብ ህዝቢ ድሕሪ ምዝርግሓ፣ ሚልዮናት ቅድሓት ተሸይጣን ናብ ዝተፈላ [...]
ጂቡቲ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ንዝሓገዙዋ 12 ቻይናውያን ሓካይም ሃገራዊ ክብሪ ሸሊማ

ጂቡቲ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ንዝሓገዙዋ 12 ቻይናውያን ሓካይም ሃገራዊ ክብሪ ሸሊማ

Radio Erena: 12 May 2020 ጂቡቲ ምስ ብዝሒ ህዝባ ብምንጽጻር፣ ኣብ ኣፍሪቃ እታ ዝበዝሐ መልከፍቲ ኮረና ቫይረስ ዝተራእየላ ሃገር'ያ። ሓደ ሚልዮን ካብ ዘይኣኸበል ብዝሒ ህዝባ፣ ዛጊት ኣስታት 1200 መልከፍትን [...]
ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ቤን ዓምርን ኑባን ብዝተኻየደ ናይ ቀቢላ ግጭት 3 ሰባት ተቐቲሎም፣ 79 ቆሲሎም

ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ቤን ዓምርን ኑባን ብዝተኻየደ ናይ ቀቢላ ግጭት 3 ሰባት ተቐቲሎም፣ 79 ቆሲሎም

Radio Erena: 11 May 2020 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ካብ ቤጃ ዝኾኑ ቤን ዓምርን ኑባን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ቅቢላ ግጭት ብውሕዱ 3 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ 79 ድማ ቆሲሎም። እቲ ካብ ሓሙስ 7 [...]
ሊብያ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሩስያውያን ዕሱባት ኣብ ውግእ ይሳተፉ ምህላዎም ሕቡራት ሃገራት ኣቃሊዑ

ሊብያ፣ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሩስያውያን ዕሱባት ኣብ ውግእ ይሳተፉ ምህላዎም ሕቡራት ሃገራት ኣቃሊዑ

Radio Erena: 11 May 2020 ኣብ ሊብያ፣ 1200 ሩስያውያን ዕሱባት፣ ምስ ሓይልታት ጀነራል ከሊፋ ሓፍታር ተጸንቢሮም፣ ኣብ ውግእ እታ ሃገር ይሳተፉ ምህላዎም ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ኣቃሊዑ። እቶም "ዋግነር ግሩ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብዕልቕልቕ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ካብ መነባብርኦም ተፈናቒሎም

ኢትዮጵያ፣ ብዕልቕልቕ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ካብ መነባብርኦም ተፈናቒሎም

Radio Erena: 11 May 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዝወርድ ዘሎ ሓያል ዝናብ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ክልላት ልዕሊ 110 ሽሕ ሰባት ካብ መነባብርኦም ከምዘፈናቐለ ንኮሚሽን ባህርያዊ ሓደጋ እታ ሃገር ብምጥቃስ ዘ ሪፖርተር ሓቢራ። [...]
1 239 240 241 242 243 367 2410 / 3668